‹‹ ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ፡ ንዳግማይ ትንሳኤ!›› ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭሮሖ ዝተኻየደ ታሪኻዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብ ዕለት 03-05 ለካቲት 2013 ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣብ ድሮ ጉባኤና ብዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልንት ፈረቓን ውድባዊ ሰሚናር ዝተሰነየ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤና፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርና ዓሚቕ ገምጋም ብምግባር፡ ንጹር ዝኾነ ህዝባዊ […]
Feb 8 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ወለድና ነገራት ምስ ኣብቅዑ ብድሕሪኡ ንዝግበሩ ፈተነታት ዕሽነት ምዃኑ ንምግላጽ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ይብሉ። ሎሚ ድማ ዕሽነት ኣምለኽቲ ኢሳይያስ ንምግላጽ ህዝብና ድሕሪ ገበጣ በይኖም ዝጻወቱ ትስፍዋት ወረስቲ ዓራት ኢሳይያስ ክብል ይገልጾም ኣሎ። እቶም ስዩም ዘይብሉ ዓያሹ ብዝብል ዝገልጾም ዘሎ ብቑጽሪ ሕፍኒ ክነሶሞ ያሒተ እንተላም ዝሕስዉ ኣብ ግዳም ዝርከቡ ኣጠቓዕቲ ነቲ ብስርሒት ፎርቶ ዝፈለመ ግብራዊ […]
Feb 6 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ይኣምን! ንሃገሩ/ንሃገራ ንህዝቡ/ንህዝባ ንናጽነቱ/ንናጽነታ ንክጋደል/ንኽትጋደል ናብ ሰውራ ኤሪትራ ዝተጸንበረ/ዝተጸንበረት: ብዘየገድስ ሕሉፍ ውልቃዊ ታሪኹ/ታሪኻ ፡ ብዘየገድስ ንኽንደይ እዋን ተጋዲሉ/ተጋዲላ፤ ተጋዳሊ/ተጋዳሊት ይበሃል/ትብሃል እቲ ፉሉይ ማዕረጋዊ መጸውዒኡ/ መጸውዒአ፡፡ ስለዝኾነ ድማ አብ ዝኾነ እዋን አብ ዝኾነ ቦታ ፉሉይ ክብረት ይግብኦ/ይግብኣ፡፡ እቲ ዘይተርፍ ሞት ምስ መጸ ድማ ጀግና፡ ስዉእ/ስውእቲ፡ ንህዝቡ/ንህዝባ ንሃገሩ/ንሃገራ በጃ ሓሊፉ/ሓሊፋ እንዳተባህለ ንውሉድ ወለዶ ብጽቡቕ ክዝከር/ክትዝከር ይነብር/ትነብር፡፡ እቲ […]
Jan 21 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ዜሮ ሰዓት ፕረዚዳንት ኣብ ዋዜማ ሓድሽ ዓመት ይቕሬታ ክሓትት ዝተጸበዩ ሓደ ሓደ የዋሃት ነይሮም። ብርግጽ ሓደን ኣዝዩ ኣገዳሲን ይቕሬታ ከሕትት ዝግበኦ ጉዳይ አሚኑ’ኳ እንተኾነ እቲ ንህዝቢ ኣሕሲሩ ዝነብር ትዕቢተኛ ነታ ንሕልፈቱ ዘይፈትዋ ይቕሬታ ትብል ቃል ግን ኣየውጸኣን፡፡ ሃገር ኣብ 21 ዓመት ካብ ትሕቲ ባዶ ናብ ባዶ ከምዝበረኸት ብኣንደበት ኢሳያይስ ክግለጽ ምስማዕ ንገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ […]
Jan 18 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ቅድሚ ክልተ አዋርሕ ሃገራዊ ባይቶ ዓመታዊ አኼብኡ አብ አዲስ አበባ ምስልሳሉ ዝዝከር እዩ፡፡ እቲ ዝዓበየ ናይ መዛረቢ አርእስቲ ኮይኑ ንልዕሊ 4 መዓልትታ ዝወሰደ አብ አጀንዳ ዘይነበረ “ዓዋተ” መን እዩ ዝብል እዩ ኔሩ፡፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ድሕሪ ናይ አርባዕተ ምዕልቲ ስሓቦን ጉሶሶን ባይቶ ንወኪል ናይ ውድብ ኩናማ ስጋዕ ዝመጽእ ጉባኤ ንኽድስል ውሳኔ አሕሊፉ፡፡ ሕጅውን ደቂ ሰባት […]
Jan 14 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1 Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 2
By Fesseha Nair Cyber-space article writers in Tigirnya language have been campaigning against the EDA/ Eritrean Democratic Alliance since the convening of National Dialogue held in Akaki in suburbs of Addis – Ababa in 2010 and later at the Awasa/ Hawasha Congress in 2011. All the initiatives for these dialogues and conferences were taken by […]
Jan 4 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ካብ ቤ/ጽ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 28 ታሕሳስ 2012 (ፍሉይ ሓበሬታ!) እዛ “ይቕሬታ” ዘርእስታ ብኣግኡ ክትዝርጋሕ ዝሰዳ ዘለኹ ብዘይምኽንያት ኣይኮነን፡፡ “ይቕሬታ” ብካልኦት ኣህዛብ ልምድቲ ግን ከኣ ረዛን ቃል’ያ፡፡ ብወገን መንግስቲ’ዚ ሃገር ብፍላይ ከለኣ’ሞ ብፕረዚዳንት ቅድምን ድሕርን ናጽነት ብጌጋ’ውን እዛ ቃል ክትመልቆ ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን፡፡ ሎሚ ሚሸት ግን ብጌጋ ዘይኮነ ብግህዶ ሕመረት መደርኡ ኮይና ክትስማዕ ልዑል ትጽቢት ተነቢርሉ’ሎ፡፡ […]
Dec 29 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብዚ ዝሓለፈ 11 ዓመት ጥራይ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራዉያን መንእሰያት ብውልቅን ብጉጅለን ካብ ሃገር ብምዉጻእ ንጎረባብቲ ሃገራት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣዕለቕሊቖመን ኣለዉ። ገለ ካብኦም ብዘይውሑስ ኣገባብ ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ድራር ዓሳ ኮይኖም ዝተረፉ፡ ገሊኦም ድማ ብነጋዶ ኩሊት ሂወቶም ስኢኖም ንቡር ቀብሪ ከይረኸቡ ብሑጻታት ሲናይ ዝተደብዩ እዮም፡፡ እቲ ካብ ኩሉ ዘስካሕክሕ ግን እቲ ንነዊሕ እዋን […]
Dec 24 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
What have Mr. Yonas Manna, Dr. Asghede Hagos, Dr. Yacob Fisseha, Dr. Berhe Habte-Giorgis, Dr. Ghidewon Asmerom and Prof. Senai Andemariam conveniently forgotten to tell you about the investment climate in Eritrea? None of these will debate the issues raised in this article. From the outset, it should be understood that Eritrea is a […]
Dec 18 2012 | Posted in
Articles |
Read More »