Section

News

News and analysis

News

ናይ ሓዘን መግለጺ

ንሕና ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ኣብ  ሰምየን ኤመሪካ እንርከብ ብመስዋእቲ  ብጻይናን መራሒናን ሓርበኛ ተቃላሳይ ኣቦ መንበር ግ.ሃ.ድ.ኤ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰመዓና ሓዘን ከቢድ እዩ።   ሞት…

By farajatPublished
News

መግለጺ መሪር ሓዘን

ንሕና ኣብ ሪያድ እንነብር ኣባላት  ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣዝዩ ዘሰንብድ ወረ  መስዋእቲ መራሒና ኣቦ መንበር ዶክቶር ሃብተ ተስፋማርያም ብምስማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና። ሞት…

By farajatPublished
News

መግለጺ ሓዘን

ሕጂ ውን ዓቢ ዓንዲ ካብ ዓንድታት ሃገርና ኤርትራ እነሆ ተፋንዩና። ዋላ’ኳ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ክንቀበሎን ክንምእዘዞን ግድን እንተኾነ፣ መስዋእቲ ብጻይናን ኣቦ መንበር ውድብናን ሓርበኛ…

By farajatPublished
News

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሎሚ ዓርቢ 13 ጥሪ 2017 ሞት ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ…

By farajatPublished
News

ታና በሲግዲረዲ ዖነዲ ሩኹ መዘኻኸሪ፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብትግርኛን/ዓረብን ተርጉምና ክንዝርጋሓ’ና።

ሓይሳን ብሊን ቚር እና ሽፍሽፋ ንር ኤደራ ናንሲ ዪና ለበኪል እንኩርኖሉ ፋነይነዲንና ኒ ስጙሲ ጠለቕነሊ።  ክቱብት ላሪ ነቀስድጝኒ ጃብስነኩንልኩም። ኮዶ ናትካ ስጙድ ሓመድነኩንሉ/ላ። ላኹክ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top