Archive for: August, 2006

ዋሕዚ መንእሰያት ናብ ስደት ይቕጽል ኣሎ

GIC 20/08/2006     ካብ መዓስከር ወዲ ሸሪፈይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ ካብ ዕለት 11 /08/2006 ጀሚሮም ኣስታት 235 መንእሰያት ናብ ሱዳን ኣትዮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት እቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ስጋብ  ሕጂ ካብቶም ናይ መጀመርታ 185 ኤርትራውያን ሓደሽቲ ስደተኛታት 35 ደቂ ኣንስትዮ ክኾና እንከለዋ እቶም ዝተረፉ ድማ ደቂ ተባዕትዮ እዮም ።ብተወሳኺ  እቶም መንእሰያት ካብ መዓስከር ሳዋ መበል 20 […]

ካብ ውሳኔታት 6ይ ጠቕላል ሃገራዊ ጕባኤ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ምምስራት ሰልፊ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 18.08.2006   ስለምንታይ’ዩ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ክሳዕ ሕጂ ናብ ሰልፊ ከይተሰጋገረ ጸኒሑ?   1. ስርዓት ኤርትራ ንብዙሕነት ዘተባብዕ መርሆ ስለዘይውንን፡- ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ጥዑይ ፖለቲካዊ ሃዋህው ሰፊኑ ነይሩ እንተዝኸውን፤ እቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ንምልጋስ ቈይሙ ዝነበረ ናይ ሓርነት ግንባራት ብኡ ንብኡ ናብ ሰልፍታት ኢዩ ክሰጋገር ዝግብኦ ነይሩ። […]

ኤርትራ ከም ተራ ተዛታይትን መንጎኛን ኮይና ትጻወት ኣላ ክብል ሓደ ላዕለዋይ መራሒ ቢጃ ከሲሱ።

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 17-08-2006   ጋዜጣ ካርቱም ብዕለት 17 ሓምሌ ኣብ ዘውጻኣቶ መበል (6123) ሕታማ: ሓላፊ ፖለቲካዊ ጕዳያት ውድብ “ጉባኤ በጃ ንዳግመ-ህንጻን ልምዓትን ቀይሕ ባሕሪ”: ኣቶ ዓብደላ ዑመር ካብ ዝሃቦ መግለጺ ብምጥቃስ፤ ኤርትራ፡ “መንጐኛን ተዛታይትን” ኰይና ትቐርብ ስለዘላ፡ ″ኣብ ውሽጢ ሱዳን ዘለዉ መራሕቲ ጉባኤ በጃ ንመንጎኝነት ኤርትራ ክጥርጥሩ ምጅማሮምን፤ ጉዳይ ዝርርብ ሰላም […]

መድረኽ ምስግጋር

ነሓሰ 15-2006 ረ.ክ. (ባሻይ) መድረኽ ምስግጋር መርገጽካ ምንጻር ክንደይ ሳዕ ኣለካ ይትረፍ ምቅብጣር ይቀዳሕ ጽሩይ ማይ ይደፋእ ሓተላ ይተሓጸብ ፈርሲ ይገንጸል ሽንፍላ       ንጽድቂ ብጸሎት ንምልኪ ብጒልበት       ብዓል ንጹር እምነት ብዘሎካ ክተት       ሓንሳእ ምስ ጸመድካ ኣይትሓውስ ሰጋእ       ትኣምኖ ህዝብኻ ብድሕሪት ከይውጋእ ህዝብና ሓሲሩ ካብ ተቖጽረ ህበይ ይትረፍ ነቀይ-ነቀይ ንበል ደቀይ-ደቀይ ኣማዕዱ ጠለምቲ […]

Mahmoud Osman Elos Comments On the 6th Congress of the ELF-RC

By ELF-RC Office for Information and Culture 14.08.2006   In an analytic and scholarly article that he wrote on 3 August 2006, Mahmoud Osman Elos, the manager of the Horn of Africa Research Center in Khartoum who was among the invited observers at the 6th Congress of the ELF-RC, attested that he was extremely happy […]

ምድላዋት ሓድነታዊ ጉባኤ ሃገራዊ ድሕነት ተወዲኡ ፡ ኣብ ውሽቲ እዚ 24 ሰዓት ክጀመር ምቅርራባት ተወዲኡ ።

GIC 14/08/2006 ወኪል ማእከል ሓበሬታ ጋልፍ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምድላዋት ንሓድነታዊ ጉባኤ ሰለስተ ውድባት ግንባር ሃገራዊ ዽሕነት ኤርትራ ተወዲኡ ክብል ሃቢሩ ። ከምኡ ድማ ከብ ምሉእ ዓለም ዝተኣከቡ ተጋባእቲ  ኣብ ቦታ ጉባኤ በጺሑም ከምዘለዉ ሓቢሩ ። እቲ ሓበሬታ ክገልጽ ከሎ ጉባኤኛታት ካብ ኣሜሪካ ፡ ብሪጣንያ  ፡  ስዊደን ፡ኣውስትራሊያ ፡ ካብ ሃገራት ኤስያን ኣፍሪቃን ዝተወከሉ ቁጽሮም […]

ኩለ መዳያዊ ምድላዋት ሓድነታዊ ጉዳኤ ሰለስተ ውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ተዛዚሙ

GIC 12/08/2006    ወኪል ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ እቲ ጉባኤ ብዓቢ ሃገራዊ ስሚዒት ንዝመጽእ ዘሎ ሰሉስ ዕለት 15 ክጅምር  ምኻኑ ገሊጹ ። እቲ ሓበሬታ ኣብ መግለጺኡ  ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገነት ሆቴል  ክካየድ ምኻኑን ብዙሓት ካብ መላእ ዓለም ዝተወከሉ ልዕሊ 200 ዝኾኑ ተጋባእቲ ኣባላት ግንባር ናብቲ ቦታ ክመጹ ጀሚሮም ኣለዉ ክብል […]

ስደተኛ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ፣

ኣርዑት ጭቆና ከቢዱኒ ሂወት ሓሲሙኒ ኩሉ ጸልሚቱኒ ሕልናይ ዓሪቡኒ ሓራ ክወጽእ ሓለንኩ መንገዳይ ተለምኩ ክላእ ትንበሮ ክራማት ድቕድቕ ዝበለ ጸልማት ንየው በሎ ኤርትራዊ ሓለት ከርፋሕ ዘመናዊ ባርነት እምብለይ ረዕዲ ቶባ ማእሰርቲ ኣረመናዊ መግረፍቲ ተካል ዓዘቕቲ ይትረፈኒ ሂወት ኤርትራ ክሳብ ትወጽእ ሓራ ይኣክል ድኣ በልኩ ቀይዲ በተኽኩ ዶብ ጥሓስኩ አጻምእ ምድረ-በዳ ረጊጸ ጎረሮም ዝነቐጸ አሕዋተይ ቀቢጸ […]

ተ.ሓ.ኤ ሶባ ሕማቅ ውርሻ ናይ ሽዓብያ ተመኩሮ

ዎ ተቓላሳይ ደላይ ለውጢ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኹሉ ኣደራዕ ሕሰመ መከራ ስቓይ የእዊኻ ረዳኢ ዘይ ቡሉ እዋን ክንሱ ኣብዚ ግዜ’ዚ ኣብ ክንዲ ኣውያትካ ሰሚዕም ንረዳትካ ዝሻባሸቡ ኣብ ጸቢብ ውድባዊ ጠቕሚ ተሓጺሮም ኣንጻር ንውራይካ ቀዳምነት ሂቦም ኣብ ማኣዲ ሓድነት ኮይኖም ውድባዊ ቅርሕንቲ ወጊዶም ንዝቓለሱ ተቓለስቲ ብ ተ.ሓ.ኤ ሶባ ኣብ 6ይ ውድባዊ ባኤኦም ካብ ጸቢብ ውድባዊ […]

Nation building strategy privileging singular identity

By Fesseha Nair The nation formation in the world was historically to enhance political legitimacy through strategies of assimilation and integration. Most political elites in Eritreea and other developing countries assume that the recognition of the diversity can lead to fragmentation/disunity and prevent the creation of harmonious society. But , in contrary, it is the […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net