ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት
ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን…
ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን…
ክፍሊ ዜና ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ 25ሚያዝያ 2012 እዚ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ቡዙሃን መራኸቢታት ክናፈስ ዝቐነየ ዝተዋቐዐ ሓበሬታታት ኢሰያስ ሞይቱ ወይ ብጹኑዕ…
Mel’ikti Teqalasit Elsa Chyrum Nab Wlqmelaki Issayas Afwerki
ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ…
ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ወጽዓ ህዝብና ንምብቃዕን ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ካብ ሃገርና ንምጉሓፍን ዝሕግዝ ስትራተጂ ንምንዳይ፡ ካብ 25 ክሳብ 27 ግንቦት ንኩሉ ግዱስ ዘሳትፍ ኮንፈረንስ ንምእንጋድ ንሸባሸብ…
ኣለና ሚያዝያ 24 2012 እቲ ከም ተኹላ ናብ ማእከል ኣባጊዕ፣ ናብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ደምና ዝሰተየን ከም ደቂ ዛግራ ዝበታተነናን ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሳይያስ…
አብ መዓስከር ስደተኛታት በራሕለን፣አሳዒታ፣ዳሉልን ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ እንርከብ መንእሰያት ኤርትራዊያን ዓፋር ካብ 14-21 ሚያዝያ 2012 ከነካይዶ ዝቐነና ሰሚናር ብዓወት ተዛዚሙ፡ እቲ ህዝቢ ኤርትራ አብ…
I read an article by Amanuel Hidrat on Awate web site, attacking EDA ( Eritrean Democratic Alliance), the basic political foundation of the opposition…
Die in Deutschland und anderen europäischen Ländern lebenden Anhänger und Mitglieder des diktatorischen Regimes Afewerkis protestieren am 27. April 2012 in Berlin Resolution 2023…
