Latest news

News

ጋዜጣዊ መግለጺ

ጨንፈር ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ብመገዲ እዚ መግለጺ’ዚ ኣቢሎ ንሓፈሻዊ ርእይቶ ኤርትራ ብምልኡ ንመሰረታት ውድባት ሓድነታዊ ስምምዕ ብፍላይ፡ ነቲ ብዕለት 17 ሓምለ 2005 ብሽም ጨንፈር…

By farajatPublished
Interviews

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ያቆብ እንድሪያስ

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 19, 2005 ካርቱም         ኣቶ ያቆብ እንድሪያስ ኣቦ መንበር ምሕዝነት ተሳትፎ ምንቅስቃስ ኤርትራዊያንን ሓላፊ ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባርን ኣብ…

By farajatPublished
Poetry

ካስላዊት ንግደት

ኣትያ’ምበር ’ታ ዕለት! ብ ረ.ክ.(ባሻይ) ሓምለ 17-‘05 ህረሚ ነጋሪት ንገርዮም ኢኺ ዘምባዕ-ባዕ ዘይብሉ ፈንዊ ዜናኺ ግዲ የለን ድሓን ሰማዕቲ ‘ለዉኺ ከም ሰርቢ ማይ ቀርኒ…

By farajatPublished
News

ኣቶ ብርሃነ የማነ ነቲ ብግንባር ድሕነት ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበጸሐ ስምምዕ ንኣባላት ማእኸላይ ባይቶ ሰለስተ ውድባት ኣብ ካርቱም መብርሂ ሂቡ

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 16, 2005 ካርቱም ኣቦ መንበር ላዕለዋይ መርሒነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ኣቦ መንበር ሰደገኤን ኣቶ ብርሃነ የማነ(ሃንጅማን) ነቲ ብኣቦ መንበራት ሰለስተ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top