Category archives for: Poetry

ኣንታ ሓሊመ’ምበር

ግራተይ ርኤያ ብማዕዶ ብዕራይ ልፍንቲ ክጸምዶ ነዊት ኣብ ዝባነይ ተሰኪመ ክኸዶ፡ ኣንታ ሓሊመ’ምበር ኣነስ ከፈይን ጨዓይን ቆሪነ ክሓርስ

ኣርሓ ሃገራዊ ዋዕላ

ግጥሚ ብኣንቶንዮ ተስፋይ 7 ሚያዝያ 2010 ኣርሓ ህዝቢ …….. ኣርሓ ዋዕላ ሰላም መጋቢ …….. ደይቦ ዋላ፡ ባዕልኻ ቐልሶ ………. ጉዳይ ክሳለጥ ህዝቢ ይመልሶ ……… ናይ በዓል ኣነ እፈልጥ፡ መን’ዩ ሎሚ ……………….. ስልጣን ዝህበካ

ሓኺል ድሙ ሃገራዊ ዋዕላ

ግጥሚ ብኣንቶንዮ ተስፋይ 3 ሚያዝያ 2010 ነውራም ሓኺሊ ድሙ ኣብ ናሕሲ ሰፈሩ ከምኡ’ሉ ከሪሙ እከይ ግብሩ ዝሓዘ ሒዙ ናብ ናሕሲ ላኼማ መሪዙ መዳኸሚ ቃልሲ ውረድ ግዳ መሬት ርገጽ ርኸብ ማዕዳ ኣይትረበጽ፡

መንክር ሃገራዊ ዋዕላ ግጥሚ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 1 ሚያዝያ 2010 መዓር ለኪኻ ዕረ ሓቂ ቐቢርካ ዝዕረ የብሉን ፍረ ህዝቢ ዘይሰዓቦ ብዘይ ውዕል ኣላዝቦ ጉያ ዋዕላ፡ ልኡኽ ሓሊቦ ከይስሕቝ ዓደ’ቦ፡

ከዳዕ ወፍሪ !!

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 25 ለካቲት 2010 ናይ ሓሶት ወፋራይ በይኑ ዘጣቕዕ ዘራጊ ውራይ ቀደሙ ከይኣክል፡ ዝኸፍአ ዳሕራይ፡           ሓርበኛ ከተማታት፡ ግንባር ጀነቭ           ግዝኣተ ሕጊ ደርቢኻ፡ መሪጽካ ገንዘብ           ኣይንረብሓኻን፡ ምስ ህ.ግ.ዲ.ፍ ዘብዘብ፡ መላኺ ጎይታኻ ክሕጎስ ክብርኻ ሸይጥካሉ፡ ብጣዕሳ ዘይምለስ ንብረትካ ከይራሰ፡ ከይውረስ፡           ኣትረረኽበን፡ ዕደ ደኣ ሎምስ           ንስኻ ክትኽሽን፡ ህ.ግ.ዲ.ፍ ክልሕስ           ኣብ ሓዘን […]

Eritrea hit with UN sanctions for ‘aiding insurgents’

The UN Security Council has imposed sanctions on Eritrea because of aid it says it has been giving to Islamic insurgents in Somalia. BBC The resolution places an arms embargo on Eritrea, and also imposes travel bans and asset freezes on businesses and individuals. Members of the Eritrean leadership are expected to be affected. The […]

Djibouti says Eritrea exporting chaos

Sun Oct 25, 2009 10:11am EDT CAIRO, Oct 25 (Reuters) – Djibouti’s foreign minister accused neighbouring Eritrea on Sunday of arming and training militias to carry out sabotage in the tiny Horn of Africa country, and of fomenting chaos in the region. “Eritrea is exporting chaos. Exporting chaos has become routine in Eritrea,” Mahmoud Ali […]

ዘመነ ህ.ግ.ዲ.ፍ ጥራይ መርድእ!

ብወልድኣብ ፍስሓጽየን (ኦስሎ ኖርወይ)   ዘመነ ህ.ግ.ዲፍ ኮነ ጥራይ መርድእ እዚ ሕሱም ሽፍታ ነጻነት ዝኸልእ ዕምባባ ቆሪጹ እሽኽ ዝዘርእ። ከይኣኽለካ ሕሉፍ ናይ ቀደም መስዋእቲ ጎንኻ ከይድቅስ ከይረክብ ዕረፍቲ መጺኦሙኻ`ንዶ ናይ ቀትሪ `ጋንንቲ ገንዘብካ ከይኣኽሎም ደቅኻ መንዛዕቲ ሽሻይካ ከይኣኽሎም ኣኽብዶም ገፋሕቲ። `ታትፈትዋ ጓልካ እታ ጅግና ሕርሽ ትፈትዎ ወድኻ ኣብ ብርኩ ዘተንፍስ ደኺምና ከይበሉ ብቑሪ ብንፋስ ጽሓይ […]

ትፈልጥዎ´ዶ ?

መብጸዓ ህግሓኤ ዝጠለመ ብቅዋም ከይምራሕ ዝትሓርመ ብሓይሉ ኣብ ስልጣን ክነብር ዝሓለመ ህግደፍ (ሕጊ-ግደፍ) ኢሉ ንነብሱ ዝሰመ ብራዕድን ሽበራን ክገዝእ ዝወሰነ ንዜጋታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘማሰነ ንብጾቱ ካብ ጸላእቱ ንላዕሊ ዝጨከነ ንኣቦታትን ኣደታትን ዘኣሰረ ንመንእሰያት ካብ ሃገር ዘባረረ ክብሪ ደቂ ኣንሰትዮ ዘድፈረ መሰል ዜጋታት ኩሉ ዝጠሓሰ ምልካውነት ኣብ ኤርትራ ዘንገሰ ምስ መላእ ህዝቡን ዓለምን ዝተባእሰ ጸረ-ምሁራንን […]

ሕዝባዊ መኸተ

ኣንጻር ገበተ   መኸተ ኣንጻር ናይ ህዝቢ ስልጣን ገበቲ መኸተ ኣንጻር ብዘይ ባይቶ ገዛእቲ መኸተ ኣንጻር ጸረ ህዝባዊ መንግስቲ መኸተ ኣንጻር ብዘይ ሕጊ ኣሰርቲ መኸተ ኣንጻር ናይ ሰብ ኣፍ ለጎምቲ መኸተ ኣንጻር ጸረ ትምህረቲ መኸተ ኣንጻር ናይ ሕዝብና መጥመይቲ መኸተ ኣንጻር ገንዘብ ሕዝቢ ደለይቲ መኸተ ኣንጻር ጅቦኦም መላእቲ መኸተ ኣንጻር ጸረ ኣምላኽ ኮሚኒስቲ መኸተ ኣንጻር […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net