Archive for: October, 2014

Trauer um die Mitmenschen:Gedenkverantaltung für die Opfer von Flucht und Vertreibung am 03. Oktober im AWO Begegnungszentrum

Am 03. Oktober fand sich im Begegnungszentrum eine kleine Gruppe von Eriträer_innen im AWO Begegnungszentrum zusammen, um der Opfer von Flucht und Vertreibung zu gedenken. Zur Erinnerung: Vor einem Jahr fand ein verheerendes Bootsunglück vor der Insel von Lampedusa statt. Fast 400 Menschen, vor allem aus Eritrea und Somalia, starben bei diesem Unglück. Eine heftige […]

መግለጺ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ [ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ.] ኣብ ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ሓደጋ ደሴት ላምፔዱሳ

ቅድሚ ሓደ ዓመት፡ ልክዕ ከም ሎሚ ዕለት 3 ጥቅምቲ ንኹሉ ኤርትራዊ ንምጽዋሩ ኣዝዩ ዘጸግም ከቢድ ሓዘን ዘስዓበ ፍጻመ ተኸሲቱ። ኣብ ዕለት 3 ጥቅምቲ 2013፣ ሓንቲ ጃልባ ካብ ሊብያ ናይ ዓዲ ጥልያን ልዕሊ 500፡ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ሒዛ ብባሕሪ እንዳተጕዓዘት እንከላ ተገምጢላ ኣብ ባሕሪ ጥሒላ። ድሒሩ ከምዝተገልጸ ጠንቂ ናይቲ ኣስካሕካሒ ሓደጋ ኣብታ ጃልባ ሓዊ ስለዝተባርዐ […]

Statement of Executive office of the Eritrean National Council for Democratic Change [E.N.C.D.C.] on first year remembrance of 3rd October Lampedusa Island disaster

Last year, on this day of the 3rd of October, a tragic incident happened that wrecked the hearts of Eritrean people in an unprecedented way.  Near the Lampedusa Island, of Italy, on 3rd October 2013 a boat carrying more than 500 refugees capsized and sank. Many of these refugees were Eritreans on their way from […]

ግ.ሃ.ድ.ኤ. ጨንፈር ስዊስ ጨንፈራዊ ጉባኤኡ ኣሰላሲሉ

 ኣብ ትሕቲ “ መሪሕ ጭርሑ ወድብና ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ ንምትግባር ቃልስና ነዕዝዝ” ዝብል ጭርሖ፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ስዊስ  ብዕለት 28/09/2014 ጉባኤ ጨንፈር ኣሰላሲሉ። ኣብ’ዚ ካብ ሰዓት 04.00 ክሳብ 20.30 ኣብ  ሓደ ካብ ኣዳራሻት ዮኒቨርስቲ ጅነቭ  ዝተኻየደ ጉባኤ: ካብ ዝተፈላለዩ ካንቶናት  ክሳተፉ ከለዉ፡ ገለ ድማ ብምዕቡል ናይ መራኸቢ ኣገባብ ኣብ ጉባኤ […]

ሰሳዱን ኣከያይዳ ኢሰያስን ብምውድዳር ዝቐረበ ጸለመ።

መልሲ ነቲ ብስም ኣቶ መስፍን በርሀ ዝተዘርግሐ ናይ ጸለመ ጽሑፍ ንሰሳዱ (እዚ ናይ ጸለመ ጽሑፍ ኣብ ተጎሩባ ኣብ ዕለት 12 መስከረምን 27 መስከረምን ሓደ ትሕዝቶ ዘሎዎ ተደጋጊሙ ዝወጸን ኣብ ፈይስቡክ ዝተዘርገሐን እዩ። ንምርግጋጹ ኣብቲ መርበብ ኢንተርነት ተጎርባ ረአ፡)   ኣብዚ ኤለክትሮኒካዊ ምዕባለ ዝዓብለሎ እዋን ፡ ዝኾነ ጽሑፍ መን ብዲሕሪ እቲ ጽሑፍ ከምዘሎን፡ ዕላማ ጸሓፊኡን፡ ዘርጋሕቱን […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ

ንቐዳም  October 11/ 2014  ስዓት 8:00 Berlin Time ኣብ Paltalk Ertrawi Hagerawi Bayto ENCDC ROOM ቐሪቦም መግለጽን ሕቶም መልስን                        ከካይዱ ስለ ዝኾኑ፤ ንኹሉ ደላይ ሰላምን ራህዋን ፍትሕን ENCDC ሩም ትዕድም   ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ደለይቲ ፍትሒ  ኣቦ ወንበር ኤርትራትዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ኣቶ ጸጋይ የውሓንስ ምስ ምኹቱሉ መምህር ፍረወይኒ ሃፍተማርያም  ንቐዳም  October 11/ 2014  ስዓት […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ!

ዕለት 05/10/2014 ከም መቐጸልታ ነቲ ኣብ ክልል ትግራይ ክካየድ ዝጸንሐ ጽዑቕ ምንቕስቓስ ብጾት ተጋደልቲ፡ ገዛኢ ኪዳነ ሓላፊ ወተሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ቤት ጽሕፈትን ደበሳይ ወልዳይ ስክረተር ኮሚሽን ቁጽጽርን ምጽራይን ዝርከብዎ ላዕላይ ልኡኽ ግ.ሃ.ድ.ኤ ብዕለት 02 10 2014 ምስ ኣብ ከተማ ሽረን ከባቢኡን (ክልል ትግራይ) ዝርከቡ ካድራት ውድብን ኣባላትን ኣገዳሲ ኣኼባ ከም  ዘካየደ ተፈሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ካብ […]

ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ   ናብዚ ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ ኣብጽሓኩም ይብል። ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣደሓ ንህዝቢ ኤርትራ በዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ንኣዕናዊ ጸረ ህዝቢ ፖሊሲታቱ […]

ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ

ብምኽንያት ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ብፍላይ፡ ኣብ ኩሉ ክፍለ-ዓለማት ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩሙን፡ ሰላትኩሙን ከምኡው’ን ካልእ ጽቡቕ ተግባራትኩም ረቢ ይቀብሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮትትና ንገልጸልክም።   ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ 201403/10/ kebireuk@gmail.com  

መረዳድኢ መዘክር

ናይ ህዝቢ ኤርትራ ልዕላዉነት፡ ሓርነት፡ ግዝኣተ ሕጊ ንምርግጋጻ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ማሕበራዊ ሰዉራ ንህዝቢ ኤርትራ ንምሕያልን ሕቶ ዋንነት፡ ተሳታፍነትን ወሳንነት ህዝቢ ንምርግጋጽ፡ ካብቶም ነዚ ቀንዲ ዕላምታት ንምዕዋት ዝቃለሱ ዘለዉ ዜጋታት፡ ተባታቲኑ ዝርከብ ሰብኣዊ፡ ነገራዊን መንፈሳዊ ጸጋታቶም ንምእካብን ንዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ንምቅርራብን ፡ ዝያዳ አድማዒ ኮይኑ ንኽወጽእ አብ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪታት መሰረት ብምግባር፣ ተወከልቲ ህዝባዊን ሲቪክ ፖለቲካውያን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net