Latest news

News

ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሃገራውን ውድባውን ግደኡ ንምዕዛዝ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ።

ሽማግለ ዞባ ዝጸወዖ ብ20 መስከረም 2014 ናይ መሰረታት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣገዳሲ ኣኼባ ብምክያድ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ህልዊ ኩነታት ህ.ግ.ደ.ፍን፣…

By farajatPublished
News

ዜናዊ ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሆላንድ

ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝጀመሮ  ሰንሰለታዊ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ብሰንበት 14 መስከረም…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ስዊደናዊ – ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ መበል 53 ዓመትን፣ መበል 13 ዓመት ናይቶም ብ 11 መስከረም 2001 ብህግድፍ ዝተኣስሩ ፖሊቲካውያን…

By farajatPublished
News

ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ የውሃንስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ርሑስ በዓል ክገብረሎም ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓላትና ድማ፡ ምልካዊ…

By farajatPublished
News

ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ንርሑስ በዓል ቅዱስ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top