Category archives for: Articles

ERITREAN WOMEN: SALT AND LIGHT

  The  Leadership of the Eritrean National Council for Democratic Change is taking the opportunity of International Woman’s Day, 8th March 2013,  to  salute  the resilience, determination  and  courage  of  the Eritrean women  in the  opposition, who have been  described as Salt and Light.  This is a metaphor  for  their distinguished role in creating a […]

መጽሄት ኤ.ዲ.ኪ

መጽሄት ኤ.ዲ.ኪ Mexhet_kidan_Tigrinya  

መጥፊኢኻ ይብርሃካ። 5ይ ክፋል

ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ፡ ብዝሒ ፖለቲካዊ ውድባት ምልክት ናይ ተስፋ መቝረጺ ክኸውን የብሉን። ምስ ምህናጽን ምዕባይን ናይ ዱልዱል ህዝባዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር፡ ውድብ፡ ሰልፊ፡ ምንቅስቓስ…ወዘተ ዝመዓራረ ጉዳይ ኢዩ።እቲ ሕቶ ክሳብ ክንደይ  ኣንጻር ትምክሕታዊ ይኹን ጸቢብ  ዝምባሌታትና፡ብምቅላስ፡ሰፊሕ ዲሞክራሲያዊ ኣረኣእያን ውደባን ነጥሪ ኢዩ። እቲ ህዝብን ሃገርን ካብ ብርሰት ነድሕን ዝብል ቅኑዕን እዋናውን ናይ ቃልሲ ጭርሖ፡ንገዛእ ርእሲ፡ ነዚ ኣገባብ ኣቀላልሳ […]

CHANGE IS GONNA COME IF NOT NOW WHEN?! THE SPARK OF 21st JANUARY 2013

The spark  lit on 21st January  2013 at FORTO, the Eritrean Ministry of Information, has lit the biggest ever fire of hope  for  all the communities, political parties, faith groups , youth associations, women’s networks , elderly centres, civic societies,  and social networks in the Eritrean diaspora.   Like the  Olympic  torch, passing from one […]

Justice

Idris Alisheik. Sweden Stockholm. Today I want to write simple and short. I hope you understand my generous letter. I’ve always thought of asking but I have never received a reply to my questions. I wonder why all positions running after useless and unnecessary people. For example, they see a lion and then chop it […]

ቅልዕቲ ደብዳቤ፣-

ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።-   ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና  ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት ጠለባት ብምኻኑ  ከምእንድግፎ እንዳገለጽና እዚ ጠለብ ሽትኡ ስጋብ ዝበጸሕ […]

ጸቢብ ፖለቲካዊ ሕሳባት ንምዕቃብን ንምዕዋትን ወትሩ ሃይማኖታዊ ከውሊ፡

ብፖለቲካዊ ንቕሓት  ከም’ቲ ዝድለ ቕድሚት  ዘይሰጎመ ሕብረተሰብ መጻወቲ ሜዳ ዘይደሞክራስያውያን ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ክኸውን ባህሪያዊ’ዩ።  ደሞክራስያዊ ባህሪ ዘይብሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ኣብ ውሽጦም ኮነ ምስ ግዳም ኣብ ዝፍጠሩ  መሰረታውያን ይኹኑ ዘይመሰረታውያን ፍልልያት፡ ቀዳምነት ካብ ጭብጢ ተበጊሶም  ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ መደምደምታ ክረክብ ኣይሰርሑን።  ኣብ  ፍትሓዊ  ርእይቶኦም ተኣማሚኖም ኣብ ቅሉዕ  መድረኽ ብሓይሊ ሓሳብ ክስዕርዎ ወይ ከመሓድርዎ  ኣይዋስኡን።  […]

ስቓይ ብዓድን በረኻን

ማይ ቤቱ ተሓሚሱ ብእምነት፡ ብሕግን ብተግባርን ናተይ ኢሉ ትጽቢት ዝገብረሉ መንግስቲ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ኣብ ሃገሩ ይኹን ኣብ ስደት ወትሩ ነብሰ ምትእምማን ከም ዘጥፍእ እሙን’ዩ። ኣብ ቅድሚ’ቶም ኣብ ሃገሮም ሰላም ኣውሒሶም፡ ልዕና ሕጊ ኣንጊሶም፡ ተሓታትነት ብዘለዎ መንግስቲ ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ዝመሓደሩ ህዝብታት ማዕረ ተሰሪዑ ርእሱ ኣቕኒዑ ክኸይድ ከም ዘይኽእል፡ ምሁራት ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ኣቐዲሞም ዘቐመጥዎ፡ ሕጂ ድማ ብተግባር […]

Assessing the Eritrean struggle from dictatorship to Democracy

By Fesseha Nair   Over the past 13 years of uniting the opposition political and civic society under a common framework has not shown the crucial advance throughout the Eritrean diaspora and inside Eritrea. There are many reasons for this. Most important has been the lack of mutual respect and being incapable to get popular […]

ዓመት 2013 ዓመት ሃገራዊ ዘተ ንምሕናጽ እምነት ሓድሕድ

ዘተ/ Dialogue ዝብል ቃል ካብ ቋንቋ ላቲን ዝመጽኤ ማለት ሓስባትካ ብነጻ ምፍሳስን ናይ ካልኦት ምስማዕን ኮይኑ ኣብ ኩሉ ደሞክራስያዊ ሃገራት ክጥቀሙሉ ዝጸንሑ ኣገባብ ኣፈታትሓ ግርጭታት ኢዩ፣ ኣብ ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሒይውት ግን እዚ ባህሊዚ ከነተኣታቱ ኣይከኣልናን።   ካብ ኤርትራዊ ሃገራውነት ጀሚርካ ክሳብ ሎሚ ኣፈታትሓ ፍልልያትና ብጐነጽ ኮይኑ እቲ ሓደ ዝወረስናዮ እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ባህሊ ናይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net