Archive for: November, 2006

Ideological Wasteland (Part II)

“A House divided against itself cannot stand,” Abraham Lincoln “You can fool some of the people all of the time, and all of the people some of the time, but you can not fool all of the people all of the time.”   Abraham Lincoln In the late 1980’s, TPLF cadres were interviewed on BBC advocating […]

ዘገርም ዘስደምም ኣብዚ ጠዊኩም ተዓዘቡ

  ንድሕሪት ዝጎትት ኣጋባብ ኣቃላልሳ Eምበር ንህዝቢ ዘይቃለሳ Eንተሎ ሃየ ይዋሓስ ክብለኩም Iልካ ምEዛብ ንቅድሚት ነይ ሰደኩም E ብነፋሪት ነዊሕ ተጓ ኣብ ኣኼባ ካብ ህዝቢ ዘይ ሕወሶ ይባሃል ተዓዊትና ኳድ’ኣ ብዝያዳ Eድልዩ ነቲ ጨኳኒ ጸላIኹም Iዝካ ኣኼባ ነቶም ዝኣመና Eን’ተርነጥ Eንዳ በልካ Eውት ኣኼባና E ሕመቕ መርሕነታት ድዩ ቲ ጠንቂ ክፍለጥ ምEንቲ ክንሪO ኩላትና ’ስ […]

ኤርትራዊት ስድራ-ቤት

አንታ ጉድ ተረኺቡ ጉድ ተረኺቡ ኣብ ከብዲ ዓዲ ጉሒላ ተወሊዱ ደምናን አንጉዕናን ዘፍሰስናሉ ንብረትና ዝዛሕዛሕናሉ ንእስነትና ዝበጀናሉ ሳላሳ ዓመት ዝተቓለስናሉ ሃገራዊ ክብርና ንዓና ንደቅና ንውሉድ ወለዶና ዘማዕዶናዮ ሰላም ዝሐለምናዮ ለምለም እወ ! ዝሀረፍናዮ ስኒት ከመይ ! ዝጸማእናዮ ቅሳነት ማዕረ ዝተመነናዮ ጸጋ ወሪዱና ሐደጋ ዘዕበናዮ ዕንዱ ጨካን ከብዱ አንታ ኣበይ’ዩ ዓዱ ዝፈረየት ማሕጸን ዘባኽን ዘምክን ጸፋር […]

Ideological Wasteland

Remembrance Day November 11 For all those who laid down their lives so that we can enjoy our freedom.     A friend of mine likes to give a spin to that ageless ‘guayla’ song, Sirihit Fenkil Tedegeme Kabey Nekele, Warsai Yekealo Adi Rosso Atewo Tehaso Ab Kunat Egre Mekel Ziwuale Yinger B’Embatkala Mis’tewerwere Nahri […]

ታሪኻዊት መርዓት

ሕዳር-11-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ኤርትራ ሃገረይ ታሪኻዊት መርዓት ምዓስ’ዩ  ዝዕገት ናይ ደቅኺ ንብዓት? ካበይ’ዩ ዝዘንብ ካበየናይ ሰማይ በየን’ዩ ዝፍልፍል ካበየናይ ቀላይ?       አዒንቲ ቀምሲሉ ቅርኒብ ተማሕይዎ       ኣበይሲ ክጥምት ደሮና ኣትይዎ       ዝናብ እንተበዝሐ ናብ ርቡኡ ’ወርድ       ጨው ንብዓት ደቅኺ ምዕጒርቲ ’ጨድድ ሞትሲ ንቡር ነይሩ መርድእ ዝንገሮ ናትክስ ንበይኑ’ዩ ስቕ ኢልካ ቅበሮ ታሪኻዊ ከስዐ ጅግና ትወልድሉ […]

ሰለስተ መንእሰያት ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን እንዳሰገሩ መይቶም

GIC 11/11/06 ሓሙሽተ መንእሰያት ካብ ከባቢ ኣስመራ ተበጊሶም ናብ ሱዳን ክሰግሩ ኣብ ታንከር ናይ ቦጥ እንከለዉ ብሕጽረት ትንፋስ ሰለስተ ካብኣቶም ኣብ ከባቢ ዶብ ኤርትራን ሱዳንን  ከምዝመቱ ካብ ከባቢ ተሰነይ ዝበጸሓና  ሓበሬታ ገሊጹ ። ዝርዝር ኣስማት ናይቶም ዝመቱ በጺሑና እኳ እንተሎ ስጋብ ሕጂ ብወግዒ ስድራቤቶም ስለዘይተነግሩን ንድሕነት ስድራቤቶምን ክንብል ዘይጠቐስናዮ ምዃና ክንሕብር ንፈቱ ። እቲ ዝበጸሓና […]

ንዝኽሪ ናይ እምነት እሱራት ኣቦታትን ኣደታትን ኣሓትን ኣሕዋትን

ናይ እምነት እሱራት ብኣካል ሑዩራት ብመንፈስ ብርቱዓት ናይ ጽባሕ ምሰትያት       ፍቕሪ ኣብ ልቦም       እምነት ዝማዕተቦም       ጽቡቕ ዝግብሮም       አረ እንታይ ኢዮም ጌሮም ! ኣመንቲ ተኣስሮም ጀጋኑ ተሓይሮም መንሰያት ተሰዲዶም ቆልዑት ዘኽቲሞም ወለዲ ብሓዘን ሓሪሮም ሃገርና እናጠፍአት ዓይንና ተዓመተት እዝንና ጸመመት ኣፍና እውን ተለጉመት መዓት ወሪዱና ጌና ግን ዘይተረደኣና እንታይ ኢና ኮና ኣምላኽ/ኣላህ […]

መልእኽቲ ን’ግ.ሃ.ድ.ኤ’ን ን’ተ.ሓ.ኤ ሶባ’ን ክልተ ውድባት

ብገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)      ዝኽበርኩም ኩቡራት ኣቦወንበራት ናይ ክልቲኡ ውድባት ኩቡር ተጋ/ዶክ/ በየነ ኪዳነን ኩቡር ተጋ/ ወልደስዩስ ዓማር ብቐዳምነት ዝላዓለ ክብሪ ዝሓዘለ ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ንውልቀ መላኺ ዲክታይተራዊ ስርዓት ኤርትራ ንምውዳቕ ኣብ ማዓልታዊ ጥምጥምኩም ዓወት እና ተመነኹ ኣብ ጥዕናኹም ሙሉእ ዘይ ግጉዱል  ሕሉው ኮይኑ ኣብ ናይ ሩኡይ መገዲ ተስፋ ፕላናት ንኽትህሉዉ ተስፋ ኣይ ሓክክኽን። […]

ኤርትራ፡ ክልተ ኣህጕራዊ ናይ ረዲኤት ትካላት ኣባሪራ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 06.11.2006 ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ዲፕሎማስይዊ ምንጪታት፡ ሕጂ ውን ስርዓት ኢሳያስ ክልተ ኣህጕራዊ ናይ ረዲኤት ትካላት ካብ ኤርትራ ክወጻ ከምዝወሰነት ኣረጋጊጾም። እተን ክባረራ ዝተወሰነለን ናይ ረዲኤት ትካላት ኣህጕራዊ ናይ ድሕነት ኮሚቴን International Rescue Committee) ሳምራዊ ማህደር (Samaritan Purse) ምዃነን ተፈሊጡ ኣሎ። ቅድሚ ሕጂ ዩ.አስ. አይድ (USAID) ዝተባህለ ናይ ኣመሪካ ናይ […]

ከይንጣዓስ ንህዝብና ንኽሓስ

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 04/11/06           ኣንቱም ኣማዕደውቲ ኣየብቲ ኣይምስቲ           ኣብ ኣጉል ዘለኹም ዱልዱላት ተበለጽቲ           ህዝቢ እናቓህመ ከም ጓኖት ተዓዘብቲ           ነብሶም ዘይቋጻጸሩ ፈራሓት ተጣራጠርቲ           ኮፍ ኢልካ ዓወት የለን ምርኡያት ሊቃውንቲ                 ደገኹም ሃገራውያን ውሽጥኹም ተጻባእቲ                 ይዋእኩም ቃራሙ ህግደፍ ነጋሮ መባጻሕቲ                 ኣደታትኩም ይነብዓ ንስኻትኩም መዳመቕቲ                 ይራገም ኣሎ ህዝብና ኮንኩሞ ዕሱባት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net