Archive for: September, 2015

ዝተፈላለየ ዜናታት !

• ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ካብ ኤርትራ ብምስሓብ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ስራዊት ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ድምሒት) ኣብ ውሽጢ ላዕለዎት ወትሃድራውን ጸጥታውን ሓለፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዓቢ ቅልውላው ተፈጢሩ ምህላዉ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ። ዝተፈላለየ ኣጽዋር ዝውንን ሓይልታት ድምሒት፥ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ብዘይ ገለ ረጽሚ ምስ ሰራዊት ኤርትራ፣ ብመንገዲ ኡም ሓጀር ኣቢሉ ናብ ዶብ […]

ኣገዳሲ ሓበሪታ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ሰምየን ኣመርካን ከነዳን፣ ከም ውጺት ናይቲ ብ August 23/2015 ብገዳይም ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተኻየደ መቐጸልታ ናቱ ብሰንበት September 21/2015 ንመበል ካላኣይ ግዚኡ ካብ ስዓት 10 ናይ ንግሆ ስጋብ ስዓት 1፡30 ናይ ምሸት ን ሰለስተ ስዓት ዝወሰደ ወርሓዊኣኼቡኡ ተካይዱ። እዚ ኣኼባዚ ደቂ ከበሳን መታሕትን ገደይም ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ዝነበሩን […]

ደምዳሚ ኣዋጅ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ!!

ኩነታት ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛ ጥርዚ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋንን፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ብድኽመትን ምብትታንን ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ ሁመትን፡ ከምኡ’ውን ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን ብሓፈሻ ንኤርትራ ድማ ብፍላይ ዝጸሉ ዞባውን ኣህጉራውን ምዕባሌታት ኣብ ዝንህረሉ ዘሎ ወቕቲ፡ ካብ 11 – 14 መስከረም 2015 ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ስሩዕ ኣኼባ […]

ፍትሕ ህግደፍን ደምህትን

ብቀደሙ’ውን እንተኾነ ቅዱስ መርዓስ ኣይነበረን!!! ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ይኸውን ኣብታ ኩሉ ዘይሰኣና ሃገርና ኤርትራ ሓደ ነገር ተኸሲቱ። ብርግጽ እቲ ተርእዮ መኣስ ይትኮስ ደኣ’ዩ ኔይሩ እቲ ሕቶ እምበር ከም ታይም ቦምብ ቲክ-ቲክ ክብል ዝጸንሐ ጉዳይ’ዩ። ሞላ ኣስገዶም ምስ 800 ዝኾኑ ሰዓብቱ ካብ ኤርትራ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም ኣብ ገዳርፍ ኣትዮም። መንግስቲ ሱዳን ብዝገበረሎም ምትሕግጋዝ ከኣ ምስ ምሉእ […]

መርድእ

ክብርቲ ሓብትና ወ/ሮ ጸጋ ገብረመድህን በዓልቲ – ቤቱ ንኣቶ ኣብርሃ በርሀ፡ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ብዕለት 15.09.2015 ስለ ዝዓረፈት፡ መሕዘኒ ቦታ ንዕለት 16-17.09.2015 ካብ ሰዓት 1000 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዲቡርገር ስትራሰ 1, 63225 ላንገን (Dieburger Str. 1, Langen) ኪኸውን እዩ። ንዓርቢ ዕለት 18.09.2015 ካብ ሰዓት 9.30 ጀሚሩ ፍትሓተ ጸሎት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ አቫንገሊሸ ገማይንደ ቪዝገሽን ስትራሰ […]

ሰላማዊ ሰልፊ ንዝኽሪ መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ብምኽንያት 18 መስከረም መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾና ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ሰልፊዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፣ ዓርቢ 18 መስከረም 2015 ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 14.00 ቦታ፣ ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ ኤርትራ ሊዲንጎ ብድሓን ምጹ ኣዳለውቲ ሰልፊ ሰሳዱ ምስ ብጾቶም Rally commemorating Eritrean Prisoners Day in Stockholm Sweden We kindly invite all democracy […]

ኢደይ ኢድካ ኢልና ህግደፍ ንገልሎም

ብ\ ወድ ዓድ ካብ ስደት 07 September 2015 ብኣማኢት ሞይቶም ሰማዒ ዘይብሎም ኢደይ ኢድካ ኢልና ህግደፍ ንገልሎም = = = = = = = = = = = = = = = = = = ህልቂት ኣብ ማሕቡስ ህልቂት ኣብ በረኻ ኣልግሶ ንህግደፍ ምእንቲ ድሕነት ህዝብኻ ተለዓል ሓቦ ግበር ሸጥ ኣብሎ ዝናርካ ስመር ኣይትፈላለ ዘክር […]

Memorial Tributes

Memorial Tributes In loving memory of kidane Seyoum Berhe (ABU DIGN) Kidane Seyoum Berhe was born on the 19th September 1959 in Eritrea. He grew up in a Christian family like any Eritrean child. He commenced his primary and secondary education in Adikeyeh and Decemhar, Akele-Guzay then he went Addis Ababa for further study. In […]

ጸብጻብ ናይቲ ካብ 28 – 29 ነሓሰ 2015 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ዝተኻየደ ቦሎኛ ፎረም

ቦሎኛ ፎረም ኦክላንድ ዓርቢ 28 ነሓሰ ድሕሪ ቀትሪ እዩ ብዕሊ ተኸፊቱ። ካብ ርሑቑን ቀረባን ንዝመጹ አጋይሽ እንቋዕ ናይ ደሓን መጻኹም መልእኽቲ ድሕሪ ምሕላፉ፤ ዝኽረ ሰማእታት ሲዒቡ፤ ቀጺሉ ንተሳተፍቲ ነንሓድሕዶም ንኽላለዩ ዕድል ተዋህቦም። ድሕሪ እዚ ናይ መእተዊ መደባት ድማ እቲ ኣኼበኛ ናብ ወግዓዊ ስርሑ አተወ። ብአዳለውቲ መደብ ከም ዝተሓበረ እዚ ጭርሖ ካብቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 […]

ቃል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 54 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣዕናዊ ተግባራት ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ኣዚዩ ዝተሓላለኸን ጽንኩርን ኵነታት ኣብ ዝርከበሉን፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ደንደስ ሓደጋ ምብትታን ኣብ ዘላትሉ፣ ኩሉ መዳያዊ ኩነታት ሃገር ኣብ ዓሚቕ ምንዋጽ ስለ ዘሎ፣ ዓሰርተታት ኣሽሓት ካብ ህዝብና፡ ብፍላይ ድማ መንእሰያዊ ሓይሊ፡ ካብ ገሃነም መላኺ ስርዓት ኣምሊጡ ክዕቆብሉ ናብ ዝኽእሉ ሃገራት ክሰደዱ ተገዲሙሉ ኣብ ዘሎናሎ ሁመት፣ ህዝብና፡ ነቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net