08/2806 ረ.ክ. (ባሻይ) መብጽዓ ሓሺሹ ዝጠለመ ከሺሕኩሞ እከይ ዝሓለመ ስጒምትኹም ህዝቢ ኣበራቢሩ ተዘኪሮም ኩሎም ዝተኣስሩ መገሻኹም ንሂሩ ገኒኑ ተዘኪሮም ሕጻ ዝተደፍኑ ሓቀኛ ልሳንኩም ሂቡ ቃሉ ተዘኪሮም ባሕሪ ዝጠሓሉ በጺሓዶ ዋሽንግተን ከተማ ዕለት ጽሓፉላ ነታ ጫማ ክትዝከር’ያ ጽባሕ ኣብ ኤርትራ ጐደና ሓርነት ኣብ ኣስመራ ኣበርኪትኩም ተዘካሪ ግደ ከሺሕኩሞ ሓጥያት ዝለመደ […]
Feb 28 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
Petition Letter By Eritrean Anti Tyranny Global Solidarity Feb 22, 2006, 15:50 PST Email this article Printer friendly page Awate Foundation – P.O.Box 580312 – Elk Grove, CA 95758 – 0006 U. S. A. To: The governments of all Member States of the European Union The government of the United States The government of Canada The […]
Feb 22 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ዝኽሪ ንነፍሲሄር ፍስሃየ ጀሽዋ ምእንቲ ሓቒ ን’ኤርትራ ክርህዋ ብስቅያት ማኣሰርቲ ኣብ ጽሙዋ ፍርዲ ከይ ረኸበ ንዓለም ተፋኒዋ ማሕበረ ሰብ ዓለም ንዑኡ ጓኖትዮም ብመት ጅሽዋ ብረድዮ የእውዮም ዘይ ሰብ’ኣዊ ኣታሓሕዛ ኢሎም ንመንግስቲ ኤርትራ ከሲሶም ንዜጋታትና ጓኖት ክጣበቑሎም ከለው እቶም ናይ ኤርትራ ጀጋኑ’ኸ ኣበለው ጀጋኑ እና ሓቐቑ […]
Feb 12 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
by Teclesenbet Teclai በሽሐት ተረኺብና ክንውድስ ከነሳሲ ተነዅኒኽና ነቢዕና ስሌኻ ሐወይሲ ተሕተ ሥዩም ወሪድና ክንቅበላ ነታ ነፍሲ፤ ተቓላሳይ ዘቢጡ መሬት ተማጓታይ ወሪዱ ባይታ ስለ’ቲ ክቡር ህዝቢ ንኤርትራና እወታ ስለ’ቲ በዓል ሓቦ በዐል ታሪኽ ያታ ከይሰልከየ ን’40 ዓመት መመላእታ፣ ዓጽመ-ወለደይና ደኒና ኡይ ኢላ ብናታ ሠውራዊ ባይቶ ደኒና ኡይ ኢላ […]
Dec 31 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
ኣርብዓ ዓመት ንሃገሩን ህዝቡን ክብል ኣብ ቃልሲ ንዝኣመንካሉ ጹኑዕ ምስ መረሽካ ዘይብልካ መላሲ ስዮማይ ብዙሕ ተቓሊሱ ክተክል ስርዓት ዲሞክራሲ ኣንታ በሊሕ ጂግና ሂሮ ናይ ቃልሲ ህዝብና ከሲሩ እስኻ ብሞት ክትፍለሲ ጠበቓ ውጹዓት ንዓመጸኛ ብመርትዖ ከሳሲ ስዩም ጽኑዕ እናተባሃካ ብኹሉ ይጻሓፍ ኣሎ ምረት ሓዘን ብኹሉ ኩርናዕ ይግለጽ ኣሎ ዝተወፈኻሉ ቓልሲ ክዕወት ቃል […]
Dec 24 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
ታሕሳስ 18-2005 ብ ረ.ክ (ባሻይ) ዓገብ! ምስ ፊደላት ቃልሲ ተማሂርካ ብህጻንካ ነጻነት ጽሒፍካ ብምረት ናይ ቃልሲ ዝሓለፈ ንሃገሩ ፍቕሪ ዝገደፈ ንኽብሪ ሃገሩ ዝተኣስረ ምስ ቀዳሞት ሜዳ ዝወፈረ ዝመከተ ዝተዓጥቀ ስረ ኣለዉኻ ብዙሓት መዛኑ ክሳብ ሕጂ ፍጹም ዘይኣመኑ ይብሉ ’ለዉ ስዩም እንታይ ኰይኑ? ሓው ስዩም ብርዕኻ እንታይ ሽማ ነጻነት ትጽሕፍ ደጋጊማ ብህጻንካ ዝሓዝካያ […]
Dec 18 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
ረኪ ባሻይ ክቕበለካ ስምዓኒ ግጥምታትካ ብዝሕ መሲጡኒ ደጋጊመ ከንብቦ ብሓቂ ደፊኡኒ ብዙሕ ትሕብር ናይ ቁኑዕ መገዲ ኣጸቢቑ ዝኹንን ናይ ከዳዕ ማኣዲ ብርዕኻ በላሕ ናይ ተቃውሞ ዕርዲ መቸም ዘለካ ተወከፍ ከምዚ ናትካ ክፍትን ሙሁር ኣስቂጡ ኣፉ ሎጒሙ ካብ ዝደንን የእሙሮ የቡሉን ዓገብ ምባል ዘይ ውንን ቡዙሓት ጀጋኑ ንህዝቦም ከድሕኑ ዝቃለሱ ገሊኦም […]
Nov 22 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
ሕዳር 19-2005 ብ ረ.ከ.(ባሻይ) ሓዲኦም ጎብየ ሓዲኦም አረነ ርእሶም ኣቐልቂሎም ደጊም ከም ዝኾነ መርዓ ተቛጺሮም ስሉጥ ንለንቅነ እኽለማይ ተዳልዩ በርበረ ቀመሙ ወሓላሉ ውራይ ቅመሱ ጥዓሙ ዋላ ጭሉቝ ይኹን በሉ ተሓረሙ ኣውሎ ተጀሚሩ ጥራይ ተቐበሉ ናይ ቀደም ሰብኣይኩም ንሱ’ዩ ኣመሉ ኣነ ክኸርር’የ ንስኹም ቀጽሉ ምፍታሕ ንቡር’ዩ ዕርቂ መድሃኒቱ መርዓት እንተጸኒሓ ሰብኣይ […]
Nov 19 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
ዋይ ኣነ ኤርትራ ክንደይ ጀጋኑ ዓጽሞም ዝተኸስከሰ እዚ ቐይሕ ደም ኣብ ዝባነይ ዝፈሰሰ ሎሚዶ ብህግደፍ ህዝበይ ምተደቑሰ ደቀይ ተለሞኑ ኩሉኹም ስምዑኒ ካብ ምሕደራ ጭኮና ሓራ ኣውጹኡኒ ክጾሮ ኣይካልኩን ንሎሚ ክኑኒ ካብ ሙሉእ ዓለም ንበይነይ ቅዋም ሃገር ሕጊ ጨኒቑኒ ግደፉ ስኣን ነዚ ካብ ኮረሻ በለጽ ምልጋሱ ኣሻሓት […]
Oct 30 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »
( from twelve songs) Stop all the clocks, cut off the Telephone, Prevent the dog from barking with a juicy bone, Silence the Pianos, and with muffled drum Bring out the coffin, let the mourners come. Let aeroplanes circle mourning overhead, Scribbling on the sky the message HE Is Dead, […]
Oct 22 2005 | Posted in
Poetry |
Read More »