Archive for: September, 2018

እንዳነብዓ ዝነብራ መራከቢ ብዙሓት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኤረቲቪን፡ድምጺ ሓፋሽን

ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፍጹም ምልኪ ትምሓደር ሃገር ምዃና ኩሉ ዝሰማማዕሉ’ዩ። ኤርትራ ዝሓለፈ 27 ዓመታት እዝን እትን ዘይትብለሉ ብኩሉ መዕቐኒታት መከራ ሕሰም ናብራ ስደት፡ስቓይ ማእሰርቲ ጭውያ፡ጭቆና ዕፈና፡ምረት ሂወት ጥሜትን ጽምእን፡ግህሰት ሰብኣውነት፡ኮታ ንሓደ ሃገራዊ ኤርትራዊ ዜጋ ብሂወቱ እንከሎ ከጋጥሞ ዝክእል ኩሉ ኣሉታዊ ክውንነት ንሕልምታቱን ተስፋታቱን ቀቢሩ ምስ ፍጹም መላኺ ብጋህዲ ተፋጢጡ ተራኺቡስ ሂወቱ፡ ሂወት ኣሽሓት መንእሰያት ዜጋታት […]

ግሁድ ጽልኢ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ልዕሊ ምሕደራ ህግዲፍ

ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ   ብዕለት 8 ሓምለ 2018 ኣብ፡ እቲ ኣይከሰርናን ፡ ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ስለ ዝኾነ ብሙሉእ ድሌቱ ንሰላም ሓጎሱ ክገልጽ ኣብ ጎደናታት ወጺኡ ዝተባህለሉ ምሸት ኣዳራሽ ኣስመራ ንስለምንታይ ከም ዝተባህለ ኩሉ ይፈልጥ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ከም ዓለሙ ሰላም ይደሊ፡ መስተርሆት ይደሊ፡ እንተኾነ እቲ ደላይ ሰላም ዝኾነ ህዝብና ንመሰሉን ሰላምን ባዕሉ ደኣ’ምበር ኣፍ ከም ዘይብሉ፡ […]

ኣብ ሊብያ ዝርከብ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ሓደጋ ይርከብ

ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ   ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ከምኡ ህጻናትን፡ ብጹሓት ወርሒ ዝርከብወን ኣዝዮም ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራ ንዓመታት ኣብ ትሕቲ መሳፍንቲ ኵናት ሊብያ ተጨውዮም ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኮይኑ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሊብያ ዝካየድ ዘሎ ሓድሕድ ኵናት ንኩነታቶም ኣብ ዝኸፍአ ሓደጋ ኣብጺሕዎ ይርከብ።

ፋይናስ ሚኒስተር ነበር ብርሃነ ኣብርሀ ኪዳነ ተኣሲሩ

ነባር ተጋዳልይን ፋይናንስ ሚኒተር ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ትማሊ ዕለት 17 መስከረም 2018 ብዘይሕጋዊ ኣገባብ፡ ብዘይመጸዋዕታን ክስን ቤት ፍርድን ፖሊስን፡ ካብ ቤቱ ምስ ወጸ ብጸጥታ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ቅድሚ ሰቡ ተጨውዩ ከም ዘየተመልሰ ተፈሊጡ። ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተጨውዩ ከይዱ’ዩ ተባሂሉ’ምበር ከመይን ኣበይን ከም ዝኸደ ክሳብ ሕጂ ዝተረኽበ ሓበሬታ የልቦን። ካብ ሕሉፍ ኣካይዳ መላኺ ስርዓት […]

ዎር ድ ኦ ርድ ኦ ኣባይ ሃላ ዲብ ዓድና : ርዳእ ርዳእ ርጉም ስብ ኣሎ ኣብ ሃገርና

ብፍስሓ ናይር   “ኣብ ናይ ሎሚ ሓተታይ፣ ዎ ርድ ኦ ርድ ኦ ኣባይ ሃላ ዲብ ዓድና ብዝብል ኣርእስቲ ንህልዊ ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ከምኡ ድማ ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሕዝብታት ብርሰት ብውለቀ መላኺ ኢሳያስን ብፓስቶር ኣቢዩ ኣሕመድ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሓሶት ሰላምን ፍቅርን ኣብ ትሕቲ ጭርሖ ንደመር” በታ ኣብ ስ ሳታት ኣብ ምዕራባውን […]

ምትስሳር ሃገራዊ ሰላም ምስ ዞናዊ ሰላም፣ ባህርያት ስርዓት ኤርትራ

ወልደስላሴ ዑቕበ ኣብቲ ካብ ዕለት 20 ክሳብ 22 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ዝተኻየደ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ – ካስል ዝቐረበ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሰናዳእቲ ፈስቲቫል ካስል-ስቶክሆልም ዝኸበርክንን ዝኽበርኩምን መሪሕነት ውድባትን ማሕበራትን ተሳተፍቲ ፈስቲቫል ዝኸበክንን ዝኸበርኩምን ዕዱማት ፈስቲቫል እንኳዕ ብደሓን ኣብዚ ኣገዳሲ ዓውዲ ቃልሲ ብሓባር ክንራኸብ ኣብቅዕና

Eritreans and the Maxim of Never Had It, Never Lost It

The post-independence life in Eritrea driven by the tyrant’s maxim of Eritreans never had it and never lost it (ኣይነበረካ ኣይጠፍኣካ), all basic rights and freedom have been violated.  Tyranny strengthened to its extremity by confiscating the money each family needs to live comfortably because comfortability is one they never had it and never lost […]

A Statement of Support to Mr. Berhane Abrehe’s, the Former Minister of Finance of Eritrea Exiled Former Members of the Eritrean National Assembly

We, the undersigned exiled members of the Eritrean National Assembly, would like to express our strong support to the courageous act taken by our colleague, Ato Berhane Abrehe Kidane, the former Minister of Finance, against the dictatorial regime of Ato Isaias Afwerki.

ናይ ድጋፍ መግለጺ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ስደት ብዝርከቡ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ

እዞም ክታምና ኣብ ታሕቲ ኣንቢርና ዘሎና ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ነዚ ብመሳርሕትና ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኪዳነ – ናይ ፋይናንስ ሚኒስተር ነበር  – ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ተወሲዱ ዘሎ  ኣዝዩ ተባዕ ዝኾነ ተግባር ዘሎና ጽኑዕ ደገፍ ክንገልጽ ንደሊ።

ንዝኽሪ መበል 57 ዓመት ባሕቲ መስከረም ሰዲህኤ

             ፈላሚ ኣዳል ተጎርባ            ዑበል ዓዲ ቐገነት ዝረኻባ            ሰንዓፈ ዓዲቐይሕ ጸላኢ ኣብ ከበባ            ወዲ ጀጋኑ ጸግዑ እምባ፡ ኣየ’ወ ኵናት መረብ ኦምሓጀር ስጋለት ቀጣን ኣማድር ማይድማ ማይምነ ዓናግር ብጥሙይ ከብዱ ክታኾስ ዝሓድር ዓደ’ቦ ኣሕሊፉ ከይህብ ከየድፍር፡             ኵናት ሓዲ ሓሙሽተ ሰላዕዳዕሮ             ባረንቱ ተኾምብያ ኣውጋሮ             ክንደይ ዓወት ተሓፊሱ ኣዲኡ ትቁጸሮ             ብልሓት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net