መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ መበል 25 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ
መግዛእታዊ ወተሃደር ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ካብ ዝወጽእ፡ እነሆ ርብዒ ዘመን ገይሩ ኣሎ። መላእ መሬት ኤርትራ ሓራ ብምዃንን፡ ተፈላጥነት ኣህጉራዊ ማሕብረ ሰብ ዝረኸበት ሃገረ…
መግዛእታዊ ወተሃደር ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ካብ ዝወጽእ፡ እነሆ ርብዒ ዘመን ገይሩ ኣሎ። መላእ መሬት ኤርትራ ሓራ ብምዃንን፡ ተፈላጥነት ኣህጉራዊ ማሕብረ ሰብ ዝረኸበት ሃገረ…
ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም :: ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ…
ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም። ህዝብና ቡሩራዊ ኢዮበል ናጽነቱ ኣብ ዘብዕለሉ…
Den 24 maj 1991 är mycket speciell dag för Eritreaner. När vi firar/minns denna dag, så tänker vi på många saker. En del av…
ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ይቐርብ። ከምቲ በዓል ኣመል ኣመሉ ነይገድፍ ዝበሃል ምስላ…
Identity based and deep -rooted conflict ብፍስሓ ናይር መለለዪ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ዘለዋ ሓይልታት ፖሊቲካውን በርገሳውን ውደባ ኣብ መንነት ናይ ሃይማኖትን ብሔርን ቀቢላን ዝተመርኰሰ…
ሳልሳይ ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ቀሪበ፡- ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ብጀካ’ቲ ኣብ ዕለታዊ ንጥፈታቱ ዘጋጥምዎ…
ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00…
