Section

News

News and analysis

News

ኤርትራውያን፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ፣ መገሻኦም ክስርዙ ወይ 360 ኣስከሬናት ላምፓዱሳ ምስኦም ክማልኡ ሓቲቶም

ኣብዚ ናይ 3ጥቅምቲ 2013 ህልቂት ላምፓዱሳ ዝዝከረሉን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ናብ ኤርትራ ክገሹ ዝመደብሉን ኣጋጣሚ ሰለስተ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ውድባት (ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሃገራዊ…

By farajatPublished
News

ናይ ድጋፍ መግለጺ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ስደት ብዝርከቡ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ

እዞም ክታምና ኣብ ታሕቲ ኣንቢርና ዘሎና ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ነዚ ብመሳርሕትና ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኪዳነ – ናይ ፋይናንስ ሚኒስተር ነበር  – ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት…

By farajatPublished
News

ዕድመ ንኩሉ ብጉዳይ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ ሃገራዊ!

ዝኸበርኩምን/ክንን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርኣቀዲምና ሃገራዊ ሰላምታና ነቅርበልኩም!ብምቅጻል ነዚ ህልው ኩነታትን ምዕባለታትን ሃገርና ምኽንያት ብምግባርን: ብዛዕባ ኣብመወዳእታ ወርሒ ነሓሰ ማለት 31/08/2018 ኣብ ከተማ ጀነቫ ሃገረ…

By farajatPublished
News

ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን/ሆደ ኤርትራ ዋሳ ዪናኹ ክራ ለመለም የንቱራ ተስፋይ ተኽለሩዂ ቛላኹድ። ፋሪዕ እክባ መርቛ ብሊኑዂ/ሆደ (ብሊንድ ስቖት ቛሊ)

ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ብንኡሱ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ደሙ ስለ ዝኣተዎ ካብ ከረን ጀሚሩ ክሳብ ኣስመራ ህዝቢ ንምንቕቓሕን ንምውዳብን ምስ ፊዳኢን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ንመሳትኡ ኤርትራዉያን ኣብ ሰዉራ ክጽበሩ ሓፍ ዘይብል ሓላፍነት ወሲዱ ክሰርሕ እንከሎ ገለ ዝፈልጥዎ ተጋደልቲ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዶም ስለ ዝሃቡ፣ ኣብ ቤት ትምህርቱ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ኣብ ክላስ ከሎ ክሕዝዎ ስለ ዝመጽኡ

By farajatPublished

Search the site

Back to top