Archive for: November, 2006

ጀናዲ ፍረዜር ኣስመራ፡ ንኢትዮጵያ ባህ ንዘይምባል ኣብ ውሽጣዊ ጕዳያት ናይ ሶማልያ ኢዳ ተእቱ ኣላ፤ ንዓብደልዋሕድ ኑር ከኣ፡ ንስምምዕ ናይ ኣቡጃ ከይፍርመሉ ትደፋፍእ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 24.11.2006               ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልስሓፋ”፡ “ኣልሓያ” ንእተባህለት ኣብ ለንደን እትሕተም ጋዜጣ ጠቒሳ፤ ዓብደልዋህድ ኑር፡ ነቲ ኣብ ኣቡጃ ኣብ መንጐ መንግስትን ተቓወምቲ ውድባት ዳርፉርን ዝተበጽሐ ስምምዕ መታን ከይክትም፡ ስርዓት ኣስመራ ብገንዘብ ከምዝደለለቶ ዝሕብር፡ ብወይዘሮ ጀናዲ ፍረይዘር፡ ናይ ኣፍሪቃዊ ጕዳያት ተሓጋጋዚት ሓላፊት ኣብ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጕዳያት ኣመሪካ፡ ዝተዋህበ መግለጺ፡ ኣብ’ቲ […]

ኣየ መሽቀቕ!

ሕዳር 24-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ዕጥቂ ኣላሻውያን ኩሉ ሳዕ ዘለቕለቕ ልቕብቃብ ትሕዝቶ ተበታኺ መሽቀቕ ህግደፍ ብዓል ስረ ኣቢሉዎም ሸታሕ ዕርቡን ተቐቢሉ “ሰላማዊ ፍታሕ”       ከድዓት ጠላማት ዕላምኦም ጸድፊ       ኣመል ናይ ቀደሞም መጺኣ ’ታ ወልፊ       ንፋለጥ እንዲና ደርጊ ’ሓይሽ ክብሉ       ሕጂ ድማ ህግደፍ ስዓቱ ኣኺሉ ብሰንኪ ከድዓት ጅግና ተባሪሩ ኣንበሳ ናይ ሰውራ ኣርሓ ዝፈከሩ ቀደም […]

በጃኺ ቲቪ-ኤረ ግደፍና ሓሶት በዚሑና !!

ገዛውቲ ይሕነጽ አሎ ትብልና ሃገር ትልምዕ ኣሎ ትብልና መንገድታት፡ ይስራሕ ኣሎ ትብልና እነተኾነ ግና !! ኣብ ስደት፡ ኣብ ቤት ማእሰረቲ  ወይ ኣብ በረኻ´ምበር ኣብ ገዛስ ዝቕመጥ እዝጊ ነይራኣና ባኒ ዝሰኣነ´ምበር ብባኒ ዝጸገበኳ ነይሰማዕና ብእግሩ ዝኸይድ´ውን ይበዝሕ ካብ ብመኪና ሎም ቂነ እሞ ጉድ ሰሚዕና ጉዳይ ዶብ „ተፈቲሑ“ ኢላትና ንጽባሒቱ ከኣ „ኣብ ካርታ ምሕንጻጹ ግና ኣይንቕበሎን ኢና […]

እቲ መዋእል መድረኽ ግሉጽነት እዩ እትኣምነሉ ካብ ጽሕፍካ ግን ኣይትተሓባእ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ድሕሪ ዕለት 04/ 11/2006 ኣብ መስከረም ዳት ነት ዶ. በየነ ኪዳነ ኣቦ/መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሆላንድ ዝገበሮ ህዝባዊ ሰሚናር ብዛዕባ እስትራተጅያዊ ምሕዝነት ምስ ኢትዮጵያ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን  ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ጉባኢኡ ክዛረበሉ ኣሎዎ ኢሉ ገሊጹ ትብል ሓሶት ኣቐምጥ ኣቢሉ ኣብ ጎና ድማ ስእሊ ናይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣቐሚጡ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰሉ […]

9 ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 22.11.2006   ትሽዓተ ኣብ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ዝሰርሑ ኤርትራውያን ብዕለት 12 ሕዳር 2006 ተኣሲሮም ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ተወሲዶም ከምዝለው፡ “ዶብ ኣልቦ ጋዜጠኛታት” እተባህለ ትካል ኣቃሊዑ። ካብ 12 ሕዳር ኣትሒዙ ኣባላት ጸጥታዊ ትካል ስርዓት ኢሳያስ፡ ናብ ሚኒስትሪ ዜና እናተመላለሰ፡ ንሰራሕተኛታት ክሓቱ ከምዝጸንሑ ውን፡ እቲ ምንጪ ሓቢሩ። እቶም ክሳዕ ሕጂ […]

ቃለ-መሓትት ምስ ሑሴን ኸሊፋ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን መጽሔት ኣልናህዳ 22.11.2006               ሑሴን ኸሊፋ ይብል፡- …ሜዳ ኤርትራ ክሓልፎ ብዝጸንሐ ሃለዋት ዕጉባት ኢና…. …ኣሰናዳኢት ሽማግለ፡ መጽናዕታ ኣዳልያ ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣቕሪባቶ ኣላ … …ህልዊ ፖለቲካዊ ቻርተር፡ ገለገለ ተዓቕቦታት ክግበረሉ ዝጸንሐ’ዩ… …ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ፡ ንሲቪላዊ ማሕበራትን ካብ ኪዳን ወጻኢ ዘለዋ ውድባትን ኣብ ውዱእ መኣዲ ኣይኰናን ክንዕድሞም.. …ጕባኤ፡ ሓድነት ኪዳን […]

ደምበ ተቓውሞ ኤርትራን መኸተታቱን

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 21.11.2006   ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ጠቕላላ ጕባኤን ኣስዒቡ ድማ፡ ኵሉ ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝጻረር ፓለቲካውን ማሕበራውን ሓይልታት ዝሳተፍሉን፤ ፖለቲካውያን ውድባትን ፓርትታትን ሲቪላውያን ማሕበራትን ዝሰማምዕሉን ፖለቲካዊ መደብ ዕዮ ዝንደፈሉ ሃገራዊ ዋዕላ ንምክያድ ኣብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ መንጐ መንግስታት ናይ ዞናና ሓድሽ ዝምድናታትን ምሕዝነታትን ዝፈጥር ኣገደስቲ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ይግሃዱ ኣለዉ። እዚ […]

እንታይ እዩ ክግበር ዘለዎ?

ካብ ወርሒ ሰነ  2006 ፍርቂ ጀሚሩ እቲ ኣብ ውሽጢ ሱዳን ዝነበረ ባይታ ናይ ተቓወምቲ ውድባት ብዓይኒ ፖለቲካውን ዜናውን ጸጥታውን ኩነታት ናብ ካልእ ጥርዚ እንዳተቐየረ ከም ዝመጸ ንኹልና ብሩህ እዩ። እዚ ድማ መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ባይታ ተቓውሞ ኣግዲፉ ናብ ጠቕሙ ንምቕያር ን( 10 ) ዓመታት ጽዒርሉን ሚልዮናት ኣውጺኡሉን እዩ። ምኽንያቱ ኣብ ናይ ደቡብ ሱዳን ንዝነበረ ናይ […]

ምስትውዓል

ምስሊ ደቂ ሰባት ዝለበስካ ወዲ ሰብ ምዃንካ ክትፈልጥ ይግባእ፡ ካብ ዝኾነ ይኹን ፍጡር ዝፈልየካ ካኣ ናይ ምስተውዓል ክእለትካ እዩ፡፡        ምስትውዓል መገዲ ቅንዕናን ተንኮልን ተባሂሉ ኣብ ክልተ ይኽፈል፡፡ ርእሱ ኣትሒቱ ዘይርኢ ሰብ ብትዕቢትን ልዕልናን ንዕቀትን ኮታ ኩሉ ሰይጣናዊ ስራሓት ይውንን፡፡ ነቲ ኩሉ ጉዕዝይን ኩፉእን ሰይጣናዊን ኣተሓሳስብኡ ሽፋን እናገበረ ንህዝቢ እንዳታለለ ብትእዛዙ እተፈጸሙ ግብረ እከያት ብቕጽበት […]

ንሓድነትን ሓርነትን ብንጽህና ንስራሕ ከይበልና ንጽባሕ

መጀመርያ ለበዋ ናይ ብጻይ ገብሪህውት ኣቡ ዓሸራ ብዕለት 7.11.06 ካብ ሰምየን ኣመሪካ ንውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ን ተ.ሓ.ኤ. ሰ.ባ. ን ዝጸሓፋ ስለ ዘንበብኩ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡፡        ኣነ`ውን ካብዚ ተበጊሰ እዚ ዝስዕብ ለበዋይ ንኹለን ዉድባትን በርገሳውያን ማሕበራትን እዚ ዝስዕብ ለበዋይ አቕርብ፡ ወዲ ሰብ ኣብ`ዛ ዓለም`ዚኣ ዘልኣለም ነባሪ ከምዘይኮነ (በጀካ ዲክታቶራት ውልቀመለኽቲ) ዘይፈልጥ ሰብ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net