ኣብ ዓሰብን ካባቢኣን ዝነብር ህዝብና ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ይርከብ ኣሎ !!
ኣብ ወደብ ዓሰብን ካባቢኣን ዝረከብ ህዝብና ኣብ ኣዚዩ ሕማቕ ናይ መነባብሮ ኩነታት ከም ዝርከብ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። ኣብ ዓሰብን ከምኡ’ውን ኣብ ደቡብ…
Section
News and analysis
ኣብ ወደብ ዓሰብን ካባቢኣን ዝረከብ ህዝብና ኣብ ኣዚዩ ሕማቕ ናይ መነባብሮ ኩነታት ከም ዝርከብ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። ኣብ ዓሰብን ከምኡ’ውን ኣብ ደቡብ…
ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንኩሉም ፖለቲካዊ ውድባት ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ በዝገብረቶ ጽውዒት መስረት፡ ሎሚ ዕለት 05 መጋቢት 2016 ኣብ ኣዲስ…
ብዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን፣ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳይ ቤት ጽሕፈትን ዝቖመ ላዕላዋይ መሪሕነታዊ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዕለት…
ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኩሉ እዋን ንላዕሊ ከፊኡዎን ዋሕዚ ስደት ካብ እዋን ናብ እዋን እናነሃረን ይርከብ። ቁጠባዊ ምንቁልቋል ሃገርና፡ ትሕቲ ዜሮ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ዓለም…
ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ መሪሕነት ግንባር ሃገርዊ ድሕነት ኡርትራ፣ ሎሚ ሓሙስ ዕለት 25/02/2016 ምስ ዓቢ በዓል መዚ ሰልፊ…
A. The Demonstration to support the CBC’s investigative Report “THE FIFTH ESTATE” in Eritrea, Regarding Nevsun’s treatment of the Eritrean workers, know as the…
ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን…
ኦውፉይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ! ምግባእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ዕንቅፋትን ጸገማትን ኣባላት ባይቶን ማሓዙትን ንምፍትሑ ዝተፈላለየ ጻዕርታት ክካየድ ከም ዝጸንሐ ዝፍለጥ እዩ። ንቐጻልነት…
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል፣ ካልኣይ ናይ ጨንፈር ጉባኤኡ ዛዚሙ፣ እቲ ብዕለት 19/02/2016 “ባህግና ሓርነት: ማዕርፎና ዓወት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ …
20 የካቲት 2016 ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ዕቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፉርት ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣባል ፈጻሚት…
