ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 26/11/06 ነውራማት ጃንዳ ህግደፍ ኣቤት ክኽእልዎ ካብዝን ካብትን ቆራሪጾም ብዝሰናንዕዎ ቀደም ዝተሳእለ ከም ሓድሽ ስለ ዘምስልዎ ንደገፍቶምዃ ሎምስ ሓሶቶም ደንጽይዎ ኣብልዕሊኦም ዝነበሮ እምነት ተፊኡዎ ብጌጋ ሓበረታ ብናይ ኣሽካዕላል ስብከት ህዝቢ እናደናገሩ ናብ ጽልኢናብ ህውከት ሓውንሓው ከናኸሱ ዝውዕሉ ሕንዚ ዑኮት ሰላም ዘይፈትዉ ሰብ […]
Nov 26 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ሕዳር 24-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ዕጥቂ ኣላሻውያን ኩሉ ሳዕ ዘለቕለቕ ልቕብቃብ ትሕዝቶ ተበታኺ መሽቀቕ ህግደፍ ብዓል ስረ ኣቢሉዎም ሸታሕ ዕርቡን ተቐቢሉ “ሰላማዊ ፍታሕ” ከድዓት ጠላማት ዕላምኦም ጸድፊ ኣመል ናይ ቀደሞም መጺኣ ’ታ ወልፊ ንፋለጥ እንዲና ደርጊ ’ሓይሽ ክብሉ ሕጂ ድማ ህግደፍ ስዓቱ ኣኺሉ ብሰንኪ ከድዓት ጅግና ተባሪሩ ኣንበሳ ናይ ሰውራ ኣርሓ ዝፈከሩ ቀደም […]
Nov 24 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ገዛውቲ ይሕነጽ አሎ ትብልና ሃገር ትልምዕ ኣሎ ትብልና መንገድታት፡ ይስራሕ ኣሎ ትብልና እነተኾነ ግና !! ኣብ ስደት፡ ኣብ ቤት ማእሰረቲ ወይ ኣብ በረኻ´ምበር ኣብ ገዛስ ዝቕመጥ እዝጊ ነይራኣና ባኒ ዝሰኣነ´ምበር ብባኒ ዝጸገበኳ ነይሰማዕና ብእግሩ ዝኸይድ´ውን ይበዝሕ ካብ ብመኪና ሎም ቂነ እሞ ጉድ ሰሚዕና ጉዳይ ዶብ „ተፈቲሑ“ ኢላትና ንጽባሒቱ ከኣ „ኣብ ካርታ ምሕንጻጹ ግና ኣይንቕበሎን ኢና […]
Nov 23 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
አንታ ጉድ ተረኺቡ ጉድ ተረኺቡ ኣብ ከብዲ ዓዲ ጉሒላ ተወሊዱ ደምናን አንጉዕናን ዘፍሰስናሉ ንብረትና ዝዛሕዛሕናሉ ንእስነትና ዝበጀናሉ ሳላሳ ዓመት ዝተቓለስናሉ ሃገራዊ ክብርና ንዓና ንደቅና ንውሉድ ወለዶና ዘማዕዶናዮ ሰላም ዝሐለምናዮ ለምለም እወ ! ዝሀረፍናዮ ስኒት ከመይ ! ዝጸማእናዮ ቅሳነት ማዕረ ዝተመነናዮ ጸጋ ወሪዱና ሐደጋ ዘዕበናዮ ዕንዱ ጨካን ከብዱ አንታ ኣበይ’ዩ ዓዱ ዝፈረየት ማሕጸን ዘባኽን ዘምክን ጸፋር […]
Nov 16 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ሕዳር-11-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ኤርትራ ሃገረይ ታሪኻዊት መርዓት ምዓስ’ዩ ዝዕገት ናይ ደቅኺ ንብዓት? ካበይ’ዩ ዝዘንብ ካበየናይ ሰማይ በየን’ዩ ዝፍልፍል ካበየናይ ቀላይ? አዒንቲ ቀምሲሉ ቅርኒብ ተማሕይዎ ኣበይሲ ክጥምት ደሮና ኣትይዎ ዝናብ እንተበዝሐ ናብ ርቡኡ ’ወርድ ጨው ንብዓት ደቅኺ ምዕጒርቲ ’ጨድድ ሞትሲ ንቡር ነይሩ መርድእ ዝንገሮ ናትክስ ንበይኑ’ዩ ስቕ ኢልካ ቅበሮ ታሪኻዊ ከስዐ ጅግና ትወልድሉ […]
Nov 11 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ናይ እምነት እሱራት ብኣካል ሑዩራት ብመንፈስ ብርቱዓት ናይ ጽባሕ ምሰትያት ፍቕሪ ኣብ ልቦም እምነት ዝማዕተቦም ጽቡቕ ዝግብሮም አረ እንታይ ኢዮም ጌሮም ! ኣመንቲ ተኣስሮም ጀጋኑ ተሓይሮም መንሰያት ተሰዲዶም ቆልዑት ዘኽቲሞም ወለዲ ብሓዘን ሓሪሮም ሃገርና እናጠፍአት ዓይንና ተዓመተት እዝንና ጸመመት ኣፍና እውን ተለጉመት መዓት ወሪዱና ጌና ግን ዘይተረደኣና እንታይ ኢና ኮና ኣምላኽ/ኣላህ […]
Nov 8 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 04/11/06 ኣንቱም ኣማዕደውቲ ኣየብቲ ኣይምስቲ ኣብ ኣጉል ዘለኹም ዱልዱላት ተበለጽቲ ህዝቢ እናቓህመ ከም ጓኖት ተዓዘብቲ ነብሶም ዘይቋጻጸሩ ፈራሓት ተጣራጠርቲ ኮፍ ኢልካ ዓወት የለን ምርኡያት ሊቃውንቲ ደገኹም ሃገራውያን ውሽጥኹም ተጻባእቲ ይዋእኩም ቃራሙ ህግደፍ ነጋሮ መባጻሕቲ ኣደታትኩም ይነብዓ ንስኻትኩም መዳመቕቲ ይራገም ኣሎ ህዝብና ኮንኩሞ ዕሱባት […]
Nov 4 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
10-21-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ፍንጫሕ መሰንገልና ይቕበሩ ከይበደሉ ኣብ ጒድጓድ ይሰፍሩ ህግደፋውያን ሬሳታት ይቖጽሩ ክሳዕ ክንድዚ ወድ-ሰብ ሓሲሩ ብህግደፍ ዘኽቲሙ እግሪ ተኽሊ ኣርጊፎሞ መንእሰይ ከም ቆጽሊ ርእሲ ጅግና ደኒኑ ከም ሓኽሊ ከስዐ ሃገር መኺኑ ከም በቕሊ ሰብ ሓሲሩ ወሪዱ’ብ ዕዳጋ ንምጽወታ ተሰሪዑ ሪጋ ተበቲኑ ክቡር ዓጽመ-ስጋ ምዓንጣ መን’ያ ’ታ ተዘሪጋ? ወላድ ኣደ […]
Oct 21 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብኣዕጽምቲ ደቃ ዝተሃንጸት ኤርትራ ብደም ደቃ ናጻ ዝወጸት ኤርትራ ብርሃጽ ደቃ ዝተሓጽበት ኤርትራ እኒሆ ኣቶ ኢሳያስ ከምድሌቱ ይገብራ እንተደሊዩ ምስ የመን የዋግኣ እነተደሊዩ ምስ ሱዳን የዋግኣ እንተደሊዩ ምስ ኢትዮጵያ የዋግኣ እንተደሊዩ ኣብ ዛየር፤ሶማል .… የዋግኣ እንተደልዩ ምስ ዓለም የጻልኣ ኣይምኣኸሎንዶ ደቃ ኣብ ውሽጢ ሃገር ምስውኣ ዊን ከምዝበሎ ንደቃ ብዘይ […]
Oct 20 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
17-10-06 ረ.ክ.(ባሻይ) ቀባሕ-ባሕ ብሃሊ ሰነፍ ተገራዚ ኣፉ ዝኸፍተሎም ከስትይዎ መርዚ ኣራንሺ ንዕኦም ዕንጒለ ንዓኻ ታሪኽካ ፈሊጦም ኣለልዮምኻ ብጊሓት ይንቁ ይብለካ ክተቱ ምሸት ተራኣኻስ ጎሮሮ ላሕቲቱ መሰል መቓቒሉ ጎደሎ ዝቕበል ለካ ’ስኻ ኢኻ ጸኒሑካ አመል እንታይ ድኣ ኰይኑ ኣፍካ ተሓቲሙ ሱር ነቀል ዘይብል ከምቲ ናይ ቀደሙ ኣንጊህካ ክትጅምር ኣደራሽ ትገበሮ ድሕሪ ፋዱስ […]
Oct 17 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »