Section

News

News and analysis

News

ስርዓት ህግደፍ ግርማ ከተማ ኣስመራ የዕኑ

እታ ብ እትውንኖም ጥነታዋያንን ታሪኻውያንን ህንጻታት ኣፍሪቃዊት ሮማ ተባሂላ እትጽዋዕ ከተማ ኣስመራ፡ ብሰንኪ እቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኽተሎ ዘሎ ኣዕናዊ ኣካይዳ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ…

By farajatPublished
News

ዝተፈላለየ ዜናታት !

• ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ካብ ኤርትራ ብምስሓብ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ስራዊት ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ድምሒት) ኣብ ውሽጢ ላዕለዎት ወትሃድራውን ጸጥታውን ሓለፍቲ ስርዓት…

By farajatPublished
News

ቃል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 54 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣዕናዊ ተግባራት ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ኣዚዩ ዝተሓላለኸን ጽንኩርን ኵነታት ኣብ ዝርከበሉን፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ደንደስ ሓደጋ ምብትታን ኣብ ዘላትሉ፣ ኩሉ መዳያዊ…

By farajatPublished
News

ጽምብል ባሕቲ መስከረም ኣብ ከተማ ማንቸስተር፣ ዓዲ እንግሊዝ ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ

ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (ሓ.መ.ኤ.ደ.ለ) መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ‘ዕላማታት ባሕቲ መስከረም ይተግበሩ’ ብዝብል ቴማ ብኽብ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top