ግ.ሃ.ድ.ኤ. ጨንፈር ጅዳ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ጅዳ፡ ብጻይ ኣቡበከር ዓሊ መሓመድ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ውድብ ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ብዓርቢ ዕለት 28.11.2014 ኣገዳሲ ኣኼባ ከም ዘካየደ…
Section
News and analysis
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ጅዳ፡ ብጻይ ኣቡበከር ዓሊ መሓመድ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ውድብ ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ብዓርቢ ዕለት 28.11.2014 ኣገዳሲ ኣኼባ ከም ዘካየደ…
ሕገ ህንጻ ዓንቀጽ (56)፡ ንኣቦመንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ህጹጽ ኣኼባ ክጽዊዕ ብዝህቦ ስልጣን መሰረት፡ ጻዊዒት ህጹጽ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ…
ዑደት ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ….. Read More
Press release : The Eritrean National Council for democratic change Ethiopia branch 8 Nov 2014
ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna) – ሽወደን፡ ብሰንበት ዕለት 16/11/2014፡ መስራቲ ጉብኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ በቶም ተበግሱ ጥርናፈ ኣብ…
ጋዜጣዊ መግለጺ ብጉዳይ ጻውዒት ህጹጽ ኣኼባ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ. ካብ ዕለት18 ሓምለ ክሳብ 24 ሓምለ 2014 ዝተኻየደ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት፡ ኤሃባደለ ክንድቲ ኩሎም…
ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቐ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ፡ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት…
Farajat: Melbourne –Australia In an extraordinary meeting held on November 1st, 2014, to listen to the findings of the investigation committee formed at the Annual…
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ጀርመን ዝሰርዖ፡ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑን ም/ኣ/ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ዝተማእከለ…
ዕለት 31 ጥቅምቲ 2014 ገዲም ጅግና ተጋዳላይ ዑመር ማሕሙድ ኢብራሂም (ዑመር ኢስራኢል) ብዓርቢ ዕለት 31.10.2014 ብዝወረዶ ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ካርቱም ካብዛ ዓለም ብሞት…
