Archive for: April, 2006

London talks between Asmara, Addis Ababa fails

GIC April 30, 2006(KHARTOUM)_Delay of the Eritrean regime’s delegation to the meetings of the Border Commission which was scheduled to take April 28, 2006 in London, had led to the cancellation of t he meeting. Informed sources have disclosed that t he sponsoring parties for the Algiers Pact between the two conflicting countries of Eritrea […]

”ለባም ተወከስ ባላ ተመርኰስ”

ረ.ክ. (ባሻይ) 04-27-06 ታህዋኽ ኣይስረቕካ ዝግ በል ኣብ ዕላማ ክንደይ ከይጠፍኣካ ጭራ ንሃመማ ይትረፍ እንዳ ጫው-ጫው ቤት/ጽ ወኻሩ ክንደይ ዘይሃደሙ ህልም ንሓዋሩ ሕጊ ናይ ቃልሲ’ዩ መላኺ ክስዓር ሓኽሊ ጥራይ ጽረብ ነታ በላሕ ምሳር ዕውልውል ኢሉዎም ጀሚሮም ሰንደልደል ሕርኽራኽ ቡን ሰትዮም ተደፊኡ ኣወል ግዲ የለን ህዝበይ ኣኺሉ’ዩ ስዓት ፈሲሱ ’ይተርፍን ናይ ኣዴታት ንብዓት ኣይተስተንትን ጅግና ክሓልፍ’ዩ […]

Pal talk room Eritrean Democracy for all

www.paltalk.com by shumdahan ኤርትራውያን ካብ ውሽጥን ወጻእን ብሓልዮት pal talk ፖሊቲካዊ ግጥሚዮኦም ይቕጽሉ ኣሎዉ። ብዕለት 24-25ናይዚ ወርሒ ካብ ዝተፈላለያ ሃግራት ናይ ዓለም ብኩነት ህዝቦምን ሃገሮምን ተገዲሶም ዝተፈላለየ ናይ ሃገርና ዝምልከት ዛዕባ ኣልዒሎም መዲሮም።እቶም መብዛሕቶኦም ብሰናይ ድልየቶም ምኽርን ኣስተምህሮን ንምልጋስ ተዳልዮም ብምምጾኦም ብልቢ ክሙጎሱ ይግባኦም።እቶም ንናይ ሃገሮም ምኽርን ኣስተምህሮን ወይ ኩነት ብህድኣትን ኣተኩሮን ዘስተብህሉን ብልቦና ክሓቱን […]

ልቢ የዕቢና ድነቐጸ ደም ረሲዕና ብመስከረም ዳት ነት ህጁም ኣብ ርእሴና እልትፋፍ ዝተሓዎሶ ጎናዊ መጥቃዕቲ ብኣንተንዮ ተስፋይ

ልቢ የዕቢና ድነቐጸ ደም ረሲዕና  ብመስከረም ዳት ነት ህጁም ኣብ ርእሴና እልትፋፍ ዝተሓዎሶ ጎናዊ መጥቃዕቲ ብኣንተንዮ ተስፋይ      ብብሕሉፍ ተመኩሮ ክትማሃር እንተ ዘይ ካኣልካ ዝገበርካ እንተ ገብርካ ሎውጢ ክመጽእ ኣይክእልን ኩላቶም ውድባት ሃፍታም ተሞኩሮ ኣልዎም ኢለ እየ ዝኣምን ተሞክሮታትና ስለ ምንታይ ዘይንጥቀመሉ ምዓስ ተረሲዑ ከምዚ ሎሚ ኾነ ሓምለ ኾነ ዓባይ ተ.ሓ.ኤ (ጀብሃ ዓባይ) ሓንትን ስትምትን ዓባይ […]

ጉባኤ ጫንፈራት ኤውሮጳ ሰልፊ ናህዳ ብዓወት ተዛዚሙ

ጨንፈራት ሰልፊ ናህዳ ናይ ኤውሮጳ አብ ሆላንድ ካብ ዕለት 15 ክሳብ 16 april 2006 ዝተገብረ ጉባኤ ብዓወት ተፈጺሙ፤ ጉባኤ ጨንፈራት ኤውሮጳ ብአቦወንበር ጨንፈር ድሕሪ ምኽፋቱ አቦወንበር ሰልፍና ከም ናይ መጀመርታ ናይ ጨንፈራት ጉባኤ መጠን ነቶም ብሃንቀውታ ዝጽበይዎ ዝነበሩ አባላት ወድብ ምስጋኑኡ ብምግላጽ ነቲ ጨንፈር ሆላንድ ዝገበርኩሙልና ቁጠባዊ ሓገዝ ድማ ብልቢ ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ አይደልን ክብል ምስጋንኡ […]

ን አቶ ሃብተማርያም አብራሃ ዝምልከት ሓተታ

ካብ ማዕልታዊ ብጉዳይ ሃገሮምን ህዝቦምን ዝመያየጡ ግዱሳት ኤርትራውያን Amino305 (Eritrean Unity Room Paltalk) 2006-04-22 ብመጀመርያ ከመይ ቀኒኹም አብ ርሕቁን ቀረባን ትርከቡ ኩቡራት ኤርትራውያን ሰላምታይ ይብጻሕኩም ቅድሚ አብቲ ናይ ሎሚ አዳሊየኦ ዘለኮ ሓተታ ምእታወይ አቀዲመ ንሓው ተስፋይ ደጊጋ ወሃብ ቃል ተሓኤ ሰባ ተገዲሱ ንዘቅረበለይ መልሲ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ አይደሊን።  ናይ ሓድነትን ዘተን መአድታት ቀጻሊ ኮይኑ ፍልልያትና አጻቢብና […]

ናይ ህ.ግ.ዲ.ፍ መልእኽቲ ብኣፍ መርበብ ሓበሬታ መስከረም-ኔት

ስራሕካስ ዋጋ ዓስብኻ እንበር፡ እዚ እንተዘይኮይኑ ደኣ ናይ ወሃብን ተቐባል ስራሕን ዝምድና ክብተኽ እንድዩ ዘየብል ኣይኮነን ነቲ ኩሉ መልእኽቲ መርበብ ሓበሬታ መስከረም-ኔት ዝከታተል። ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ውሽጢ ሃገር ቀንዲ ተተሓሒዙዎ ዘሎ ስራሕ ኣብ ውሽጢ ኣጣጢሑ ንኽነብር ኩሉ ክውሰድ ዝከኣል ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ካብ ምውሳድ ዝገትኦ ሓይሊ የለን። ቀንዲ ዕማሙ ግን  ኣብቲ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ ዘሎ ናይ […]

መስከረም ዳት ነት ስዉር አገልጋሊ ህግዲፍ

Amino305 (Eritrean Unity Room Paltalk) 16-04-2006 ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግዲፍ ብተቃወምቲ አካላት ዘይአምን ሙካኑ ወትሩ ተቃወምቲ የብልናን ክብል ይስማዕ ብህልውና ናይ ተቃወምቲ ዘይአምን ስርዓት ብዛዕባ ተቃወምቲ ክዛረብ ወይ ዝኮነ ጸለመ አብ ልዕሌኦም ክዝርግሕ ስለዘጸግሞ እቲ ሓደ ክጥቀመሉ ዝክእል መላ ብተቃወምቲ ዝፍለጡ ብተግባር ግን ቀንዲ ናቱ ዕሱባት አብ ውሽጢ ተቃወምቲ ብምዝርጋሕ ነቲ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ክገቲእ ሓያል […]

ኣገናዕ (ሃይ ፋይፍ) ንቤት ጽሕፈት ዜና ግ.ሃ.ድ.ኤ

ካብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)         ብመስከረም ዳት ነት ኣብ ርእሲ ግ.ሃ.ድ.ኤን ብዓቢኡ ድማ ኣብ ርእሲ ተቓውሞ ደምበን ንምብትታን ዘጻወዶ ሰራም ኣዕናዊ መልእኽቲ ብጉቡእ ተገንዚቡ መልሲ ምሃቡ ጉቡኡ እኳ እንተኮነ ንዕላማ መርበብ መስከረም ዳት ነጥ ኣፍሽሉ  ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ዕላሙን፥መትከሉን፥ እምንቱን ኣነጺሩ ናብ ሓፋሽ ህዝብና ብቃልዕ ብምዝርጉሑ ኣብ ምፍሻል ህግደፍ ብኢድ ኣዙር ብመርበብ መስከረም ዳት ነጥ ዝተዘርገሔ […]

ኣየ ግፍዒ የንታ

ካብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)     ኣይ ውሓዶን ብሓሶት ንህዝብና ዘታለልዎ     ስቓይ ምስ መረረ     ስደት ዓቐኑ ምስ ንሃረ     ሓቂ ምዝራብ ምስ ተጀመረ ምስጢር ውጽኤ ናይ ቡኩላት ኣፈኛ ንሰብ ምእሳር ከም ኣድገ በቅሊ መጻዓኛ ልዕሊ ቅዋም ሕጊ ኮይኖም ባዕሎም ዳኛ                         ደቁኹም ሃዲሞም ኢሎም 50.000 ናቕፋ                         ወይዛ ወላዲት ኣደ ኣይ ብእግራ ብኣፋ                          ናይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net