ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 09/02/07 ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ናይ ኪዳን ብቕንዕና ተቐራረቡ ንኹሉ ገዲፍኩም ንሓመድ ዝልሕስ ዘሎ ህዝቢ ሕሰቡ ይኣክል ተንኮል ቂም ብማይ ሰላም ልብኹም ተሓጸቡ መዓልትን ህግደፍን ከይተጸውዑ ስለዝመጹ ከይትስለቡ ምጥጋን ምጽንጋን እናበሉ ድሕሪት ከይጎሱኹም ኣስተብህሉ ብዓልመን ከም ዘለዉ ብድሕረኹም ንዓኹም መሲሎም ምቁር መርዚ ከየስትይኹም […]
Feb 9 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/01/07 ሓቢርና ከይንሰርሕ ብረቂቕ ተንኮል ፈላልዮሙና ብፍቕርን ስኒትን ዝዓበና ህዝቢ ዘጻልእ ዘሪኦሙልና ነዛ ሰላም ንኽንበሃሃል ኣብ መን ይቐድም ተባጺሕና ተቓሊስና ዘምጻእናያ ነጻነት ሸፋቱ ጨውዮሙልና የሕዝን ዘራግ ባህልን ሃይማኖትን ክትወልድ ሃገርና ርህራሀ ዘይብሎም ካብ ኣፍ ህጻናት ዝምንዝዑ ኣዛብእ ከተማ ብኢድ ገዲፎም ብእግሮም ዝበልዑ ተካላት ፍጥረት […]
Jan 30 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብዕለት 27/1/07 ብጨንፈር ተ.ሓ.ኤ ሰ/ባ ብምትሕብባር ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ መልቦርን እተኻየደ ፎርም ብዓወት ተዛዚሙ። ኣኼባ ዝመርሑ ብጾት ሓሰን ዒሳን ሃይለሱስ ገብራይን ዕላማን መደብን ፎርም ድሕሪ ምሕባሮም መደብ ብኣስተምህሮ ዶክቶር ብርሃን ኣህመድ ተጀመረ። ዶክቶር ብርሃን ንተሞክሮን ኣሰራርሓን ፖለትካዊ ፓርትታት ኣውስትራልያ ብሰፊሕ ድሕሪ ምግላጽ ካብዚ ተሞክሮ እዚ ብዙሕ ክንመሃር ከምእንኽእል ጠቓሚ ኣብነታት ኣቐሪቡ። ኣብ […]
Jan 27 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ጸሓይና በሪቓ እንተበልናስ መሊሳባ ጸልመተት ሕዝብና ዝተቓለሰ ንናጽነትነ ንሓርነትን ውጺኢቱ እንተረኣኻስ ሓሳርን ባርነትን ሕዝብና ዝተቓለሰ ንፍትሕን ዲሞክራስን ኣብ ግብሪ እንተረኣኻስ ጭው ዝበለ ጭቖናን ምልክነትን ሕዝብና ዝተቓለሰ ንሰላምን ርግኣትን ኣብ ግብሪ እንተራኣኻስ ውግእን ህውከትን ሕዝብና ዝተቓለሰ ክተክል ሕዝባዊ መንግስቲ ብግብሪ እንተራኣኻስ 16 ዓመት ብሓይሎም ነገስቲ ሕዝብና ዝተመነዮ ሰላም ክረክብ ኣብ ሃገሩን ምስ ጎረቤቱን ብግብሪ እንተራኣኻ ሰላም […]
Jan 24 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ንሓዋሩ ክትዝከሩ ማእከሎት መኳንንቲ ናይ ጽባሕ መራሕቲ ፍሉይ ቦታ አለኩም አብ ሂወት ሃገርኩም ዓይንኹም ቃሕ አብሉ ተመራመሩ አብ መንጎ ክልተ ዓለም ዝነብሩ ጨቖንቲ ጀነራላት ዝምድሩሉ ውጹዓት ይከአሎ/ዋርሳይ ዝደኑሉ ራሰይቲ መጠፋፍእቲ ዝጀሃሩሉ የዋሃት ሓቀኛታት ዝሓፍሩሉ ክልተ ዓለም እወ! ብሓቂ ባህሊ አልቦነት ጸይቂ ገበርዎ’ባ ንህዝቢ ጠይቂ ምስትንክር ኤርትርዊ- ዓለም ንገለ ጸልማት- ጀሃንም ንገለ ብርሃን-ለምለም ዓገብ! አደራዕ ሕሰም […]
Jan 22 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ጸሓይ በሪቕሉ ሌባ ከዳናግር ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 17/01/07 ቅጭጭ ዘይብሎ ኤሪትራዊት ኣደ ጾማ ክትሓድር መሬት ከዊሓ እንከላ ኣጸባቢቑ ሓስ.ዩ ዘዳናግር ንጹህ ደሞ እናተኾዖ ብናይ ህግደፍ ቀያሕቲ ሽብር ኤሪትራዊ ንኽትብሎ ይኸብደካ ብዙሕ ትጠራጠር ከም ኣፍ ዑንቊ ጸቢቡዋ ከም ዘሎ እናፈለጥና ወዲጓና ከይተረፈ እና ሰክሐ ብሽግር ህዝብና ሕማም ድዩ […]
Jan 18 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 11/01/07 ካብ ደ.ኣፍሪቃ ክሳብ ኣውስትራልያ ተበራቢሩ ምረት ህዝቡ ሳቕይዎ ተቖጢዑ ኣንጸርጺሩ ተታሊሉ ዝነበረ ህግደፍ ዝተጻዕኖ ኣብ ማእገሩ ውረድ ካብ እንግደዓይ ይኣኽለካ ክብሎ ጀሚሩ ራኣናዮ ሰ.ሰልፊ ናይ ኣውስትራልያ ኣሕዋትና ኣብ ጫፍ ዓለም ኮይኖም ከእውይሉ ንህዝብና ግርማ ዝዓሰሎ ብሓበራ ኣስላምና ክርስትያና ብዘይ ቀላዓለም ካብ ልቢ ዝሰረጸ […]
Jan 11 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/12/06 መንዩ ክድብል ሎሚኸ ባዓል መንየን ክቑነና ህዝቢ ጠሳቕዩ ርዒዱ እንኮሎ ንዘየምሕረልና ኣብ መቑሎ ኣይንሳዕስዕ ከም ቁንጪ ደረቐኛ ብደም ጀጋኑና ከይትሸቅጡ ሎሚ የለን ጅግና ጀጋኑና ሓሊፎምዮ ቀደም ተሰዊኦም ምእንታና እቶም ዝተረፉ ተቖፊዶም ድሃዮምኳ የብልና መንዩ ኪዱ ገንዘብ እረዩ ካብ ዓያሹ ዘለኩም መሬት ከዊሓያ ከም […]
Dec 30 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 27/12/06 ሓንጎሉ ዝዞሮ ዝገብሮ ዘይፈልጥ ዓቕሉ ዘጽበበ መሳጊድ ቤተክርስትያናት ክዓጹ ካብ ተሳባሰበ ሄለን መለስ ፍርፍርላ ዓይነይ ኢላ ካብ ትንበ ጉድ ክንሰምዕና ሎምዘበን ቁሩብ ጥራይ ንጸበ ንቤ ክርስትያን ተባሂሉ ሞባእ ዝተመጽወተ ህግደፍ ዘሚትዎ ቋሕ ኢሉ ዓይኑ ከይዓመተ ሃይማኖታት ፋብሪካ ኮይነን ክፍሊ ማእቶተ ብግዲ ልፍንቲ ኣትዩ […]
Dec 27 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ጥምርትን፡ ምዕብልትን፡ ሰላምን፡ ፍትሕን፡ ደሞክራስን፡ ዝመልኣ ሃገር ንኽትከውን ብዘይዕርፍቲ ለይትን መዓልትን፡ ኣብ ጻዕርን ሓርኮትኮትን እትርከከቡ ኩላትኩም 2007 ዓመተ-ጥዕናን ዓወትን፡ ዓመተ-ፍቕርን ሰላምን፡ ዓመተ-ሕውነትን ሓድነትን፡ ዓመተ-ምትካል ሕዝባዊ መንግስትን፤ ውድቀት ምልካዊ ስርዓትን እተበስር ዓመት ክትኮነልና ሰናይ ትምኒተይ እገልጽ፡፡ ብፍቕሪ ሃገርካ ተመሊእኩም ንክብሪ ሃገርን ሕዝባን ትቃለሱ ዘሎኹም ሕድሪ ሕዝብናን ሰማእታትናን ዘይጠለምኩም ናብ 2007 ኣምላኽ ብጽቡቕ የሳግርኩም ብሓባር ዝጽዓርናሉ ናጽነትና […]
Dec 24 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »