ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/09/06 ኣብ ልዕሊ ወለዲ ዝወርድ ዘሎ ዘይተኣደነ መዓት ናትና ብዝበልዎ ዘየናሕሲ ኣረሜናዊ ስርዓት ንፍጫሕ መሰንገሎም ወወጢጡ ዝጠብስ ንእሳት ሕማም የሕዲሩሎም ንወለዲ ዘይሓዊ ጾር መንደዓት ኣደ ጅግና ክንዲ ካሕሳ ተፈድያ ዘይነጽፍ ንብዓት ሎሚ በኣሰ ብኾንቱ ዝዓርቡ ዘሎዉ መንእሰያትና ድርብ ሓዘን ኮይኑ በይና ተኾርሚያ ዘጻንዕ […]
Sep 10 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ነሓሰ 15-2006 ረ.ክ. (ባሻይ) መድረኽ ምስግጋር መርገጽካ ምንጻር ክንደይ ሳዕ ኣለካ ይትረፍ ምቅብጣር ይቀዳሕ ጽሩይ ማይ ይደፋእ ሓተላ ይተሓጸብ ፈርሲ ይገንጸል ሽንፍላ ንጽድቂ ብጸሎት ንምልኪ ብጒልበት ብዓል ንጹር እምነት ብዘሎካ ክተት ሓንሳእ ምስ ጸመድካ ኣይትሓውስ ሰጋእ ትኣምኖ ህዝብኻ ብድሕሪት ከይውጋእ ህዝብና ሓሲሩ ካብ ተቖጽረ ህበይ ይትረፍ ነቀይ-ነቀይ ንበል ደቀይ-ደቀይ ኣማዕዱ ጠለምቲ […]
Aug 15 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ኣርዑት ጭቆና ከቢዱኒ ሂወት ሓሲሙኒ ኩሉ ጸልሚቱኒ ሕልናይ ዓሪቡኒ ሓራ ክወጽእ ሓለንኩ መንገዳይ ተለምኩ ክላእ ትንበሮ ክራማት ድቕድቕ ዝበለ ጸልማት ንየው በሎ ኤርትራዊ ሓለት ከርፋሕ ዘመናዊ ባርነት እምብለይ ረዕዲ ቶባ ማእሰርቲ ኣረመናዊ መግረፍቲ ተካል ዓዘቕቲ ይትረፈኒ ሂወት ኤርትራ ክሳብ ትወጽእ ሓራ ይኣክል ድኣ በልኩ ቀይዲ በተኽኩ ዶብ ጥሓስኩ አጻምእ ምድረ-በዳ ረጊጸ ጎረሮም ዝነቐጸ አሕዋተይ ቀቢጸ […]
Aug 11 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብ ገብሪህይወት ኣቡዓሸራ ፈስቲቫል ካስል ክባሃል ከሎ መገዲ ሰላም ጽብቕ ንቕሎ ጋሻ ክኣቱ ድንግርግር ከይ ይብሎ ኣብኡ ኣለዉ ብጾት ጉዱሳት ተቐባሎ መጋብኣያ ሃገራውያን ፈስቲቫል ካስል ንሃናጺ ሪኢቶ ሕቶታት ዝህብ ዕድል ሃገራዊ ጉዱስ ኽኣዩ ኣውኡ ዝውዕል ንተሳተፍቲ ፈስቲቫል እዞም/ዘን ክብራት ተማጎቲ ጠባቓ ውጹዓት ክፈትሑ ሽግራት ጉዕዞ ተመዲቡ ብነፈርቲ ኣውተቡስ ባብራት ካብ ቀረባ ይኹን ዋላ ካብ ርሑቕ […]
Jun 8 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ሰነ-02-2006 ሓለቓ ናይ ህግደፍ ዲክታቶር ናይ ሃገር ኣምልኹኒ ኢሉዎም ቀናእ ከም እዝጊሄር ነጻነት ኣምጺአ ተዋጊአ ባዕለይ ሕጂ ግዴኹም’ዩ ደጊም ስገዱለይ ምሃንድስ’የ ነይረ ናይቲ ኩሉ ወራር ድረፉ ድምጻውያን ውቓዕ ብዓል ክራር ኣይኮነን ወድ-ሰብ ንጽሓይ ዘድንን ትሕቲ ኣምላኽ’ኮ ኣነ’የ መኰንን ገሊኡ ይዘምር ገሊኡ ይሳዕስዕ ንዓይ ዝደለየ ኣውርድዎ ባጽዕ ትሓጒሰ […]
Jun 2 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 26-05-06 ኣለኻዶ ዓዃይ? ማይ እምበር ሃሪሙ ዘርኢ እንተዘይብልካ እንታይ’ዩ’ሞ ጥቕሙ መሬት ኣቦታትካ እንተተወሲዱ መን ከስተባህለሉ በሪቑ ነጒዱ ኣለኻዶ ሸቃላይ? ኣንታ ብዓል ሞያ ኣበይ ድኣ ከብል እሰርሕ ጽርግያ ዓሚ ወዲእናዮ ስርናይ ሂቦምና ለብዘበን መጺኦም ኣግፍሕዎ ’ብሉና ኣለኻዶ ተምሃራይ ’ታይ ኰንካ ትትክዝ? ምህላውሲ ኣለኹ ፈሪሀ ከይጒብዝ ይሕባእ ኣለኹ ሓወይ […]
May 26 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ግንቦት 18-2006 ብ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ክንደይ ኢዮም ደቅኺ ኤርትረያ ካብ ፈለማ ካብቲ መጀመርያ? ወሲደሞም እምበር በብሓደ ሕጻ ባሕሪ መላይን ወሊደ ብርሃን ዝሰኣኑ ዝምርሑ ካብ ጥዑያት ሕሙማት ይበዝሑ ዝሰንከሉ ኢደ እግሮም ሂቦም መን ክቖጽሮም ክንደይ’ሞ ክብሎም ገለ ትሕቲ መሬት ገለ ስደት ፋሕ ምስ በሉስ ተባሂሎም ሒደት ገለ ዊዓ ገለ ድማ […]
May 18 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ረ.ክ. (ባሻይ) 04-27-06 ታህዋኽ ኣይስረቕካ ዝግ በል ኣብ ዕላማ ክንደይ ከይጠፍኣካ ጭራ ንሃመማ ይትረፍ እንዳ ጫው-ጫው ቤት/ጽ ወኻሩ ክንደይ ዘይሃደሙ ህልም ንሓዋሩ ሕጊ ናይ ቃልሲ’ዩ መላኺ ክስዓር ሓኽሊ ጥራይ ጽረብ ነታ በላሕ ምሳር ዕውልውል ኢሉዎም ጀሚሮም ሰንደልደል ሕርኽራኽ ቡን ሰትዮም ተደፊኡ ኣወል ግዲ የለን ህዝበይ ኣኺሉ’ዩ ስዓት ፈሲሱ ’ይተርፍን ናይ ኣዴታት ንብዓት ኣይተስተንትን ጅግና ክሓልፍ’ዩ […]
Apr 27 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ካብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ) ኣይ ውሓዶን ብሓሶት ንህዝብና ዘታለልዎ ስቓይ ምስ መረረ ስደት ዓቐኑ ምስ ንሃረ ሓቂ ምዝራብ ምስ ተጀመረ ምስጢር ውጽኤ ናይ ቡኩላት ኣፈኛ ንሰብ ምእሳር ከም ኣድገ በቅሊ መጻዓኛ ልዕሊ ቅዋም ሕጊ ኮይኖም ባዕሎም ዳኛ ደቁኹም ሃዲሞም ኢሎም 50.000 ናቕፋ ወይዛ ወላዲት ኣደ ኣይ ብእግራ ብኣፋ ናይ […]
Apr 11 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ድሕሪ 30 ዓመት ዓቐን ዘይቡሉ ዝተኸፍለ መሪር መስዋእትን ስንክልናን ሃገርና ኤርትራ ናይ ውልቀ ሰባት ኮይና ንኽተርፍ ኣብ ሓሳብ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነብረን። ማእለያ ዘይብሉ መስዋእትን ስንክልናን ዝተኸፈሎ ቓልሲ ብኽሕደት ተጨዊና ተመሊስና ናብ ህግደፋዊ መግዛእቲ ክንቁረን ህዝብና ክልተ ግዝየ ይመውት ኣሎ ስለዚ ሓርነታዊ መሰል ማርያም ትሃብኩም ኢልካ ኣይትኮብን እዩ ሞ ብቓልስና ከም ናጽነትና ንሓርነትና እንተ ዘይ […]
Mar 15 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »