Archive for: February, 2007

ጆሽዋ ኣሎኻ´ዶ ኣብ ሸላ !

ንዝኽሪ ተጋዳላይን ጋዘጠኛን ፍስሃየ ዮውሃንስ (ጆሽዋ) ጆሽዋ ሪኢኻያዶ ዓለም ከዳዕ ምዃና ተቓሊስካን ኣቃሊስካን ንናጽነት ሕዝብና ንግዜኡ ግን ንጠላማት-መብጽዓ ኮይናላ ሃገርና ሕዝብና ኣይካኣለን ናጻ ከውጽኣካ ፍትሒ እውን ኣይረኸብካን ኣብ ገዛእ ሃገርካ ብጾትውን ኣይተረኽብን ዝማጎቱልካ ዓለም እኳ ትሓይሽ ተዛሪባትልካ ንፍትሕን ሕግን መሰልን እዚ ኩሉ ተቓሊስካ ፍትሕን ሕግን መሰልን ግን ከይረኣኻየን ከድካ በዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ብግቡእ ከይተፋነውኻ ከም […]

Uneducating Eritrea

PFDJ’s Education Policy:  “Every Child Left Behind” Chapter 280 of PFDJ drama consists of gathering traumatized teachers and pretending that it is engaged in developing the country.  The latest drama is a significant departure from its propaganda and realities of the last – lost count, just say – eternity.  For the last zillion years, PFDJ […]

ንጥገና ዝብል ቃል ከይተስሙዑና

ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 09/02/07                    ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ናይ ኪዳን ብቕንዕና ተቐራረቡ          ንኹሉ ገዲፍኩም ንሓመድ ዝልሕስ ዘሎ ህዝቢ ሕሰቡ           ይኣክል ተንኮል ቂም ብማይ ሰላም ልብኹም ተሓጸቡ           መዓልትን ህግደፍን ከይተጸውዑ ስለዝመጹ ከይትስለቡ                       ምጥጋን ምጽንጋን እናበሉ ድሕሪት ከይጎሱኹም                     ኣስተብህሉ ብዓልመን ከም ዘለዉ ብድሕረኹም                     ንዓኹም መሲሎም ምቁር መርዚ ከየስትይኹም                     […]

Amnesty International’s Urgent Action Appeal

UA 34/07 Forcible return/Torture and ill-treatmentLIBYA 430 Eritrean nationals According to reports, 430 Eritrean nationals, including over 50 women and children, are currently detained by Libyan authorities and are facing imminent deportation to Eritrea. Reports suggest that the Libyan authorities may have beaten and raped or sexually abused some detainees, and some detainees may even […]

ይኣክል ዝሓለፈ

እዋናዊ ሓተታ  GIC 7/2/2007 ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩለን ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ ገዛእቲ  ዝነበራ ሃገራት ሕማቕ ናይ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ከም ካልኦት ሃገራት ናጽነቱ ብቐጥታ ክረክብ ኣይከኣለን ፣ ከም ውጽኢት ድማ ዝነወሐ ሰውራ ዝተባህለሉ ደማዊ ብረታዊ ቓልሲ ከካይድ ተቐሲቡ ። ድሕሪ መሪርን ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ኣሓትን ኣሕዋትን ዝወሰደ ኣድካሚ ቃልሲ እቲ ብሰላማዊ መንገዲ ዘይተረክበ ናጽነት […]

ጻውዒት ኤርትራውያን ካብ ሊብያ

GIC 07/2/2007 ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታት ኢንተርነት ከምዝተሓበረ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐዩ ምህላዎም ተሓቢሩ ኔሩ ። ሎሚ ካብቲ ቤት ማኣሰርቲ ብዝበጸሓና ተደጋጋሚ ናይ ቴለፎን ጻውዒታት መሰረት እቲ ቁጽሪ ናብ 600 ክብ ኢሉ ከምዘሎን ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ፋዱስ ወኪል ኤንባሲ ኤርትራ ኣብ ሊብያ ናብቲ ቤት ማእሰርቲ ብምምጻእ ናብ ዓዶም ክምለሱ […]

መንግስቲ ሱዳን መንጎኝነት ኤርትራ ብመንገዲ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ክኸውን ይሓትት ፣ ኣቦ መንበር ምብራቓዊ ግንባር ሱዳን ናይ ገዛ እሱር ኮይኑ ።

GIC 06/2/2007 መንግስቲ ሱዳን መንጎኝነት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ዳርፉር ሕልኽላኽ መታን ከይፈጥር ምስ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ከተወሃህድ ብወግዒ ሓቲቱ ። ኣማኻሪ ፕረሲደንት ሱዳን ዶር ማሕጁብ ኣልከሊፋ ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ወግዓዊ ጻውዒት ከምዝገበረ እቲ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ ወሲኹ ገሊጹ ።   መንግስቲ ኤርትራ ንጉዳይ ዳርፉር ንምፍታሕ ከምቲ ናይ ምብራቕ ሱዳን በይናዊ ተበግሶ ወሲዱ ክፈትሖ ይጽዕር […]

ውልቃዊ ትዕዝብተይ ሕዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት

ብኣብራሃም ተኽለ 05.02.2007   ኣቦ ወንበር ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንመጀመርያ ግዜ ቀዳም ዕለት 03.02.007 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ።  ኣነ ብወገነይ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ክሳተፍ ዘገደደኒ ሃገርና ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ኣብ ዓቢይ ሓደገኛ ፖሊቲካውን፤ ቁጠባውን፤ ማሕበራውን ቅልውለው ስለ እትርከብ፤ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ከኣ ሓደ ካብቶም ብቐረባ ኩነታት ሃገርና ዝካታተል ዘሎ […]

ኤርትራውያን ኣርበኛታት ናይ ደሞክራሲ ኣብ ስቶክሆልም ተኣምራት ሰሪሖም።

4 February 2007   ኤርትራውያን ኣርበኛታት ናይ ደሞክራሲ ኣብ ስቶክሆልም ተኣምራት ሰሪሖም።ብመጀመርያ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ናይ ስቶክሆልም ኣብቲ ቦታ ናይ ኣኼባ ተኣኪቦም፤ብድሕሪ U ኩሉም ብሓደ ብሽም ወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፤ብሽም Eሱራት፤ብሽም መንEሰይ ሓደስቲ ስደተኛታት፤ ብሽም ኣልቦነት ግዝኣተ ሕጊ ሃገር፤ብሽም ኩሎ ዘይፍትሓዊ ተግባር ህግድፍ ነዲሮም።ካብቲ ብዙሕ ንEነሀ ገለ ክፋል ናይ ጭሮሖታት። ህግድፍ ግደፍ ንወጽዓ ህዝብና፤ ህግድፍ […]

Strategic Alliance

The purpose of this article is, as are all my other articles, to engage Eritreans in discussion over various issues.  Some opposition articles are written advocating or proposing certain solutions over delicate and complex issues without the benefits of comprehensive and wider discussions and debates among the wider community of Eritrean political activists and interested […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net