Latest news

News

መዂባዕቲ ጥቅምቲ 05-06

ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ (ክ. ዜና)   ታሪኽ ምልስ ኢልና ብምዝካር ቅድሚ ሓደ ትውልዲ ብ 1978 ዓ.ም. ብትኽክል 28-29 ዓመት አቢሉ ይኸውን፡ ሰውራ ኤርትራ ኣብ…

By farajatPublished
Poetry

ባውዛ ሓርነት ኣብርሂ ናብ ጽልግልግ ዝበለ

ይብራህ መገዲ ከረኤ ስጉምቲ ክሰልጥ                   ይብራህ መንዩ ተቓላሳይ ክንፈልጥ                    ይብራህ ኣይ ንበል ባዕሉ ይፈልጥ             ደምበርከ ንጽገና እዩ እዚ ኹሉ ገልበጥበጥ              …

By farajatPublished
News

ብኣጋጣሚ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ካርቱም ሰሚናር ኣካይዱ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 30.09.2006 ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ፡ ብዙሓት መራሕትን ካድራትን ውድባት ኪዳን እተሳተፍዎ…

By farajatPublished
Poetry

ሕሰብ እባ ! ቅድም ጸሓይ ምዕራባ

ሕሰብ እባ !   ሕሰብ እባ ! ቅድሚ ጸሓይ ምዕራባ ቅድሚ ምምጻኣ ጸበባ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ ሙቡቱ መጨረሽታ ኣይረኣኻን ዲኻ ናይ መንግስቱ መጨረሽታ ኣይረኣኻን ዲኻ…

By farajatPublished
Poetry

ሰብ ግራት ተበሉኹምከ!

መስከረም 25-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ሸኻ እንተወረድና ይንቅወሉ ኣርሓ ጎቦ እንተደየብና እንዳ ብዕሪር ኣሓ ሰብ እንተሞተና ሓቢርና ንዂርመ መርዓ እንተገበርና ንኽደን ስልመ       አጋይሽ ’ተመጹ መርሓባኩም…

By farajatPublished

Search the site

Back to top