Latest news

News

ኣብ ላስቬጋስ ዕውት ኣኼባታት ተኻይዱ

13/07/2012 ብዕለት 07/04/2012 ብዕለት 07/11/2012 ኣብ ላስቬጋስ ብዝሒ መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ዕውት ኣኬባታት ተኻይዱ። ብመጀመርታ ብዕለት 07/04/12 ብኣቶ ረዲኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ ትልሚ ንዘረኢ ኽርዳድ፡ንመንእሰያትን…

By farajatPublished
News

“ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ለውጢ ክመጽእ እንተድኣ ኰይኑ፡ ጸቕጢ ክግበር ኣለዎ” ዮሴፍ ገብረሂወት

ነዚ ዝገለጸ ኣብ ዓዲ ኣሜርካ ዝምቕማጡ ዮሴፍ ገብረሂወት እዩ። ንሱ እቶም መንእሰያት፡ ነቲ ተኣኪበሙሉ ዘለዉ ቦታን ሰዓትን ተጠቂሞም፡ ተቓወምቲ ውድባት፡ ሙሉእ ሓይሎም ኣብ ስደተኛታትን ስርዓት ህግደፍን ከተኩሩ ጸቕጢ ክገብሩ ኣለዎም በሃላይ’ዩ። “ ተቛወምቲ ውድባት፡ ብዛዕባ ደሞክራስን ድሕሪ ኢሰይያስ ምውዳቑ እንታይ ዓይነት መንግስቲ ይመጽእ ዝብል ገዲፎም፡ ከመይ ጌርና ኢና ንስርዓት ኢሰይያስ ንግምጥሎ ወይ ነውድቘ? ኣብ ዝብል ሕቶ ከምኡ’ውን ናብ’ቲ ናይ ህዝቢ ሽግር ከተኩሩ ጸቕጢ ክትገብርሎም ኣለኩም” ኢሉ ዮሴፍ ገብረሂወት።

By farajatPublished
News

“ስምረት ኣብ ኩሉ መንእሰይ ክህሉ ኣለዎ”

መምህር ኣማኑኤል ሳህለ    እቶም  200 ዝዀኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣከቡ ኤርትራውያን  መንእሰያት፡ ሎሚ ሰንበት ኣኼብኦም ቀጺሎም ዊዒሎም። ተሳተፍቲ ባዕላቶም ካብ ዘመንጨውዎ ዛዕባታት ሓንቲ ብምውሳድ፡…

By farajatPublished

Search the site

Back to top