Archive for: November, 2006

An Entire Generation Denied Higher Education? Are we going to stay silent?

Resoum Kidane 30/11/06 Since the 1940s, increasing number of Eritreans have sought to gain higher education. The British authorities had expanded the schooling system for their own reasons, mainly to counter Italian influence, but Eritreans seized the opportunity this offered.  Many went on to universities abroad.  With independence, the expectation was that  higher education would […]

Paradigm Shift

  The latest PFDJ propaganda assault backpedals to the ideological wasteland of over 3 decades ago.  But again, PFDJ may be excused for dusting old and forgotten books fetched from its forgotten libraries and feeding us old tunes.  The authors of these forgotten books have since then moved on to adopt the ideological positions of […]

Stockholm’s Women Conference Report

By Organizers The Stockholm women conference that was held on 25th November 2006 with the objectives of informing and enlightening the problems facing women in African countries in general and Eritrea in particular under the theme, “ Democracy and women’s rights in Africa.” was attended by many concerned Eritrean and other African citizens. Throughout the […]

Yearning for a Leadership/Leader

“Leadership is the process of persuasion and example by which an individual (or leadership team) induces a group to take action that is in accord with leader’s purpose, or the shared purposes of all”                                                 John W. Gardner   Leaders do the right things and managers do things right—- a classic interpretation of leaders. Many […]

ዜናታት ካብ ውሽቲ ሃገር

GIC 27/11/2006   መደብር ታዕሊም ሳዋ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ይሰርሕ ከምዘየለ ተገሊጹ ንኣስታት 10 ዓመታት ከም ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም መንግስቲ ኤርትራ ኮይና ከተገልግል ዝጸንሐት ሳዋ ብሰንኪ ዘለዋ ቅርበት ናብ ሱዳን ፡ ንምህዳም ምችእቲ ስለዝኾነት ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣደስቲ መደበራት ታዕሊም ክምስርት ተገዲዱ ከምዘሎ ዝበጸሓና ዜና ሓቢሩ ።  ብመሰረት እቲ ዝበጸሓና ሓበሬታ ኣብዚ ህጂ እዋን ካብ መላእ […]

ዜናዊ ትንተና ፡- መጻኢ ፖለቲካዊ መቐይሮ ኤርትራ

GIC 27/11/2006 ኣካል ናይቲ ንዓመታት መንግስቲ ኤርትራ ክኸስሮ ዝጸንሓ ተኸታታሊ ናይ ሰላም ተበግሶታት ኣብዚ ዛለፈ ሰሙን እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ናይ ኣብ ወርቐት ምምልካት ተብግሶ ምሕሳሙ ነቲ ሽግር ናብ ዝያዳ ዝተሓላለኸ ኣንፈት ይምርሕ ኣሎ ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ከኣ እቲ ኮሚሽን ብሰንኪ እዚ ምሕሳም ዕማሙ ዛዚሙ እቲ ጉዳይ ናብ ባይቶ ጸጥታ ከሰጋግሮ ስለዝኾነ ፡ መንግስቲ […]

ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን እቲ ናይ ወጻእተኛታት ምጽራይ መስርሕ ክቕጽሎ ምዃኑ ገሊጹ ።

GIC 27/11 /2006   ዳይረክተር ክፍሊ ወጻእተኛታት ኣብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳይት ሱዳን ብርጌድር ጀነራል ከማል ኣብዱልመንዕም እቲ ብዕለት 15/11/2006 ዝጀመረ ናይ ወጻእተኛታት ምጽራይ መስርሕ ክቕጽል ምኻኑን ፡ እቲ መስርሕ ንኹሎም ኣብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝቕመጡ ወጻእተኛታት እምበር ኣብ ፍሉይ ዜግነት ዘተኮረ ዘይምዃኑ  ገሊጹ ።  ስጋብ ሕጂ ተጌሩ ኣብ ዘሎ ምጽራይ ኣስታት 1339 ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝቕመጡ  […]

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ንዝሰርሑ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኡ ::

GIC 26/11/06   ኣካል ናይቲ ቅድሚ ሕጂ ንተማህሮ ካልኣይ ደረጃን ተማህሮ ዩኒቨርሲቲን ካብ ሃገር ንኸይወጹ ዝግበር ዝነበረ ዋሕሳ ናይ ምምጻእ ጠለብ ህጂውን ኣብ ኣባያተ ጽሕፈት መ ንግስቲ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ስጋብ ዕለት 30 እዚ  ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ ዋሕስ ከምጽኡ ከምዘለዎም ከምዝተሓበሩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም ።  እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ እዞም ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ዝሰርሑ […]

ፕሮፈሰር መደዊ ቱራቢ ኣብ ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ሰሚናር ኣካይዱ ::

GIC 26/11/06   ኣባል ማእከል ፖለቲካዊ መጽናዕቲ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፈሰር መደዊ ቱራቢ ብዕለት 24/11/2006 ኣብ ማእከል መጽናዕቲ ኣፍሪቓ ከተማ ካርቱም ኣብ ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ሰፊሕ ሰሚናር ኣካይዱ ። ፕሮፈሰር መደዊ ኣብ መግለጺኡ ኣገዳስነት ቀርኒ ኣፍሪቃ  ብዓቢኡ ኣብ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ቀይሕ ባሕሪ እዩ ድሕሪ ምባል ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ብፍላይ ምስ ምጉዕዓዝ ነዳዲ ካብ […]

ኣያ ገረወልዱ ተፈዲሑ ጉዱ

ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ                ኖርወይ  26/11/06      ነውራማት ጃንዳ ህግደፍ ኣቤት ክኽእልዎ            ካብዝን ካብትን ቆራሪጾም ብዝሰናንዕዎ            ቀደም ዝተሳእለ ከም ሓድሽ ስለ ዘምስልዎ            ንደገፍቶምዃ ሎምስ ሓሶቶም ደንጽይዎ            ኣብልዕሊኦም ዝነበሮ እምነት ተፊኡዎ                  ብጌጋ ሓበረታ ብናይ ኣሽካዕላል ስብከት                  ህዝቢ እናደናገሩ ናብ ጽልኢናብ ህውከት                  ሓውንሓው ከናኸሱ ዝውዕሉ ሕንዚ ዑኮት                  ሰላም ዘይፈትዉ ሰብ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net