ናይ መዓልቲ ከቢረ 2015 ”ከቢረ ሽልማት 2015” ተሸላሚ ሓውና ፍሰሃ ናይር
ናይ መዓልቲ ከቢረ 2015 ”ከቢረ ሽልማት 2015” ተሸላሚ ሓውና ፍሰሃ ናይር ዘቅረቦ ኣስተምህሮ ”ስደት ሕዝብታት ኤርትራ ትማልን ሎምን እንታይ ይመስል” ዝብል ኣስተምህሮ፡ንህዝብና ዝህቦ ጠቅሚ…
Section
News and analysis
ናይ መዓልቲ ከቢረ 2015 ”ከቢረ ሽልማት 2015” ተሸላሚ ሓውና ፍሰሃ ናይር ዘቅረቦ ኣስተምህሮ ”ስደት ሕዝብታት ኤርትራ ትማልን ሎምን እንታይ ይመስል” ዝብል ኣስተምህሮ፡ንህዝብና ዝህቦ ጠቅሚ…
ሎሚ ዕለት 26/03/2015 ድሮ ሓደ ዓመት መስዋእቲ ዓቢ ሃገራዊ መራሒ ኣሕመደ መሓመድ ናስር ኣቕጺሩ ይርከብ። ስዉእ ኣሕመድ ናስር ሓደ ካብ’ቶም ልሉያት ታሪኻውያን መራሕቲ ኤርትራ…
ላዕልዋይ መሪሕነት ስምረት ምስ ኣምባሳዶር ኣዉስትራሊያ ኣብ ሃገረ ግብፅን ወኪል ሱዳን, ኤርትራን ሱርያ (Australian Ambassador (Designate) to Egypt (non-resident accreditation to Sudan, Eritrea and…
ትማሊ ቀዳም ዕለት 15 03 2015 ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ሓላፊ ወተሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሳተፎ፡ ነባራት ሓርበኛታት ዝተረኸብሉ ተሪኻዊ ዕለት ሰራዊት…
መንእሰይ ዩኑስ ወዱ ንጅግና ስርሒት ፎርቶ ስውእ ስዒድ ዓሊ ሓጃይ (ወድ ዓሊ) ከም ብዙሓት መንእሰያት መሳትኡ ካብ ሃገሩ ክስደድ ተገዲዱ፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ጉዕዞ…
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብዕለት 04/03/2015 ዝጀመሮ ምፍራስ ኣባይቲ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ይቕጽሉ ምህላዎ ገሊጽና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፡ ኣብ “ደቺ ሚላ“ ዝነበረ ኣባይቲ ድሕሪ ምዕናው፣ ሕጂ‘ውን…
14th March, 2015By Beyene Semere ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ጀሚርዎ ዘሎ መስርሕ ምሕዳስ መንነት ካርድ ኣብ ዝምላእ ቅጥዒ፡ ንጀበርቲ ከም ሓደ ካብ ብሄራት ኤርትራ ኣፍልጦ…
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሎሚ ወጋሕታ ዕለት 15.03.2015 ኣባይቲ ዜጋታት ኣብ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከፍርስ ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። እዚ ኣሬመናዊ ተግባር’ዚ ስርዓት…
“ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት” ! ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምግጣም፡ ምዑታት ጀጋኑ ኣሃዱ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡…
This is a summary report of the Joint Task Force (JTF) of the Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (ESNMS), the Eritrean Youth…
