Archive for: February, 2007

ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣገደስቲ ውሳኔታት ብምሕላፍ ይቕጽል ኣሎ ።

GIC 19/2/2007 ሓሙሻይ መዓልቱ ኣቑጺሩ ዘሎ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣብ ኣገደስቲ ሰነዳት ናይቲ ኪዳን ዓሞቕቲ ዘተታት ብምክያድ ኣገደስቲ ለውጥታት ብምግባር ብልዙብ መንፈስ ይቕጽል ከምዘሎ ወኪል ጋልፍ ኤንፎርሜሽን ሰንተር ካብቲ ቦታ  ሓቢሩ ።   ኤ.ዲ.ኪ ኣብ ናይ ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣኼቡ ንጉዳይ ቻርተር ብጽሞና ብምራይ ብዛዕባ መሰል ብሄራት ስጋብ ምግንጻልን ምምሕዳር ብሕጊ ሃይማኖትን ዝገልጻ ዓንቀጻት  3ን […]

THE HABAB TRIBE

By O.G.S. CRAWFORD Editor of Antiquity The accompanying genealogical table is a conflation from the following sources:- 1.                 Newbold’s File ii, 484:  a mere list of names showing the ancestry of Sheikh Mahmud for 54 generations, through Adnan to Nuh. No authority is given for this list. 2.                 Ibid. 317: a genealogical table of the […]

ስርዓት ጭቆና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዜጋታቱ እዮም ተኪኦሞ

ኣብዛ ዓለምና ደቂ ሰባት እንነብሮ ድሩት እኳ እንተኮነ: ውልቀ መለኺ ገዛኢ ሃገረ ኤርትራ ግን ነዚ ዝረስኦዖ ይመስል። ነተን ተሪፈንኦ ዘለዋ ዕድመ ልዕሊ ኩሉ ውልቃዊ ክብርን ዝናን ስለ ዘገድሶ ሃርና ኤርትራን ህዝባን ካብ ዝከፈኤ ናብ ዝከፍኤ ኣሳጢሕዋ ይርከብ እቲ ገበን: ካብ ገበን ናብ ገበን ምስ ተደጋገመ መዋጽኢ ሲኢኑሉ ለኪመ ለካኪመ ምጥፋእ ይሕሸኒ ኢሉ ተታሒዝዎ ኣሎ። ማለትሲ […]

ወላዲት፡ ወላዲ

ስቕ ኣይትልመድ ጽባሕ ንምልዓሉ ከይከብድ ጓና ከይዛረበሉ ከይፈርድ ስምዒ ውሉደይ ስማዕ ውሉድ፡  ንብዓተይ ክጸርር  መዓንጣይ ክሓርር  ጓለይ ወድይ ክባረር፡ ……  ስቕ ክትብል፡ ኪዳነይ ክብተን ናብራይ ክብተን መሰለይ ክፍንፈን፡……  ስቕ ክትብል           ክርሕቅ ክፍንተት        ዜግነተይ መሰልይ ክቕንጠጥ        ክህረም ክቕለጥ፡…….   ስቕ ክትብል ርሒቆም ንዝኸዱ ሰበይ ከማዕዱ ብዘይካ ዝሃርሙ ዝስጉዱ፡        ኣይግህዶ ኣይሕልሚ        መራዚ ሰማሚ […]

ጸብጻብ መኽፈቲ 1ይ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

GIC 16/2/2007 “ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ንምህናጽ ቃልስታትና ነበራትዕ “ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ወከልቲ 13 ውድባትን ፣ወከልቲ ናይ ዜና ማዕከናትን ፣ ወከልቲ ማሕበር ምትእኽኻብ ሰንዓ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ  ትማሊ ዝጀመረ 1ይ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲታዊ ኪዳን ብውዕዉዕ ሃገራዊ  መንፈስ ይቕጽል ኣሎ ። ወኪል ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ኣብ ዝለኣኾ ጸብጻብ እቲ  ጉባኤ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ንምእላይ […]

መስከረም-ኔት ጥርሑ ናይ ዝወጸ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ናይ መወዳእታ ዕርዲዶ!! ወይስ ኣካል ደንበ ተቓውሞ?

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርታ ነዚ ኣርእስቲ’ዚ ኣልዒለ ክጽሕፍ ቅድሚ ምጅማረይ ናይ’ቶም ገና ንዌብሳይት መስከረም ከም ኣካል ተቓውሞ ጌሮም ዝርድእዋ ደቂ ሃገር ሞራል ከይትንክፍ መታን፡ ሕጂ’ውን ተጸሚምካ ምሕላፉ ዶኾን ምሓሸ ኣብ ምባል በጺሐ ምንባረይ ክሓብኣልኩም ኣይደልን። ደጊመ ደጋጊመ ድሕሪ ምሕሳብን፡ ንገለ ብጾት ድሕሪ ምውካስን ግና፡ እንዳርኣኻን ኣንዳሰማዕካን ስቕ ኢልካ ምርኣይ ዘይሓላፍነታዊ’ዩ። እኳ ድኣ ኣብዚ ሕጂ በጺሕናዮ […]

ኣኼባታት ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ህድኣት ብዝዓሰል ኣገባብ ይቕጽል ኣሎ ።

GIC 13/2/2007  ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ ዕለት 3-4 መዓልታት ዘካየዶ 8ይ ስሩዕ ኣኼብኡ  ናይ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ናይ ስራሕ ገምጋም ብምግባርን  ጸብጻባት ፍሉይ ኮሚቴታት ብምስማዕን   ናብቲ ብዕለት 10 ዝጀመረ ኣኼባ  ማእከላይ መሪሕነት ኣቕሪቡ ። ብመሰረት ካብቲ ቦታ ዝበጸሓና ሓበሬታ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ስርሓት ገምጊሙ ፣ ኣብ ምምዕባል […]

A Defined Struggle

A Reply to Dr. Tekie Fissehatsion As we only skimmed through Chatham’s report and Dr. Tekie Fissehasion and his co-writer’s response to the report, but based on Dr. Tekie’s similar articles in the past over the same issue and our overall observations for the last five years of the world’s reluctance to enforce internationally arbitrated […]

ሃገራዊ ዋዕላ መ ማህራን ንቐባሮ መ ርድእ ምርዳእ ኒሩ ሚ/ሪ ትምህርቲ ካብ ሞት ናብ ካልኣይ ሞት ዝተሰጋገረሉ ህሞት

አብዚ ለንቅነ ህግደፍ ካብቲ አትይዎ ዘሎ ፖለቲካውን ቁጠባውን ባህላውን ቅልውላው አንፈት ህዝቢ ንምጥምዛዝ ብጉዳይ ሶማል ክጣላዕን ናይ ህዝቢ አንፈት ንምጥምዛዝን ክጥቀመ ሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሕጁ ድማ ካብቶም አብዚ እዋን ንገለ ቁሩብ መዓልትታት ድማ መ ጻንሒ እንተኾነኒ ኢሉ ነቲ ከም ሕሱም ዳግም ህይወት ከይረክብ ኢሉ ናብ ሞት ዘብጽሖን ሓመድ ድበ ዘልበሶን ሚ/ሪ ትምህርቲ ተመ ሊሱ “ […]

Sudan, Chad agree to bar rebel groups, normalize relations

GIC Feb 11, 2006 (KHARTOUM) — Sudan and Chad have signed a peace agreement to end increasing tension, pledging to deny refuge to each other’s rebel groups and to normalize diplomatic relations. The agreement, signed late Wednesday, was reached after a day of talks hosted by Libyan leader Muammar Gadhafi. The leaders of Burkino Faso, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net