Latest news

Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሮተርዳም – ሆላንድ

ግንባርሃገራዊድሕነትኤርትራ – ጨንፈርሆላንድንሰንበትዕለት 14/09/2014ብኣቦመንበር ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝምራሕኣገዳሲ ህዝባዊኣኼባኣዳሊዩስለዘሎ፡ኩሎምኤርትራውያንንብኤርትራዝግደሱንኣብ’ዚኣኼባ’ዚንክሳተፉብኽብሪይዕድም።ኣኼባናብዛዕባህልዊ ኩነታት ሃገርናን፣ ደምበ ታቓውሞን ብሓፈሻ፡ ኣመላኽታ ግንባርሃገራዊድሕነት ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዮ ሃገራዊ ዛዕባታት ድማ…

By farajatPublished
News

ቃል ፈጻም ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ. ኣብ ሰምናር ካስል 2014

ዝኸበርኩም ኣሕዋት ወከልቲ ማሓዙት ውድባትን ማሕበራትን ዝኸበርኩም ብጾት ኣባላት መሪሕነትን መሰረትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝኸበርኩም ኣጋይሽና፡   ብቐዳምነት ብስም መሪሕነት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዕዙዝ ሃገራዊ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top