ክጋደል ኢየ ምባል፡ ንጋደል ምባልን ምግዳልን በበይኑ ኢዩ!!! ቀዳማይ ክፋል
ዓወት ኢዩ ሽሙ፡ ንመበል 19 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዳርጋ ከም ኩሉ ሰራዊት ኤርትራ ተገፊፉ ድሕሪ ናብ ከባቢ ዓሰብ ኪሊማ ዝበሃል ቦታ ወሪዱ ምዕላሙ ኣብትሕቲ…
Section
News and analysis
ዓወት ኢዩ ሽሙ፡ ንመበል 19 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዳርጋ ከም ኩሉ ሰራዊት ኤርትራ ተገፊፉ ድሕሪ ናብ ከባቢ ዓሰብ ኪሊማ ዝበሃል ቦታ ወሪዱ ምዕላሙ ኣብትሕቲ…
ምዑታት ኣባላት ግሃድኤ ንህዝቢ ዘለዓዕል ጽሑፍ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘርጊሖም ትማሊ ምሸት ዕለት 18/02/2016 ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፣ ህዝብና ፍናኑ ክብ…
ላዕለዋይ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሃገራት ኤዉሮጳ ዘካይዶ ዘሎ ቀጻሊ ርኽክባት፡ ብዕለት 15/02/2016 ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ፈረንሳ ፓሪስ ዕዉት ዑደት ኣካይዱ።…
ብኣቦ መምበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ብጻይ ዑቑባዝጊ ድቡስ፡ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተዳልዩ ምህላዉ ንኹሉ ደላይ…
ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ላዕላዋይ መሪሕነታዊ ልኡክ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ዑደት፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ዶር. ሃብተ ተስፋማርያምን፣ ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት…
ገባቲ ስርዓት ህግደፍ መቐጸልታ ናይ እቲ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ ግዜ ጀሚሩ ክፍጽሞ ዝጸንሐ ንህዝብን ኣባላት ምክልኻልን ዓፊንካ ብምውሳድ ዳሃይ ምስዋር፡ ኣብ ማእከል ህዝብን…
መእተዊ ኩቡራትን ክቡራንን ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ንክንዝቲን፣ ከቢቡና ዘሎ ጸገማት ብንጹር አቐሚጥና መፍትሒታቱ ከነናዲን፣ ንዝተገብረልኩም ዕድመ አኽቢርኩም ግዜኹም ከይ ቆጠብኩምን ድኻሙኩም ከይ ጸብጸብኩምን፣ ካብ…
ብጉዳይ ማእሰርቲ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣቦ መንበር ውደብ ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን፡ ዓብደላ ሓምዶይን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ከም ዝተገልጸን፡ ካብ ውድብ ተጋድሎ…
ኣቦ-መንበር ውድብ ብጻይ ዑቚባዝጊ ድቡስን ዋና ጽሓፊ ሰክረታርያ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ብጻይ ኣብርሃም እያሱን – ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ኣንጀ (Anger) ከባቢኣን ዝቕመጡ…
ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምርግጋጽ፣ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ኣናደየበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከም…
