Section
News
News and analysis
ናይ ሓዘን መልእኽቲ
ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፑፕሊክ ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ብምዕራፉ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ንስድራቤቱን ፤ ፈተውቱን ፤ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ።…
ብምክንያት ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ናይ ሓዘን መግለጺ
ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክርሲያዊ ለውጢ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ…
ናይ ሓዘን መ ልእኽቲ
ቀዳማይ ሚኒስተር አቶ መለስ ዜናዊ ብዘጋጠ ሞም ሕማ ም ናብ ሎሚ ንግሆ ዘውግሕ ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም በዚ አጋጣሚ›ዚ ብስም ህዝቢ…
ብምኽንያት መስዋእቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዝወጸ መግለጺ ሓዘን፡
ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዴሞክራስያዊ ሪፓብሊክ ቀዳማይ ሚኒስትርን ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ደሞክራስያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ኣቦ-መንበርን ዝነበሩ ክቡር ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ናይ መስዋእቶም ዜና ነሓሰ…
መግለጺ ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብምኽኒያት መስዋእቲ መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር
ሎሚ ንግሆ 21 ነሓሰ 2012 ቴሌቭጅንን ሬድዮን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ናይ ንግሆ መደባት ፈነወአን ዘቕረባኦ መግለጺ መስዋእቲ ክቡር መለስ ዜናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ…
መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊያን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ኢትዮጵያ
ንሕና ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ እንመሃር ኤርትራዊያን ስደተኛታት። ብዛዕባ ህሉዉ ኩነታት ሃገርና ንምምይያጥ “ንቑሕ ዉዳበ – ህዝባዊ ሕቶ ይምልስ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ…
ጨንፈር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ሎንደን ኦንታርዮ ተመስሪቱ
ኤርትራውያን መንእሰያት ሎንደን ኦንታርዮ ኣንጻር ህግደፍ ዘካይድዎ ቃልሲ ብዝተወደበ መንገዲ ንምክያድ፡ ጨንፈር ማሕበር ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ብ19 ነሓሰ ኣብ ከተምኦም መስሪቶም። ኣብቲ ናይ…
Hume man named one of 100 most influential African Australians
16 Aug 12 ا by Allan Valente Yasir Mahmud, from Roxburgh Park, has been named one of the 100 most influential African Australians. Picture: KYLIE ELSE…
በዓል ሓደ መስከረም ኣብ ቶሮንቶ
ጨንፈር ቶሮንቶ 51 YEARS OF ERITREAN CITIZENSHIP IT MEANS THE WORLD TO US. 51 ዓመት ንኤርትራውነት ኣብ ዓለምና ክብረት። ኩልና ደቂ ዓዋተ ኢና! …










