Archive for: September, 2006

ብኣጋጣሚ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካርቱም ሰሚናር ኣካይዱ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 30.09.2006 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ብዙሓት መራሕትን ካድራትን ውድባት ኪዳን እተሳተፍዎ ፖለቲካዊ ሰሚናር ብዕለት 29.09.2006 ኣብ ካርቱም ኣካይዱ።  እቲ ሰሚናር፡ ብሓው መሓመድ ሳልሕ፡ ወኪል ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካርቱም፡ ዝሃቦ ናይ እንቋዕ ድሓን መጻእኩም መልእኽቲ ተኸፊቱ። ኣስዒቡ፡ ብጻይ መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ሓላፊ ቤት […]

ሕሰብ እባ ! ቅድም ጸሓይ ምዕራባ

ሕሰብ እባ !   ሕሰብ እባ ! ቅድሚ ጸሓይ ምዕራባ ቅድሚ ምምጻኣ ጸበባ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ ሙቡቱ መጨረሽታ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ መንግስቱ መጨረሽታ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ ሳዳም መጨረሽታ ገሊኦም ናብ ስደት ከምርሑ ገሊኦም ኣብ ዝኣትዉዋ ክጨንቆም ዓለም ብገፊሑ ገሊኦም ከኣ ኣብ ጎዳጉዲ እንዳ ኣናጹ ክሕቡኡ ሰዓቱ ቀሪቡ ኢዩ ክወጹ ጀጋኑ እሱራት ክእወጅ ቀሪቡ ኢዩ ደሞክራሲያዊ ስርዓት […]

ምዝንባE ገለጻ ታሪኽ EላምU ግህዶ ኮይኑ

  ብ ኑራ ሑሴን ራብዓይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ክፋላት ነዚ ሎሚ ኣብ መንጎ ጸላ • ብ • ብ • ብ • ብ • ብ Eዉን (ብሩህ) ኮይኑ ሰሎ Eላማ መራሕቲ ህግዲፍ፡ ገለ ኣንፈት ንምEማት ነቲ ንሃገራዊ ናጽነትን ሓርነትን ዝቃለስ ዝነበረ ውድብ ንምምሓው ዘካይድዎ ዝነበሩ ውዲትን ምቱኽታኽን ብመጠኑ ተንኪፈ ነይረ። ቅድሚ ነቲ Eንታዩ ግሁድ ኮይኑ […]

ሰብ ግራት ተበሉኹምከ!

መስከረም 25-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ሸኻ እንተወረድና ይንቅወሉ ኣርሓ ጎቦ እንተደየብና እንዳ ብዕሪር ኣሓ ሰብ እንተሞተና ሓቢርና ንዂርመ መርዓ እንተገበርና ንኽደን ስልመ       አጋይሽ ’ተመጹ መርሓባኩም ንብሎም       ሰብር ውደዩ ኢልና ጓጒድ ነቐብሎም       ሩባ እንተወረድና ኩሞለ ልሓመ       ገደና እንተኸድና ስርናየ ስገመ ስብ ግራት’ወ ሰብ ዋላኻ ረጋሕ ኣብ ዓውዲ ዳጒሻ ሕሾና ንምሳሕ ምህርቲ ንሓፍስ ኣብ ቆፎ […]

ኣየ ጋዶ መጻወቲ ኮይኑ ሃይማኖት ተውሃዶ

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 25/09/06        ምጾታት ዓለም በጺሑ እንሆ ንሪኦ ብዓይንና      መሬት ኣንቀጥቂጡ ተቖጢዑ ባሕሪ በዚሑ ሓጥያትና      ማዕበል ህቦቡላ ብውሕጅ ኣጥለቕሊቓ ኣሪጋ ዓለምና      ባርዕ እሳተጎመራ ማይ ዘየጥፍኦ መቕዘፍቲ ኣርኪቡና      ደቂ ሰባት ግብርና ኸፊኡ ገንፊሉ ሓጥያትና      ውግእን ወረ ውግእንምበር ጥዑም ወረ ሓሪሙና              እዚ ሽግርዚ ምንምኳ ኣብ ኩሉ ዓለም […]

ካብ መዓስከር ስታ ወዕሽሪን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ናብ ካርቱም ክኣትዎ ዝፈተኑ ልዕሊ 100 መናሰያት ተኣሲሮም ኣለዉ ።

GIC 24/9/2006               ካብ መዓስከር ስታ ወዕስሪን ናይ መንቀሳቀሲ ፍቓድ ከይሓዙ ብዘይ  ሕጋዊ መንገዲ ናብ ካርቱም ብበረኻታት ኣቢሎም ናብ ከርቱም ክኣትዉ ዝፈተኑ ልዕሊ 100 ዝኾኑ መንእሰያት ስደተኛታት ብፖሊስ ተታሒዞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣብ ካርቱም የረከቡ ኣለዉ ። ኣቲ ዝበጸሓና ሓበሬታ ከምዝሕብሮ እቶ መንእሰያት ብኮንትሮባንድ ገንዘብ ከፊሎም ኣብ ነኣሽቱ መካይን ተጻዒኖም እናመጹ እንከለዉዮም ተታሒዞም ።  ከምዚ […]

Transition Period

It is said, ‘once bitten, twice shy.’  During the days of our euphoria over our hard won independence, many of us said that Eritrea will live peacefully for years to come and that Eritrean society can’t tolerate dictatorship.  We had barely gulped one sip of our victory champagne and put down our ‘minilikh’ on the […]

ኣበቛቝልኩምዶ?

መስከረም 23-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ሓጋይ ነዊሑና ኣዝመራ ደንጒዩ እንታይ ከነባቛቝል ሰብኣይ ተዀርምዩ ዘርኢ’ውን ኣይነበረን ተባተኽ በጺሕና ኣጐዳዲልናዮ ቆልዑ ጠምዮምና       በቲ እንተኸድና’ውን መሳኑ ኣይግድን       ካውሎ ጥራይ ተዘሪኡ ጀርዲን       ለዋህ ለባም ኣደ ተሰሪሓ ዓሻ       ካውሎ ’ብድስቲ ኣብ ኣፍ-ደገ ጋሻ ኣጋይሽ ኣይኮኑን መጺኦም ነጋዶ ካበቲ ጎረቤትና ካብቲ ማዕዶ ዓጸባ ምስ በዝሐ ዓቕሊ ጽበት ትሕጃ ሂብናዮም […]

ኤርትራ፡ ንብረት ቃል ሂወት ክውረስ ኣዚዛ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 23.09.2006    ናይ ቃል ሂወት ሰብኣዊ ፕሮጀክትታት ደው ከምዝብል ተገይሩ መንግስቲ ኤርትራ፡ ቃል ሂወት ተባሂሉ ናይ ዝፍለጥ ናይ ፕሮተስታንት ቤተ-ክርስትያን ንብረትን ሃብትን ክህገር ኣዚዙ። እዚ ብጽሑፍ ዝተመሓላለፈ ትእዛዝ’ዚ፡ ናብ’ቲ ንልዕሊ 20 ዓመት ብሕጊ ከምዘይመንግስታዊ ትካል ተፈሊጡሉ፡ ኣብ ትሕቲ ኮሚሽን ረድኤትን ምጥያስን ኤርትራ ክሰርሕ ዝጸንሐ  ክፍሊ ሰብኣዊ ጕዳያት ናይ’ቲ ቤተ-ክርስትያን […]

ጌጋ ብጌጋ ኣይእረምን እዩ ሓሶት ድማ ሓቂ ኣይከውንን

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 22.09.2006   ካብ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣትሒዙ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎኒ ሰውርኡ ደው ኢሉ ንናጽነቱን ልኡላውነቱን፣ ክቡርን ብዙሕን ዋጋ ከፊሉ፣ ንባዕዳዊ ገዛኢ ካብ መሬቱ ክሰጎን መላእ ሓርነቱ ነጻነቱን ክጭብጥ፣ ዕሸላት ደቁ ነዛ መሬት ብኹቡር ደሞም ኣርውዮማ። ድሕሪ ሃገርና ሓራ ምውጻኣ ግን፡ ስልጣን በቲ ጨቋንን ዲክታቶርያውን ስርዓት ህግደፍ ስለእተጨበጠ፡ በቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net