ምቛም ምምሕዳር ዞባ ኤውሮጳ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ብመሰረት ጻውዒት መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንኣብ ኤውሮጳ ዝነብሩ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘሳተፈ ኣገዳሲ ኣኼባ ብዕለት 09/03/2012 ተሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ፡ ኩሉ መዳያዊ…
ብመሰረት ጻውዒት መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንኣብ ኤውሮጳ ዝነብሩ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘሳተፈ ኣገዳሲ ኣኼባ ብዕለት 09/03/2012 ተሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ፡ ኩሉ መዳያዊ…
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ-ሽማግለ መንእሰያት ኣብ ስካንዲናቭያን ኤውሮጳን ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኣን ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ‘ቲ ኣዳሊይዎ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ…
By Fesseha Nair The Eritrean Opposition in exile after a successive work of national unity by convening national dialogue conferences and lately convening…
Selam_Newsletter_33rd_Edition To download the full magazine, Please click here
By ARGAW ASHINE Wednesday, March 7 2012 Sweden, whose citizen has been jailed by Eritrea for more than ten years without charge, has moved to…
Dateline investigates the kidnap, torture and murder of refugees in the Egyptian desert and uncovers a disturbing trade in their body parts. For…
ማእከላይ ሽማግለ ፌድራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 31-19 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዝያት ብምኪያድ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ኤርትራ ሓቀኛ ደሞክራስያዊ…
ንሕና ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ነዛ ብዓለም ደረጃ ንመበል102 ዓመት እትኽበር ዘላ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ክነብዕል ከለና፤ ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ንዝበጽሐን ዝበጽሕ ዘሎን ጾታዊ ጭቆናን ኣግላሊ ኣሰራርሓን ማእከል…
ተጋ/በሺር ኢሳቕ ኣቦ መንበር ወጻኢ ዝምድናታት፡ ተጋ/ሓጅ ዓብደልኑር ሓጅን ኣቦ መንበር ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤ.ዲ.ኪ፡ ኣብ ወጻኢ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምቅጻል…
