Archive for: August, 2006

ጸብጻብ እግሪ ጉዕዞ ኒውዮርክ ዋሽንግተን ዲሲ ብዓወት ተዛዚሙ

GIC 30/08/2006 እቲ ብዓለምለኻዊ ማሕበር ኣንጻር ጸቕጢ ዝተወደበ 256 ማይል ዝሸፈነ ካብ ነውዮርክ ተበጊሱ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝበጽሐ እግሪ ጉዕዞ ዕለት 28/ 08/ 2006 ብዓወት ተዛዚሙ ። እቶም ካብ ሽዱሽተ ከተማታት ኣሜሪካን ካልኦት ክፍለ ዓለም ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ንዓሰርተ መዓልታት ድሕሪ ዝገበርዎ ኣድካሚ ናይ እግሪ ጉዕዞ ኣብታ ማእከል መንግስቲ ኣሜሪካ ዝኾነት ዋሽንግተን ዲሲ በጺሖም ። ኣብ […]

ጸብጻብ እግሪ ጉዕዞ ኒውዮርክ ዋሽንግተን ዲሲ ብዓወት ተዛዚሙ

GIC 30/08/2006 እቲ ብዓለምለኻዊ ማሕበር ኣንጻር ጸቕጢ ዝተወደበ 256 ማይል ዝሸፈነ  ካብ ነውዮርክ ተበጊሱ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝበጽሐ  እግሪ ጉዕዞ ዕለት 28/ 08/ 2006 ብዓወት ተዛዚሙ ። እቶም ካብ ሽዱሽተ ከተማታት ኣሜሪካን ካልኦት ክፍለ ዓለም ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ንዓሰርተ መዓልታት ድሕሪ ዝገበርዎ ኣድካሚ ናይ እግሪ ጉዕዞ ኣብታ ማእከል መንግስቲ ኣሜሪካ ዝኾነት ዋሽንግተን ዲሲ በጺሖም ።  ኣብ […]

መልእኽቲ ደገፍ

ነቲ  ብሃገራውያን ኤርትራ ንግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣህዛብ ኤርትራ ጠጠው ንኸብል ዝካየድ ዘሎ ሓርነታዊ ጉዕዞ እግሪ ኒዩዮርክ-ዋሺንግቶን ዲሲ። ኣህዛብ ኤርትራ ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነቶምን ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላቶምን ዘካየድዎ ሓርነታዊ ተጋድሎ፡ ብሰንኪዚ ትምክሕታውን ምልካውን ስርዓት ህግደፍ ተገፊፉ ይርከብ። ኩሉቲ ትምኒታቶምን ሕልምታቶምን ጸጋታቶምን ተሓሪሞም፡ ፍረ ጻማ ቃልሶም ከይረኸቡ ኣብ ዝኸፍኤ ሕሰምን መከራን ወዲቖም፡ ኣደዳ ዘስካሕክሕ ማእሰርትን መቕተልትን መሪር ስደትን […]

ሓጸርቲ ዜናታት

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 27.08.2006   1. ስርዓት ኣስመራ፡ ካብ 15 ዓመት ንላዕሊ ዝዕድሚኦም መንእሰያት፡ ተመሃሮ ውን ከይተረፉ በስገዳድ ምዕስካር ጀሚሩ። በዚ ከኣ፡ እቲ ንተመሃሮ ክሳዕ 11 ክፍሊ ዝበጽሑ ካብ ምዕስካር ሓራ ዝገብሮም ዝነበረ ናይ ቀደም ሕጊ ብኻልእ ሓድሽ ሕጊ ተተኪኡ ኣሎ ማለት ኢዩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ካብ መጀመርያ ወርሒ ለካቲት 2006 ኣትሒዙ ተመሃሮ […]

ኣዘዝትን ዓለምትን ተዓለሞን መዓስከር ሳዋ ዝረከብዎም ብዙሓት መንእሰያት ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዉ ።

GIC 27/08/2006 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን  ኣብ ዝዘርጋሕናዮ ዜና 235  ኤርትራውያን ካብ ስርዓት ኢሰያስ ኣምሊጦም ፡ ብመንገዲ መዓስከር  ወዲ ሸሪፈይ ብሰላም ናብ ሱዳን ከምዝ ኣተዉ ገሊጽና ምንባርና ዝዝከርዩ ። ሎሚውን ብተመሳስሊ ከብ መዓስከር ወዲ ሸሪፈይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከም ዝገልጾ ካብ ዕለት 18 ስጋብ 24 ኣብ ውሽጢ ስዱሽተ መዓልቲ  ብድምር 230 ኤርትራውያን ናብቲ መዓስከር ብሰላም በጺሖም ኣለዉ […]

ማእከላይ መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መሪጹ ።

GIC 25/08/2006  ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ድሕርቲ ብዕለት 15/08/2006 ጀሚሩ ንኣስታት ሓደ ሰሙን ክቕጽል ዝቐነየ መስመሪ ጉባኤ ሰለስተ ውድባት ፡ ኣብ መወዳእታ 37 ዝኣባላታ  ማእከላይ መሪሕነት ብምምራጽ ጉባኤኡ ብዓወት ዛዚሙ ። ብድሕርዚ ማእከላይ መሪሕነት ግንባር ንኽልተ መዓልታት ዝወሰደ ቀዳማይ ኣኼብኡ ብምቅናዕ ኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መሪጹ ። እቲ ውጽኢት ናይቲ ኣኼባ ካብቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ንላዕሊ  […]

ስሓጻር መልእኽቲ ንኹሎም ጀጋኑ ተቓለስቲ ኣባላት ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ኣብ ኩሉ ዓለም እትርከቡ ኣባላት ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ብሃገርኩምን ህዝቡኹምን ተሓሊቅኩም ድሕነት ህዝብን ሃገርን ቅድሚ ኹሉ ሰሪዕኩም ንሓድነትኩም ብሙዑት ክትቃለስሉ ዝጸናሕኩም ብጋህዲ ኣብ ቅድሚ ኹሉ ብመገዲ መስመሪ ጉባኤና ኩውን ዝገበርኩም እንቛዕ ደስ በለኩም ደስ በለና።        መስመሪ ጉባኤና ብዓወት ብምዝዛሙ ሓደ ሩኡይ ተስፋ ህዝብና ኾይኑ ንዲክታይተር ስርዓት ኢሳያስ ድማ ኣብ ምንዋሕ ስልጣኑ ዓቢ ሻቅሎት ፈጢሩሉ […]

መተሓሳሰቢ !

  ንብጾት ኣባላትን ተደናገጽትን ኣበየናይ ቦታን ውድባዊ ምት ብሓድሽ ኣገባብ ነብስና ኽንውድብን ዝሓሸ ባይታ ተሓኤ ተጠቂምና ህላውነትናን ታሪካዊ ግደናን ከነረጋግጽ ብህጹጽ ንጥለብ ኣለና ውድብና ተሓኤ ካብ ኩሉና ኣባላት ናይ         : ንናይ ኤርትራ ዲሞክራሲያዊ ናይ Eዮ ሰልፊ ነበር፤ ሎሚEኽካባትን ጸኒሕናን ኣለናን ብዘየገድስ: ታሪካትና ከነሕድስን–ሰ/ባይቶ ፈጢሩ ስለዘሎ ነዚ Eድል’ዚ:: ኣብ ውሽጢ መሪሕ70ታት ክሳብ […]

ሓጺር ጸብጻብ መዛዘሚ ስነስርዓት ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ዝርዝር ኣስማት ዝተመርጹ ኣባላት ማእከላይ መሪሕነት ።

GIC 23/08/2006    ሓድነታዊ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርታር ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣባባ ገነት ሆቴል ክካየድ ዝኸነይ መስመሪ ጉባኤ ሰለስተ ውድባት ቅድሚ ትማሊ ማእከላይ መሪሕነት ብምምራጽ ብዓወት ተዛዚሙ ። ኣብቲ ናይ መዛዘሚ ስነስርዓት ብዙሓት ዕድመ ዝተገብረሎም ኣጋይሽን ፡  መራሕቲ ውድባትን ፡ ጋዜጠኛታትን  ተሳቲፎም ኔሮም ። ከምቲ ኣብ መኽፈቲ ስነአስርዓት ዝሃብናዮ ዜና  ዝተገልጸ ነዚ […]

ምስ ዋና ዳይረክተር ጋዜጣ ኣልወጠን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገብረ ርክብ ኣቶ ሑሴን ኸሊፋ

ኢስያስ ኣፈወርቂ ውልቀ መላኺን ህውኹን ኢዩ.. ረብሓታት ድማ ምስ መንግስታት እምበር ምስ ውልቀ ሰብ ኣይምስረትን’ዩ..! እቲ ቀንዲ ሓደጋ፡ ኤርትራ ብመንግስቲ ዘይኮነስ ብሓደ ውልቀ ሰብ ትመሓደር ምህላዋ ኢዩ.. መርገጻቱ 180 ዲግሪ ክቕይር ጸገም የብሉን .. ይብል። ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 22 ነሓሴ 2006 ዋና ኣካያዲ ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልወጠን” ኣብ’ቲ ብ15 ነሓሰ 2006 ዝተኻየደ መኽፈቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net