Latest news

Poetry

ንኹሉ ግዜየ ኣለዎ ጽንዓት ጥራሕ

ክንደይ እንዲና የሕሊፍና ተመኩሮ ክንደይ ጎቦ ተሓኺሩ ተሰጊሩ ስንጭሮ ጣቓዒት ብኻላሽን ብቡባ ነይሩ ኮቦሮ ዝኹሉ ዕርድታትና ጀጋኑና ተቐብሮ ህዝበይ ተመሊስና ሕሉፍ ቃልሲ ንዘክሮ                  …

By farajatPublished
News

መዂባዕቲ ጥቅምቲ 05-06

ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ (ክ. ዜና)   ታሪኽ ምልስ ኢልና ብምዝካር ቅድሚ ሓደ ትውልዲ ብ 1978 ዓ.ም. ብትኽክል 28-29 ዓመት አቢሉ ይኸውን፡ ሰውራ ኤርትራ ኣብ…

By farajatPublished
Poetry

ባውዛ ሓርነት ኣብርሂ ናብ ጽልግልግ ዝበለ

ይብራህ መገዲ ከረኤ ስጉምቲ ክሰልጥ                   ይብራህ መንዩ ተቓላሳይ ክንፈልጥ                    ይብራህ ኣይ ንበል ባዕሉ ይፈልጥ             ደምበርከ ንጽገና እዩ እዚ ኹሉ ገልበጥበጥ              …

By farajatPublished
News

ብኣጋጣሚ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካርቱም ሰሚናር ኣካይዱ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 30.09.2006 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ብዙሓት መራሕትን ካድራትን ውድባት ኪዳን እተሳተፍዎ…

By farajatPublished
Poetry

ሕሰብ እባ ! ቅድም ጸሓይ ምዕራባ

ሕሰብ እባ !   ሕሰብ እባ ! ቅድሚ ጸሓይ ምዕራባ ቅድሚ ምምጻኣ ጸበባ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ ሙቡቱ መጨረሽታ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ መንግስቱ መጨረሽታ ኣይረኣኻን ዲኻ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top