Archive for: September, 2006

ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ጥዕና ዘለዎ ዝምድና ክምስረት ኣይክእልንዩ ትብል ።

GIC 21/9 /2006   ኣብቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሃቦ መብርሂ ፡ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ብባህሪኡ ኣንጻር ሰላም ፡ ምዕባለን ዲሞክራሲን ስለዝኾነ ኣሚንካ ምስኡ ኣብ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ጉዳይት ዝተሰረተ ዝምድና ክግበር ኣይክእልንዩ ክብል ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ዝከይድ ዘሎ ምምዕባል ዝምድና ዘለዎ መረዳእታ ከምዝገለጸን ፡ ነዚውን ሱዳናውያን ኣጸቢቖም ይፈልጥዎዮም ክብል […]

ብዓል ሓደ መስከረም ኣብ ኦኩላንዲ ብዕለት 16/9/2006 ዝተገብረ ሓጺር ጸብጻብ ንተኻታተላይ

ብመሰረቱ ተቓወምቲ ኣካላት ብዓል ሓደ መስከረም ብሓደ ኾይኖም ኣብ እዋኑን ዕለቱን  ግዚኡን ክባዓዕል እዩ ተወሲኑ ነይሩ፡ እንተ ኾነ ግን ኣብ እዋን ምዓልቲ ሓደ መስከረም መርዓታት ኣካታቲሉ ስለዝነበረ ተቓወምቲ ኣካላት ነዚ መርዓታት እዚ ሓደ ዕማም ናይ ሕብረተሰብና ስለ ዝኾነ ተባሂሉ ብ’ኣኽብሮትን ኣተኩሮትን ተገንዚቡ ናይ ሕብረሰቡ መደባት ዕውት ንኽኸውን ንኽቡር መስዋእትነት ተኸፈሎ ብዓል ሓደ መስከረም ካብ ጽቡቕ […]

ልብ-ወለድ በትሪ ጽገናውያን

መስከረም 19-2006 ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ   እታ ብእትዝርግሖ ልብ-ወለድ ናይ ፈጠራ መልእኽትታት እትኽሻሕ ልሳን ጽገናውያን ብናይ ገዛእ ርእሳ በትሪ እንዳተሃርመት ክትከይድ ኢያ። በትሪ ጽገናውያን ክተግህድ ከላ መለለይኣ ናይ ሓሶት ወፈራ ኢዩ። ኣብ ዘለናዮ እዋን ጽዕጹዕ ወፈራ ናይ ኣገጣጥማ ቃልሲ ኣብ ኣገባብ ጸረ-ምልካዊ ተቓውሞ ኣብ ዝጥለበሉ፡ ተቓወምቲ ኣብ ሰለስተ መኣዝን ናይ ተገታተር ንርከብ ምህላውና ክንፈልጥ ይግባእ። […]

ጠቕላላ ጉባኤ ኪዳን ኣገሳሲ ስጕምቲ ኣብ ምሕያል ደንበ ተቓውሞ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 19.06.2006 ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፉ ዘይምቕባል ዝመሰረቱ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ክሳቐ ከምዝጸንሐ ክልተ ሰባት ውን ዘይፈላለይሉ ሓቂ ገጹ ዝጓዓዝ ለውጥታት ምህላዉ ዝሕብር ኣዎንታዊ ምልክታት ክቀላቐል ይጅምር ኣሎ። ሎሚ፡ መብዛሕት ዲክታቶርያዊ ጕጅለ፡ ኣብ ኰነ ኣብ መርሆ ኣለዉ። ዝተፈላለየ ስነ ተሰማሚ ድማ፡ ኣብ መንጐ ክፉትን ምኻዱ ዝሕብር ፍሩይ ምልክታት ስምም ዝምዝገብ ዘሎ […]

እወ ሰብ ግራት ኢና

መስከረም 17-2006 ረ.ክ. (ባሻይ) እወ ሰብ ግራት ሰብ ዓውዲ ሰብ ዓቤት ተደፊርና እንደ’ሞ ተደፊእና ደረት ሰብ ኣደራሽ’ወ ሰብ ማይ ቤት ገደና ሰብ ሕጊ ሰብ ባይቶ ድሓን ይሃበና       እምብኣር ኣማስይኡስ ኣለሊኹምና       ልክዕ ሓቅኹም ሰብ ግራት’ያ ሽምና       ከይተፈለጠኩም ገልጠምጠም ክትብሉ       ጸርፊ መሲሉኩም ሓቂ ተሸሽ ኢሉ ሰብ ዓዲ ሰብ ኣውርጃ ሰብ ባሕሪ በረኻ እምባሕ […]

Eritrea: International Religious Freedom Report 2006

Released by the Bureau of Democracy, Human Rights, and Labor The International Religious Freedom report is submitted to Congress annually by the Department of State in compliance with Section 102(b) of the International Religious Freedom Act (IRFA) of 1998. This report supplements the most recent Human Rights Reports by providing additional detailed information with respect […]

ትፈልጥዎምዶ ?

እስከ በብሓደ ክፍትን ኢየ ከለሊ ( ኮፍ ኢሎም ዘለዉ  ካብ ጸጋም ንየማን ) አበይ አሎ ብርሃነ ገረዝጊሄር ኣቦ ሓቂ ? ተኣሲሩ ! ኣንታ እንታይ ጌሩ ? ሓቂ ተዛሪብካ ተባሂሉ አበይ አሎ ኣብርሂም ዓፋ ኣቦ ኩሉ ? ብጅግንነት ተሰዊኡ ቅድሚ ኩሉ እዋይ ተዓዊትሉ  ከይረኣየ ከይዱ ግብሪ ጎሓላሉ አበይ አሎ ሎሚ  ሮመዳን መሓመድ ኑር ? ይነብር አሎ […]

Act of Heroism

On September 1, 1961, Eritreans commenced their “armed” struggle for independence.  It is a symbolic date.  In reality, Eritrean struggle [non-armed] for independence began in earnest in the 40s and 50s.   The heroic acts of Ato Omar Mohamed Qadi, Ato Omar Akito, Sheik Abdel Qader Kebire, Ato Woldeab Woldemariam, and Sheik Ibrahim Sultan are carved […]

ዝምድና ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራን መንግስቲ ኤትዮጵያን እናሓየለ ይኸይድ ኣሎ ተባሂሉ ።

GIC 14/9/2006   መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ  መለስ ዜናዊ ተራኺቡ ኣብ ሃገራውን ዞባውን ጉዳያት ብምልዓል ዘተ ኣካይዱ  ። ኣብቲ ዘተ እዚ ኣብዚ ህጂ እዋን ደምበ ተቓውሞ ዘርእዮ ዘሎ ምዕባለታትን ዝምድና መንግስቲ ኢትዮጵያን ደምበ ተቓውሞን ዘርእዮ ዘሎ ኣወንታዊ ምዕባለን ብምርኣይ ዘቲዮምሉ ። ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ሎሚ ንመጀመርያ ግዜኡዩ ምስ […]

March For Freedom

 Initiated and Organized By ASPER-Italy In Coordination with Eritrean Anti Tyranny Global Solidarity     source: Awate.com     Listen to THEM Language      Samuel Ghebreghiorghis  Tigrigna      Tsedal_Johannes Tigrigna      Hiwet Ghebremichael Tigrigna      Solomon_Sengal (Hilna) Tigrigna      Tekle_Ghebreghiorghis Tigrigna      Hiwet Ghebremichael (2) Tigrigna      Isaak_Beraki […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net