Section

News

News and analysis

News

መልእኽቲ ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ

GIC 11/09/2006 መደበር ሓበሬት ጋልፍ (GIC) ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና እንቓዕ ናብ ብርሃን ቅዱስ ዮሓንንስ ኣብጸሓኩም እናበለ ርሑስ ኣውደኣመት ክገበረልኩም ትምነ…

By farajatPublished
News

ዜናዊ ጸብጻብ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 06.09.2006   1. ስርዓት ኢሳያስ ሓሙሽተ ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ካብ ኤርትራ ክባረሩ ወሲኑ ስርዓት ኢሳያስ ሓሙሽተ ኣባላት…

By farajatPublished
News

ቀዳማይን ዕላውን ጸብጻብ ናይቲ ብመጋባእያ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ተኸቢሩ ዝወዓለ ብዓል ሓደ መስከረም

        እቲ ብቐዳም ዕለት 02.09.06 ብመጋባእያ ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ተኸቢሩ ዝወዓለ በዓል ሓደ መስከረም ብዓወት ተዛዚሙ።ዕዱማት መብዛሕትኦም ስዓቶም ኣኽቢሮም…

By farajatPublished
News

መልእኽቲ ደገፍ

ነቲ  ብሃገራውያን ኤርትራ ንግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣህዛብ ኤርትራ ጠጠው ንኸብል ዝካየድ ዘሎ ሓርነታዊ ጉዕዞ እግሪ ኒዩዮርክ-ዋሺንግቶን ዲሲ። ኣህዛብ ኤርትራ ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነቶምን ሰብኣውን ደሞክራስያውን…

By farajatPublished
News

ሓጸርቲ ዜናታት

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 27.08.2006   1. ስርዓት ኣስመራ፡ ካብ 15 ዓመት ንላዕሊ ዝዕድሚኦም መንእሰያት፡ ተመሃሮ ውን ከይተረፉ በስገዳድ ምዕስካር ጀሚሩ። በዚ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top