Archive for: December, 2010

ኣብ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ኣኼባ ተኻይዱ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ከኣ ተመሪጻ

ከተማ ኢንድያናፖሊስ ሓንቲ ካብተን ኣብ’ዚ ሰሙን’ዚ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላን ዝመጽእ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤን ኣኼባታት ዝተኻየደለን ከተማታት ናይ ኣሜሪካ ኢያ። እዚ ቀዳም 27 ጥቅምቲ 2010 ዝተገበረ ኣኼባ’ዚ፡ ኮምሽነር ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ኣብ መንጎና ተረኺቡ: እቲ ካብ 31 ሓምለ-9 ነሓሰ 2010 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዋዕላን ብውጽኢቱ ዝተመርጸት ኮሚሽንን ከኣ ንምንታይ ነጻ ኮይና ከምዝቖመትን፡ እንታይ ዕማማት ከኣ […]

The structure of state in Eritrea

By Fesseha Nair The main conflict in Eritrea is and was the state structure of the Eritrean society. Eritrea is country inhabited by diverse population with different ethnical, religious, cultural and territorial identities. If we see the political organizations and the ruling party in Eritrea, they are organized in the ethnical and religious lines. Those […]

ቃለ መሕተት ኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ

ካብ ዓረብኛ ዝተተርጎመ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ። ይኹን’ምበር እቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ዝተገብረ […]

Eritrean head of state visits Cairo to discuss regional issues

Staff Thu, 02/12/2010 – 14:11 President Hosni Mubarak on Thursday met with his Eritrean counterpart, Isaias Afwerki, in Cairo to discuss African and Middle Eastern issues and bilateral relations. No other officials were present, sources close to the president told Al-Masry Al-Youm. Afwerki last visited Egypt in May. The meeting comes amid deteriorating relations between […]

ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ህዩስትን፤

ኣብ ከተማ ህዩስትን ቀዳም 21 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ተካይዱ። ኣብዚ ንህዝቢ ኤርትራ ንምብጻሕ ብዘካየድ ዘሎ ጻዕሪ ኤርትራዊ  ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣባል ኮሚሽን ሓው ኣቶ ሃይለማሪያም ተስፋይ ነቲ ኣብ ህዩስትንን ከባብን ዝርከብ ህዝብና ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ።

ዜናዊ ጸብጻብ ኣኼባ ስቶክሆልም

ከም መቐጸልታ ነቲ ኣብ ክሉ ቦታታት ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝካየድ ዘሎ ዕቱብ ምንቅስቓሳት፡ ወከልቲ ጨናፍር ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ከምኡ’ውን ገዳይም ተጋደልትን ኣገደስቲ ሃገራውያን ባእታትን ዝተሳትፍዎን ብኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ዝተማእከለ ኣገዳሲ ኣኼባ ብሰንበት ዕለት 28/11/2010 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ብዓወት ተሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ንኩሎም ተሳተፍቲ ንዝቐረበሎም ዕድመ ኣኽቢሮም ኣብ ኣኼባ ብምስታፎም ምስጋና […]

ኤርትራውያን አብ ከተማ ፍራንክፎርት ብጕዳይ ሃገራዊ ጕባኤ ተዛትዮም

ትማሊ ቀዳም 27 ሕዳር 2010 ግደ ከተማ ፍራንክፎርት ኢዩ ነይሩ፡፡ ሃገራዊ ኮምሽን አብቲ ከተማ ብምርካብ ንተቐማጦ ፍራንክሮርትን ከባቢኡን ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱሎም፡፡ ቊርን ማይን ሰንጦቖም ብጕዳይ ሃገሮምን ህዝቦምን ዝበሃሎም ከዳምጹን አብ ልቦም ዘሎ ሓሳባት ከካፍሉን ካብ ፍራንክፎርትን ክሳዕ 50 ኪሎ ሜትር ካብ ዘሎ ከባብን ዝተጓዕዙ ደቂ ሃገር ንኣደራሽ ኣኼባ መሊኦሞ ነበሩ። ነዚ ዋሕዚ ህዝቢ ብዓይኒ ጽሞና […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ

ኣብ ዕለት 15 ሕዳር 2010  ዘውጻእናዮ ጋዜጣዊ መግለጺ እቶም ኣብ ውሽጢ ኮይና  ተቓውሞና ከነስምዕ  ዝጸናሕና ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለን ማእከላይ ባይቶን  ሰ.ደ.ህ.ኤ ብትኹል ይኹን ብጋድም ከምዝተሰንጠቐ ገሊጽና ነይርና። ጉዳይና ዘይፍታሕ ኣይነበረን።  ነዚ እምነት’ዚ መሰረት ብምግባር ከኣ እቶም ዝፈላለዩና ርእይቶታት ኣብ ማእከላይ ባይቶን መሰረታትን ኣውሪድና ንዘራረበሉ ኢልና ኣብ ዝጠለብናሉ እዋን፣ ኣብ ፈጻሚት ሽማግለ ጥራሕ እዩ ዝዝረበሉ ተባሂሉ […]

ህዝቢ ቦስቶንን ከባብን 15 ዝኣባላታ ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ መሪጻም

ዝሓለፈ ቀዳም ሕዳር 20 ጥቅምቲ 2010 ኣባላት ኮሚሽን ንሃገራዊ ዋዕላ ንህዝቢ ቦስቶንን ከባብን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዶም። ሎሚ ምሸት ብርክት ዝበለ ተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮን መንእሰያትን ብምርኣይና ዝተሰማዓና ፍናን ከይገለጽናዮ ኣኼባና ክንከፍት ደስ ኣይብለናን ዝበሉ ኣባላት ኮሚሽን ሓው ተኽላይ ኣብራሃን ሓው ዳንኤል ተወልደን ነቲ መጠነ – ሰፊሕ ኣኼበኛ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ዋዕላን ብድሆታቱን ብሓደ ሸነኽ፣ ዋዕላ ዝዘተየሎም ኣርእስትታትን ዘመዝገቦ […]

ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ጅዳ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ ንሓለፍቲ ሂቡ

ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ጅዳ ሓሙስ 25/11/2010 ንሓለፍቲ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ ሂቡ፡ ኣብዚ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ እቲ ኣገዳሲ ኣገባብ ምምሕዳር ፡ ከምኡ”ውን ኣገባብ ስራሕ ምስ ህዝብን፡ ኣገባብ ጽልዋ ናብ ሕብረተሰብን ንካድራት ስልፊ ተዋሂቡ። ከምኡ”ውን ኣብዚ ምኽፋት ናይ ዓውዲ-ዕዮ ትምህርቲ  ሓው/ ኣንዋር ኢብራሂም ሓላፊ  ቤት/ጽሕፈት ሕ/ሰብኣዊ ክፍሊ ስርርዕን ሓው ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ተሳቲፉ።

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net