Latest news

News

ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር” ተራኺቡ።

ኣብ ትካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሓላፊ ጉዳይ ሰላምን ጸጥታን፡ ኣቶ ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት…

By farajatPublished
News

ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ ተዛዚሙ : ተሳትፍቲ፡ ስምን መሪሕነትን መሪጾም

ዝተዋህበ ናይ ሓባር ድምጺ ግን፡ ሓደ ኣባል ባይቶ፡ ኣባል ፈጻሚ ናይ’ዚ ሓዲሽ ተመስሪቱ ዘሎ ናይ መንእሰያት ስምረት ክኸውን ዝፈቅድ እዩ። ከምኡ ብምዃኑ፡ ብዙሓት ተሳተፍቲ፡ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር፡ ከም’ቲ ዝግባእ ከየድምዕ ይኽእል እዩ ዝብል ስኽፍታ ኣሕዲርሎም ኣለዉ።

By farajatPublished

Search the site

Back to top