Category archives for: Poetry

ዓስ እብለኪ ክር እብለኪ

ዓስ እብለኪ ክር እብለኪ ተኣበኪ ግና ንነብሪ በልኪ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ሃቦ ተረከቦ ኣይኮነን ንኩኖት ተዓዚቦም  ብልክዕን ብተማሳሳልን እዮም ዝምስሉን ዝብሉን ዝነበሩ እሞከደኣ መሲልካ ታየምጻእካ እብሉ መሊሶም እወ ምስላይሲ ሓደ ሩጉም ሰብኣይ ንሓንቲ ዓዲ እርብሻ ነበረ እሞ ህዝቢ ናይታዓዲ ዝገብርዎ ጠፍኦም ተጨነቁ ንወየዓዲ በጽበጻ ሓደ ብኡኡ እተገፍዔ ሰብኣይ ዝባን ሒጊ ሰዓበኒ በሎ ወየዓመጸኛ ኣበይዘሎ ህጊ […]

ንዝኽሪ ! 6 ዓመት ብዘይ ፍረዲ

ሸሪፎ ኣቦ ሓፋሽ ኣበይ አሎ ደሃካ ? ንብጻይካ እምበር ንርእሰይ ከይበልካ መብጽዓ ቃልሲ ከይጠለምካ ተማጉትካ ሓቂዲዩ ? እዛ ሓሳዊት ዓለም ኣርኪባትልካ ሓቂ እንተኾይኑ እሞ ! ተዘሚታ ሃገርካ ! ዑቑበ አብርሃ ጎይታ ጠባይ ኣበይ ኣሎ ደሃይካ ? ሓቂ ዲዩ ከምቶም ዝሓለፉ 3 ኣሕዋትካ ሓሊፍካ ቶባእ ዓለም ! ኣብዛ ሃገር ድኣ ንመን ገዲፍካ ? ሕዝብኻሞ ኮይኑሎ ጌና […]

ኣብ ቅልውላው ግዜ ዕግርግር

ጸሓይ በሪቕሉ ተበላጺ ከዳናግር ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/09/07              ገሊኡ ብኽፋኣት ገለ ብፍርሒ ኣንጎሉኡ ሒዙ              ብዙሓትውን ኣለዉ ብማዕዶ ርዒዶም ዝደንዘዙ              ሃገር እናጠፍአት ዘይዓጅቦም ንጥቕሞም ዘዐዘዙ              ሓጺር ዝሓስቡ ኣጉል እምነት ሃገር ከምዝሓዙ                       ወላድን ውልድን ልቡ መሊኡ ዘየዕልለላ ሃገር                       ሰላም ኣላ እናበሉ የውርዩ ሓሰውቲ ፈገራግር                       ናቱ ገዲፉ ናይ ጎረበት ዘዕልል ህዝቢ […]

BREAKING NEWS: PIA Joins Opposition

Anyone listening to PIA’s latest interview without knowing it was PIA giving interview would be forgiven for thinking that it was one of the opposition leaders talking.  I guess the way you talk (address issues) depends which side of the food chain you are.     Or adopting this to PIA’s situation, this is PIA’s […]

ባሕቲ መስከረም መርሓባ ክስገር’ዩ ዝኹሉ ጸበባ

                                                                            ብ ገብሪሂይወት ኣቡ ዓሸራ                              ባሕቲ መስከረም ተዛረቢ ብምጅማር ሰውራ                           ፈለማ ጥይጥ ተተኲሳ ን’ሙሉእ ንናጽነት ሓራ                          ተሰዊኡ ተሰዊኣ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ኩሉ በብታራ                          ንሰላም ንፍትሒ ንራህዋ ንዕብየት ሃገረ ኤርትራ                         ቑዱስ ዕላማ ተጨውዩ ብ’ህግደፍ ተረኺቡ መከራ                         ዓገብ ንህግደፍ ደጊፍካ ክራር ጓይላ ኮቦሮ ዳንኬራ  ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ሜዳ […]

ህግደፋውያን ክጻረፉ ይውዕሉ

ኢትዮጵያዋን ድማ ዓዶም የማዕብሉ              ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/08/07         ብናይ ካስል ጉባአ ፈስቲቫል ህግደፍ ሰንቢዱ         ናይ ፍራንክፎርት ምስ ሰምዐውን ኣዐርዩ ርዒዱ         ኣብ ስቶኮልምሞ እናተጻረፈዩ ንድሕሪት ኣኹደዱ         ወረ ገና ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ምስ ተኣከበ በብዓዱ                     ህግደፍ ውጻኣት ክሕዞዩ ሸራእራእ ክብል ከብዱ                     ኣለውናውን ዕቑራት ሓይሊ ሰላሕታ ዘይተጋህዱ                     እኖሆ ነቒሎም ህዝቢ […]

ሸሞንተ መጋቢት

ረ.ክ(ባሻይ) 03/08/2007 እንተተቓለስኩ ኣነ ንመሰለይ ንረብሓ ብዙሓት ኢለ እንድኣለይ ጒልበተይ ከፊለ ርሃጽ ኣንጠብጢበ ኣብ ምንትምነታይ’ዩ መሰለይ ዝድርበ? ብሰላም ብኽብረት ኣብ ዓለም ክንነብር ተባዕታዊ ዓመጽ ግድን’ዩ ክንሰብር ዕላማይ ኣይኮነን ኣብ ሰብኣይ ምምካሕ ተሓጺብካ ኣብ ጭቃ ዘይረብሕ ምልቃሕ ንጹር’ዩ መርገጸይ ስኽፍ ኣይበልካ ዝሓለፈ ዕዳ ክፈል ነይብለካ ጥራይ ልቢ ግበር ካብ ሎሚ ትዓረ ብልብኻ እመን ከምዝኾንና ማዕረ ኣየድልያን […]

A response to Fesha Nair’s recent articles

Managing interorganizational Relations and Unity on what and how? By Zemeheret Andemicael Seare From the land of Bogos (Sharki) Objective The objective is to engage positively and highlight the different views such that the reader and our people benefit in understanding the difference in visions, approach and choices of solutions to the Eritrean problem, especially […]

ወላዲት፡ ወላዲ

ስቕ ኣይትልመድ ጽባሕ ንምልዓሉ ከይከብድ ጓና ከይዛረበሉ ከይፈርድ ስምዒ ውሉደይ ስማዕ ውሉድ፡  ንብዓተይ ክጸርር  መዓንጣይ ክሓርር  ጓለይ ወድይ ክባረር፡ ……  ስቕ ክትብል፡ ኪዳነይ ክብተን ናብራይ ክብተን መሰለይ ክፍንፈን፡……  ስቕ ክትብል           ክርሕቅ ክፍንተት        ዜግነተይ መሰልይ ክቕንጠጥ        ክህረም ክቕለጥ፡…….   ስቕ ክትብል ርሒቆም ንዝኸዱ ሰበይ ከማዕዱ ብዘይካ ዝሃርሙ ዝስጉዱ፡        ኣይግህዶ ኣይሕልሚ        መራዚ ሰማሚ […]

ጆሽዋ ኣሎኻ´ዶ ኣብ ሸላ !

ንዝኽሪ ተጋዳላይን ጋዘጠኛን ፍስሃየ ዮውሃንስ (ጆሽዋ) ጆሽዋ ሪኢኻያዶ ዓለም ከዳዕ ምዃና ተቓሊስካን ኣቃሊስካን ንናጽነት ሕዝብና ንግዜኡ ግን ንጠላማት-መብጽዓ ኮይናላ ሃገርና ሕዝብና ኣይካኣለን ናጻ ከውጽኣካ ፍትሒ እውን ኣይረኸብካን ኣብ ገዛእ ሃገርካ ብጾትውን ኣይተረኽብን ዝማጎቱልካ ዓለም እኳ ትሓይሽ ተዛሪባትልካ ንፍትሕን ሕግን መሰልን እዚ ኩሉ ተቓሊስካ ፍትሕን ሕግን መሰልን ግን ከይረኣኻየን ከድካ በዓልቲ ቤትካን ደቅኻን ብግቡእ ከይተፋነውኻ ከም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net