ኣያ ገረወልዱ ተፈዲሑ ጉዱ
ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 26/11/06 ነውራማት ጃንዳ ህግደፍ ኣቤት ክኽእልዎ ካብዝን ካብትን ቆራሪጾም ብዝሰናንዕዎ ቀደም ዝተሳእለ ከም ሓድሽ ስለ ዘምስልዎ …
ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 26/11/06 ነውራማት ጃንዳ ህግደፍ ኣቤት ክኽእልዎ ካብዝን ካብትን ቆራሪጾም ብዝሰናንዕዎ ቀደም ዝተሳእለ ከም ሓድሽ ስለ ዘምስልዎ …
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 24.11.2006 ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልስሓፋ”፡ “ኣልሓያ” ንእተባህለት ኣብ ለንደን እትሕተም ጋዜጣ ጠቒሳ፤ ዓብደልዋህድ ኑር፡ ነቲ ኣብ ኣቡጃ ኣብ…
ገዛውቲ ይሕነጽ አሎ ትብልና ሃገር ትልምዕ ኣሎ ትብልና መንገድታት፡ ይስራሕ ኣሎ ትብልና እነተኾነ ግና !! ኣብ ስደት፡ ኣብ ቤት ማእሰረቲ ወይ ኣብ በረኻ´ምበር ኣብ…
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ድሕሪ ዕለት 04/ 11/2006 ኣብ መስከረም ዳት ነት ዶ. በየነ ኪዳነ ኣቦ/መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሆላንድ ዝገበሮ ህዝባዊ ሰሚናር…
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 22.11.2006 ትሽዓተ ኣብ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ዝሰርሑ ኤርትራውያን ብዕለት 12 ሕዳር 2006 ተኣሲሮም ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን መጽሔት ኣልናህዳ 22.11.2006 ሑሴን ኸሊፋ ይብል፡- …ሜዳ ኤርትራ ክሓልፎ ብዝጸንሐ ሃለዋት ዕጉባት ኢና…. …ኣሰናዳኢት ሽማግለ፡ መጽናዕታ ኣዳልያ…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 21.11.2006 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ጠቕላላ ጕባኤን ኣስዒቡ ድማ፡ ኵሉ ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝጻረር ፓለቲካውን ማሕበራውን ሓይልታት ዝሳተፍሉን፤ ፖለቲካውያን…
ካብ ወርሒ ሰነ 2006 ፍርቂ ጀሚሩ እቲ ኣብ ውሽጢ ሱዳን ዝነበረ ባይታ ናይ ተቓወምቲ ውድባት ብዓይኒ ፖለቲካውን ዜናውን ጸጥታውን ኩነታት ናብ ካልእ ጥርዚ እንዳተቐየረ…
