Latest news

Poetry

ጆሽዋ ኣሎኻ´ዶ ኣብ ሸላ !

ንዝኽሪ ተጋዳላይን ጋዘጠኛን ፍስሃየ ዮውሃንስ (ጆሽዋ) ጆሽዋ ሪኢኻያዶ ዓለም ከዳዕ ምዃና ተቓሊስካን ኣቃሊስካን ንናጽነት ሕዝብና ንግዜኡ ግን ንጠላማት-መብጽዓ ኮይናላ ሃገርና ሕዝብና ኣይካኣለን ናጻ ከውጽኣካ…

By farajatPublished
Articles

Uneducating Eritrea

PFDJ’s Education Policy:  “Every Child Left Behind” Chapter 280 of PFDJ drama consists of gathering traumatized teachers and pretending that it is engaged in…

By farajatPublished
Poetry

ንጥገና ዝብል ቃል ከይተስሙዑና

ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 09/02/07                    ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ናይ ኪዳን ብቕንዕና ተቐራረቡ          ንኹሉ ገዲፍኩም ንሓመድ ዝልሕስ ዘሎ ህዝቢ ሕሰቡ           ይኣክል ተንኮል…

By farajatPublished
Articles

ይኣክል ዝሓለፈ

እዋናዊ ሓተታ  GIC 7/2/2007 ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩለን ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ ገዛእቲ  ዝነበራ ሃገራት ሕማቕ ናይ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ከም ካልኦት ሃገራት ናጽነቱ…

By farajatPublished
News

ጻውዒት ኤርትራውያን ካብ ሊብያ

GIC 07/2/2007 ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታት ኢንተርነት ከምዝተሓበረ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐዩ ምህላዎም ተሓቢሩ ኔሩ ። ሎሚ ካብቲ…

By farajatPublished
News

መንግስቲ ሱዳን መንጎኝነት ኤርትራ ብመንገዲ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ክኸውን ይሓትት ፣ ኣቦ መንበር ምብራቓዊ ግንባር ሱዳን ናይ ገዛ እሱር ኮይኑ ።

GIC 06/2/2007 መንግስቲ ሱዳን መንጎኝነት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ዳርፉር ሕልኽላኽ መታን ከይፈጥር ምስ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ከተወሃህድ ብወግዒ ሓቲቱ ። ኣማኻሪ ፕረሲደንት ሱዳን ዶር ማሕጁብ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top