Latest news

News

ፍሹል ኣኼባ ስርዓት ህግደፍ ብአምበሳዶር ኣቶ ግርማይ ሳንቲምዝተኻየደ ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ብ EYGM – CANADA ጨንፈር ኦታዋን ካልኦት ግዱሳት ሃገራዊያን ኤርትራዊያንን ተወቒዑን መኺኑን

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ፍሹል ኣኼባ ስርዓት ህግደፍ ብአምበሳዶር ኣቶ ግርማይ ሳንቲምዝተኻየደ ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ብ EYGM – CANADA ጨንፈር ኦታዋን ካልኦት ግዱሳት…

By farajatPublished
News

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ጉባኤ ኤዲኪ ቆይማ፡

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ጉባኤ ኤዲኪ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ንክግበር ብዝወሰኖን ንተግባራውነቱን ክትትሉን ዝምልከት ከኣ ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሓላፍነት ምሃቡን ይዝከር። በዚ መሰረት…

By farajatPublished
News

“ህዝባዊ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ” ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኣን ናይ ስራሕ ምክፍፋልን መደብ-ስራሕን ኣውጺኡ

ህዝባዊ ሽማግለ ተቐማጦ ሎስ ኣንጀለስ ቀዳም 30 ጥቅምቲ 2010 ንኻልኣይ ጊዜ ብምእካብ ኣቦ መንበርን፡  ምኽትልን፡ ዋና ጸሓፍን ከምኡውን ናይ ሓላፊ ሜድያን ሓበሬታን፡ ጉዳያት ፋይናንስን፡…

By farajatPublished
News

ህዝባዊ ኣኼባ

ኣብ ከተማታት ኦታዋን፣(Ottawa, Canada) ሮቸስተርን (Rochester, New York, USA) ንጽባሕ ቀዳም 6 ሕዳር 2010 ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ…

By farajatPublished
News

ብዛዕባ ደው ምባል (ምስጓግ) “ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ” ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ ሰ.ደ.ህ.ኤ።

ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ  መስከረምነት ኣብ ዓንሰባ ኮምን ኣብ  ሓርነት ኦርግን ተዘርጊሑ ኣንቢብና።ትሕዝቶ ውሳኔን ባህሪ ናይቲ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top