By Fesseha Nair Countries are no longer islands isolated from each other in our era of intertwined interests, as the foreign policies of countries are driven by interests. Therefore, it must be well understood that foreign counties would have to take their respective positions towards Eritrea according to their political and economic interests. Perhaps it […]
Dec 7 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ካብ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ 8ይ ክፋል Dec 1st 2012 ኣብ ሞንጎ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ’ዛ ሃገር ዓቢ ምትፍናን ተፈጢሩ ክርቢት ክትሽርጠጥ ተቐሪባ ኣላ፡፡ ሎሚ ዶ ጽባሕ መዓስ ኮን ትሽርጠጥ ትጽቢት ብዙሓት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከይተረፉ “..ተዋስኦ ከመይ ሓዲራ?” ተበሃሂሎም ንጉሆ ቅድሚ ስራሕ ክተሓታተቱ ይስምዑ ኣለው፡፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ምትፍናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ 2001 […]
Dec 6 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ብምኽንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ(ደምሓኩኤ) ዝወጸ መግለጺ ኣንቢበ። …..
Dec 4 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ዯቂ ብሔር ኩናማ ኤርትራ ምስ ካልኦት ኣህዋቶም ብሔራት ንሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ብ1961 ብጀግና ስውእ ኣቡና ተጋድሊይ ሃምድ እድሪስ ኣዋተ…
Dec 4 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
In PIA fan club members’, mistakenly referred to as higdefawiyans, anxiety to show the “open relationship” between PIA and the Eritrean people in a town hall meeting in mid-October 2012 in Zoba Debub, we are given the opportunity to learn if PIA has any concrete growth and investment plans forEritrea. This is a major […]
Nov 28 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
2012-11-25 ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ህጹጻት ጉዳያት ኣለውዎ ንሳቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ ባይቶ ኤርትራ ንደሞራስያዊ ልወጢ ብባይቶታ ሰንዓ ፎሩም ሕጋዊ ተፈላጥነት ክህልውዎ ምስ ባይቶታት ዓለም ስለ ክፋለጥ ማእከላይ መደበር ባይቶ ኣብ ውጻኢ ክኸውን መደበር ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸውን ንነጋዶ ህዋሳት ኤርትራውያን ብኹሉ ኣገባብ ዝቃለስ ትካል ምቕዋም ሰራዊት ባይቶ ብባይቶ እምበር ብሰራዊት ዘለወን ውድባት […]
Nov 27 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ህጹጽን ኣገዳስን ምሕጽንታ ንኣባላት ሃገራዊ ባይቶን፡መላእ ሓርበኛዊ ተቓላሳይ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ዝርከብ! ህዝቢ ኤርትራ ንድሕነት ህዝቡን መሬት ሃገሩን ክብል፣ ብዘየወላውል መርገጽ መጀመርያ ፖለቲካዊ ቃልሱ ብጊዜ አርብዓታት ድሕሪ ነዊሕ ምርብራብ፣ ንኣርዑት ባዕዳውያን ገዛእትን ወረርትን ብፖለቲካ ጥራሕ ክስዓሩ ከምዘይክእሉ ምስ አረጋገጸ፣ ብረታዊ ቃልሱ ሸጥ አቢሉ ብጅግና እድሪስ ሓምድ ዓዋተ ዝምራሕ ሓይሊ ብባሕቲ መስከረም […]
Nov 24 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
Formation of state in Eritrea/ Tigrinya ካብ ጽሑፋት ስትራትጅካዊ መጽናዕትታት ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ ታሪኻዊ ኣቋቁማን መነባብሮን ሕዝብታት ኤርትራ ቅርጻ መንግስቲ ሃገረ ኤርትራ ከመይ ይኩን እንታይ ዓይነት ሃገራዊ ቅዋም ኢዩ ንብዙሓዊት ኤርትራ ብሰላም ከናብራ ዝኸእል/ ኣሃዱኣዊ ወይስ ፈደራላዊ- ንመራመር ብፍስሓ ናይር
Nov 21 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ERi Adal tv : An Interview With Activist Kedija Taha
ሕዳር 2012 ብሓደ ግዱስን ምሁርን ዜጋ ካብ ውሽጢ ኩቡራትን ኩቡራንን ኣንበብትን ሰማዕትን! ነሓሰ 27- 28/2012 “ቀዳማይ ቁጠባዊ ዋዕላ” ኣብ ኣስመራ ፓላስ ተጋቢኡ፡፡ “2ይ ቁጠባዊ ዋዕላ” ክቕጽል ምዃኑ ብዝተነግረና መሰረት ከኣ ን17- 18 ታሕሳስ 2012 ከምዝጋባእ ይጋዋሕ ኣሎ፡፡ ካልኣዩ ካብ ቀዳማዩ ዝፍለየሉ እንታይ ክህሉ ኢሉ፡፡ እንተኾነ ግን ከም ዜጋ መጠን ሓድሓደ ኣቐዲመ ክብሎ ዝደለኹ ንምብህሃል እዩ፡፡ […]
Nov 17 2012 | Posted in
Articles |
Read More »