ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ካብ መጋቢት 26 / 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ፡ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከሰላስል ቀንዩ፡፡ እቲ ክካየድ…
Section
News and analysis
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ካብ መጋቢት 26 / 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ፡ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከሰላስል ቀንዩ፡፡ እቲ ክካየድ…
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሻውዓይ (7ይ) ስሩዕ ኣኼብኡ ብ26 መጋቢት 2016 ብዘመዊ መራኸቢ ብዙሓን ተጠቒሙ (ተሓጊዙ) ምክያድ ከምዝጀመረ፡ ፈጻሚ ኣካል ኣብ ዝጀመሮ…
Abdulrahman Sayed at Eritrean Smerr for Change
ዓሰብ፡ ህዝብና ኣብ ደንካልያን ደሴት ዳህላክን ብሰንኪ ሕጽረት መግብን መድሃኒትን ዝስተ ጽሩይ ማይን ይሳቐ ምህላዉ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ህዝብና ኣብ ገማግም ቀይሕ…
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ብ18 መጋቢት 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ባይቶን ካድራትን ኣብ ዝተረኽብሉ ሰፊሕ ናይ ሓበሬታ ኣኼባ ክካየድ ከምዝወዓለ፡…
ከም‘ዛ ሎሚ መዓልቲ ቅዲሚ 52 ዓመት ብዕለት 15 መጋቢት 1964 ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደላ…
ፈጻሚ ሽማግለ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክርስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ካብ ዕለት 06-11መጋቢት 2016 ፡3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ፈጻሚት ሽማግለ ኤስደለ ኣብ’ዚ ኣኼብኡ ኣብ’ዞም ዝስዕቡ ኣጀንዳታት፥…
ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓያል ቃልሲ ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ብምንጻር፡ ብኩሉ መዳያዊ ዓቕሚ ፊት- ንፊት ብምግጣም ይዕወት ብዝብል ፖለቲካዊ ኣምር፡ ቃልሱን…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ)፡ 6 መጋቢት 2016 ናይ ጨንፈር ስሩዕ ኣኼባ ከምዘካየዱን እቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ከኣ ብብጾት…
8 መጋቢት ዓለምለኻዊት መዓልቲ ጓል ኣንስተይቲ ኮይና ንኽትብዕል ዝተገብረሉ ምኽንያት ብትካቦ ወይ’ውን ንይምሰል ዝተዋህባ ዕለት ዘይኮነስ፡ ፍትሕን ማዕርነትን ንምርግጋጽ፡ ድርብ ምዝመዛን ድሑር ባህላውን ግጉይ…
