ሓደ ኮለኔል ዝርከቦም 250 መንእሰያት ኣብ ሓደ ሰሙን ኣብ ሱዳን ኣትዮም
ካብ መርበብ ኢንተርነት ኣዱሊስ ዶት ኮም 13.09.2006 መስርሕ ምጽንቃቕ ናይ ኤርትራ ካብ’ቶም ብሉጻት ዓቕምታታ ዝዀኑ መንእሰያት ይቕጽል ኣሎ። ካብ ዕለት 1-7 መስከረም 2006 ኣብ…
ካብ መርበብ ኢንተርነት ኣዱሊስ ዶት ኮም 13.09.2006 መስርሕ ምጽንቃቕ ናይ ኤርትራ ካብ’ቶም ብሉጻት ዓቕምታታ ዝዀኑ መንእሰያት ይቕጽል ኣሎ። ካብ ዕለት 1-7 መስከረም 2006 ኣብ…
GIC 11/09/2006 መደበር ሓበሬት ጋልፍ (GIC) ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና እንቓዕ ናብ ብርሃን ቅዱስ ዮሓንንስ ኣብጸሓኩም እናበለ ርሑስ ኣውደኣመት ክገበረልኩም ትምነ…
ኮሮኩር ኢሳያስ ሃገረ ኤርትራ ተዋሪዳ ሃገርና ኤርትራ ካብቶም ቀደም ዘሓለፉ ጨኮንቲ ገዝህቲ ሎሚ ኣብዘበነ ህግደፍ ህዝብና ብሪኢዎን ተመኲርዎን ዘይ ፈልጥ መሪር ብዘስካሕክሕ ኣረሚናኣዊ ግዝ’ኣት…
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/09/06 ኣብ ልዕሊ ወለዲ ዝወርድ ዘሎ ዘይተኣደነ መዓት ናትና ብዝበልዎ ዘየናሕሲ ኣረሜናዊ ስርዓት ንፍጫሕ መሰንገሎም ወወጢጡ ዝጠብስ…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 08. 09. 2006 ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጣልያን ስደተኛታት ሒዛ ትጕዓዝ ዝነበረት ጃልባ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዕለት…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 07 09 2006 ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ትሕቲ ደቡብ ምድረ-በዳ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት፡ ብዘይካ ደቡብ ኣፍሪቃ፡…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 04.09.2006 ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልኣንባእ” ካብ ናይ ህንዲ ሰሙናዊት መጽሔት “ኒው ስተይትስማን” ዝቀድሓቶ ኣስማት ናይ 10 ዝኸፍኡ ዲክታቶርያውያን…
እቲ ብቐዳም ዕለት 02.09.06 ብመጋባእያ ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ተኸቢሩ ዝወዓለ በዓል ሓደ መስከረም ብዓወት ተዛዚሙ።ዕዱማት መብዛሕትኦም ስዓቶም ኣኽቢሮም…
ወርሒ መስከረም ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ትፍለጠሉ ቀንዲ ነጥቢ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ብሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ብጾቱን እዩ። ስለዝኽነ ድማ ዲሞክራሲያዊ ጉዕዞና ንግምግመሉን…
