Section

News

News and analysis

News

ብኣጋጣሚ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካርቱም ሰሚናር ኣካይዱ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 30.09.2006 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ብዙሓት መራሕትን ካድራትን ውድባት ኪዳን እተሳተፍዎ…

By farajatPublished
News

ካብ መዓስከር ስታ ወዕሽሪን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ናብ ካርቱም ክኣትዎ ዝፈተኑ ልዕሊ 100 መናሰያት ተኣሲሮም ኣለዉ ።

GIC 24/9/2006               ካብ መዓስከር ስታ ወዕስሪን ናይ መንቀሳቀሲ ፍቓድ ከይሓዙ ብዘይ  ሕጋዊ መንገዲ ናብ ካርቱም ብበረኻታት ኣቢሎም ናብ ከርቱም ክኣትዉ ዝፈተኑ ልዕሊ 100…

By farajatPublished
News

ልብ-ወለድ በትሪ ጽገናውያን

መስከረም 19-2006 ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ   እታ ብእትዝርግሖ ልብ-ወለድ ናይ ፈጠራ መልእኽትታት እትኽሻሕ ልሳን ጽገናውያን ብናይ ገዛእ ርእሳ በትሪ እንዳተሃርመት ክትከይድ ኢያ። በትሪ ጽገናውያን…

By farajatPublished
News

ዕዉት ባዓል ባሕቲ መስከረም አብ ሪያድ መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልስና አብ ከተማ ሪያድ

ብኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብድምቀት ውዒሉ   ብዕለት 09/09/2006 አብ ከተማ ሪያድ ሱ-ዓራቢያ ባሕቲ መስከረም ብሱታፌ ኩሎም መሰረታት ኤዲኪን ካልኦት ግዱሳት ኤርትራውያን ዕዱማትን ተደናገጽትን ብድምቀት…

By farajatPublished

Search the site

Back to top